Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ሓሰን ናይ ሶማልያ” ኢትዮጵያ ‘ንልኡላውነትን ሓድነትን ሶማልያ ሓደጋ እያ’ ኢሉ

11 ሚያዝያ 2024, 13:32 EAT ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ኢትዮጵያ “ንሉኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማልያ ሓደጋ እያ” ብምባል ምስ ኢትዮጵያ ዝግበር ድርድር ከምዘይህሉ ገሊጹ። ፕረዚደንት ሓሰን ብረቡዕ 10 ሚያዝያ 2023 ንበዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣመልኪቱ ኣብ ዘስመዖ መደረ እዩ ሓደጋነት ኢትዮጵያ ዝተሓሳሰበ ። እቲ ንኣስታት 24 ደቓይቕ ዝወሰደ መደረ እቲ ፕረዚደንት ንውሽጣውን ዞባውን ጉዳያት ዝተንከፈ እዩ…

ዜና ትግርኛ
0

ለካቲት ጣብያ ሓፀት ወረዳ ሓውዜን ኣንፀላልዩ ዘሎ ከቢድ ሓደጋ?

ኣብ ግድብ ፍረ – ለካቲት ጣብያ ሓፀት ወረዳ ሓውዜን ኣንፀላልዩ ዘሎ ከቢድ ሓደጋ ፣ብኣግኡ መፍትሒ ክእለሸሉ ሓረስቶት እታ ጣብያ ሓቲቶም። ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ሓውዜን ብወገኑ ፣ ጊዚያውን ዘላቕን መፍትሒ ንምቕማጥ ምስ ዝምልከቶ ኣካል ሓቢረ እናሰራሕኩ እየ ኢሉ። ተጠቀምቲ ልምዓት መስኖ ሓረስቶት ግድብ ፍረ -ለካቲት ጣብያ ሓፀት ወረዳ ሓውዜን ከምዝሓበርዎ ፣ በቲ ዝተሃነፀ ግድብ ኣብ ዓመት…

ዜና ትግርኛ
0

ሆስፒታል ዓይደር ላባራቶሪ ማሽናት ዕንወት በፂሕዋ ።

ፖሊስ ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ላባራቶሪ ማሽናት ዕንወት ፈፂሞም ዝተብሃሉ ዛጊድ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ኣውዒለ ኢሉ ፡፡ ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ላባራቶሪ ማሽናት ዕንወት ፈፂሞም ዝተብሃሉ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ኣውዒሉ ምርመራ የካይድ ከምዘሎ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ዓይደር ኣፍሊጡ፡፡ 21 መጋቢት 2016 ዓ.ም ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣውስትራልያ ንሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ከምትህብ ኣሚታ

10 ሚያዝያ 2024 ኣብ መንጐ እስራኤላውያንን ፍልስጤማያንን ዘሎ ኵነታትን ሰላማዊ ፍታሕ ክርከቦ ንዝግበር ጻዕሪ ንምድንፋዕ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራልያ፡ ንሃገርነት ፍልስጤም ኣፍልጦ ክትህብ ከምእትኽእል ኣሚታ። እንተዀነ ኣብቲ ዝምስረት መንግስቲ፡ ሓማስ ዝዀነ ተራ ኣይክህልዎን እዩ ክትብል ሚኒስተር ፔኒ ቮንግ ተዛሪባ። ክልተ ተቓወምቲ ሰልፍታት እታ ሃገር፡ ኣውስትራልያ ፈደረሽን ከምኡ’ውን ጽዮናውያን ኣውስትራልያ፡ እዚ ስጉምቲ ግዜኡ ዘይኣኸለ ውሳነ እዩ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣፍሪቃ ንምዃን ‘ሕቶ ኣየቕረብኩን’- ኢላ

10 ሚያዝያ 2024 ኢትዮጵያ ኣባል ዞባዊ ውድብ- ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትከውን ሕቶ ከምዘየቕረበት ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ነብዩ ተድላ ሓቢሩ። ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን ኣባል ዞባዊ ውድብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንምዃን ዝዀነ ተገዳስነት ከምዘይብላ እቲ ወሃቢ ቃል ኣፍሊጡ። ቅድም ክብል መንግስታዊ ሚድያ ኬንያ፡ ኬንያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን [KBC]- ንሓንቲ ላዕለወይቲ በዓል ስልጣን እቲ ዞባዊ ውድብ…

ዜና ትግርኛ
0

ንሰዓብቲ እስልምና፡ ሮሞዳን ቅዱስቲ ወርሒ እያ

ንሰዓብቲ እስልምና፡ ሮሞዳን ቅዱስቲ ወርሒ እያ። ሮመዳን፡ ናይ ዓረብ ቃል ኰይኑ መጸውዒ ናይታ ኣብ ዓውደ-ኣዋርሕ ሃይማኖት እስልምና ዘላ ታሸዐይቲ ወርሒ የመልክት። ንሰዓብቲ እስልምና፡ ሮሞዳን ምስ ስድራቤትናን ፈተውትናን ኰይና መንፈሳዊ ኣስተንትኖ፡ ጸሎትን ሰናይ ተግባራትን እንፍጽመሉ እዋን እዩ። ናይ ጾምን ጸሎትን ወርሒ ዝዀነ ረመዳን ክውዳእ እንከሎ ድማ ዒድ ኣል-ፈጥር ይኽበር። ኣብ መወዳእታ እዛ ወርሒ ዝኽበር እዚ ሃይማኖታዊ…

ዜና ትግርኛ
0

ቦንቢ ፈንዲኡ ኣብ ርእሰ ከተማ ክልል ኣምሓራ- ባርህዳር ቀበሌ 14 ኣብ መስጊድ

ኣብ ርእሰ ከተማ ክልል ኣምሓራ- ባርህዳር ቀበሌ 14 ኣብ መስጊድ ዝነበሩ ኣርባዕተ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት ብ29 መጋቢት 2016 ዓ.ም [ኣ.ግ] ብዕጡቓት ከም ዝተቐትሉ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ እስላማዊ ጉዳያት ክልል ኣምሓራ ገሊጹ። ኣብቲ መጥቃዕቲ ምስ ኣባላት እታ ስድራ ቤት ዝነበረ ጐረቤት እውን ከም ዝተቐትለ ሓላፊ ፋይናንስ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና እታ ከተማ ዓሊ ጌታሁን ሓቢሩ። እቲ…

English News
0

Salsay Weyane #Tigray Demands End to Hostile Propaganda against #Tigrayans——

Opposition Salsay Weyane #Tigray Demands End to Hostile Propaganda against #Tigrayans——Salsay Weyane Tigray has raised alarm over the resurgence of hate speech and propaganda targeting the Tigrayan community, contravening the principles outlined in the Pretoria Agreement. In a weekly statement released earlier today, the party says “Recent broadcasts on state-media outlets have aired speeches inciting…

English News
0

Global Society of Tigray Scholars and Professionals – Headquartersዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ – ዋና ቤት ፅሕፈት

Global Society of Tigray Scholars and Professionals – Headquartersዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ – ዋና ቤት ፅሕፈት BUILDING KNOWLEDGE-BASED RESILIENT SOCIETY info@gsts.org www.gsts.org GSTS’ Public Statement on Priorities and ActionableRecommendations Based on Relevant Studies and Stakeholder Engagement1(Mission Report)2 PreludeThis mission report is the result of GSTS’ recent engagements and deliberations and is aimedprimarily…

ዜና ትግርኛ
0

ብብርኪ ወረዳታት ዝካየድ መድረኽ ገምጋምን ምይይጥን ውድብና ህወሓት ይቕፅል ኣሎ ።

ብብርኪ ወረዳታት ዝካየድ መድረኽ ገምጋምን ምይይጥን ውድብና ህወሓት ይቕፅል ኣሎ ። ውድብና ብምድሓን ንመድረኻዊ ተልእኹኡ ነብቅዕ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብማእኸላይ ኮሚቴ ዝጀመረ መድረኽ ገምጋምን ምይይጥን ውድብና ህወሓት ፤ መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓን ብብርኪ ዞባ ዝተኻየደ ገምጋምን ብምዝዛም ናብ ቀፀልቲ መድረኻት ሰጊሩ ኣሎ ። ብብርኪ ዞባ ኣብ ዝተኻየዱ መድረኻት ኣብቶም ዝተደምደሙ ውሽጣዊ ፀገማት በቢዞብኡ ብኸመይ ከምዝግለፅ መበገሲ…

ዜና ትግርኛ
0

አብ ዝተገበረ ናይ ሳይበር ፓወር ትግራይ ሚድያ ኮንፈረንስ ተጋደላይ ወ/ስላሴ ወ/ሚካኤልኣማካሪ ፕረዚዳንት ግዚያዊ ምሕደራ ትግራይ መብራርሂ ሂቦም

አብ ዝተገበረ ናይ ሳይበር ፓወር ትግራይ ሚድያ ኮንፈረንስስላምን ድህንነትን ትግራይ ብዘላቂ ምውሓስ● ዴሞክራታይዜሽን ክህሉን ሕብርት ትግራውያን ክብ ክብልን● ልምዓት ትግራይ ምርግጋፅ ሙካኑ ናይ ሳይበር ፖወር ወናኒ አይት ኤፍሬም መስፍን መብራርሂ ሂቦምአብቲ ኮንፈረንስ ዝተሳተፍ ክብራት አጋይሽ ተጋደላይ ወ/ስላሴ ወ/ሚካኤል ኤፍሬም መስፍን ሃይሉ ከበደ ዶ/ር ገላውዴዎስ ኣርኣያ ሓጋዚ ፕ/ር የማነ ዘርኣይ መረሳ ፅሃየ ዘይተርክበገብረሥላሴ ካሕሳይ ኪዳነ ሳይበር…

አማርኛ ዜና
0

በፍኖተ ሰላም ከተማ በቀናት ልዩነት ለሁለተኛ ጊዜ ገበያ ውስጥ በፈነዳ ቦምብ ሰዎች ተጎዱ

ከ 1 ሰአት በፊት በአማራ ክልል የምዕራብ ጎጃም ዞን ዋና ከተማ በሆነችው ፍኖተ ሰላም ከተማ በሁለት ቀናት ልዩነት ለሁለተኛ ጊዜ ላይ በፈነዳ ቦምብ 27 ሰዎች መጎዳታቸውን የፍኖተ ሰላም ጠቅላላ ሆስፒታል ምንጭ ተናገሩ። በከተማዋ በሚገኝ የገበያ ስፍራ ላይ ባጋጠመው በዚህ የቦምብ ፍንዳታ ጉዳት የደረሰባቸው ሰዎች ግብይት ላይ የነበሩ ንጹሃን መሆናቸው ተገልጿል። ካለፈው ዓመት ጀምሮ የፋኖ ታጣቂዎች…

ዜና ትግርኛ
0

ካብ ሰርከስ ትግራይ ኣብ ዓለማዊ መድረኻት ዝደመቐት ኰኾብ ሰናይት ኣሰፋ፡

ቅድሚ 9 ሰዓታት “ሰርከስ ንዓይ ዓለመይ፡ ህይወተይ እዩ” ብምባል እያ ትገልፆ። ህይወተይ ኢላ ካብ ትገልፆን ትነብሮን ዘላ ሕልሚ ቍልዕነታ ዝረኸበቶ ዓብይ ከስቢ፡ “ንኻልኦት ኣብነት ምዃነይ’ዩ” ትብል፡ እዛ ኣብ ትግራይ ተወሊዳ ዝዓበየት፡ ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለም ብሰርከስ ዝደመቐት ሰናይት ኣሰፋ። ኣብዚ እዋን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ እትነብር ዘላ ሰናይት፡ ኣብ ኣሜሪካ፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ስጳኛ፡ ስዊዘርላንድ፡ ዱባይ፡ ቻይና፡…

ዜና ትግርኛ
0

ኩነታት ኢትዮጵያን ሶማልያን ናበይ ከምርሕ ይኽእል?

ኢትዮጵያን ሶማልያን ናበይ ከምርሕ ይኽእል? 6 ሚያዝያ 2024, 11:50 EAT ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ መንጐ ጎረባብቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ድሕሪ ዝተራእየ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ሶማልያ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ካብታ ሃገር ኣባሪራ ክልተ ቆንስላታት እውን ክዕጸዋ ኣዚዛ ኣላ። ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ኣብ “ውሽጣዊ ጉዳያታ” ኢዳ ኣእትያ ብዝብል ክሲ፡ ኣምባሳደራ ካብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ን“ኵለመዳያዊ ምምኽኻር” ከምዝጸውዐት ኣፍሊጣ’ያ።…

ዜና ትግርኛ
0

ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዛዕባ እቲ ተመሃሮኡ ዘካየድዎ ሰልፊ እንታይ ይብል?

ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዛዕባ እቲ ተመሃሮኡ ዘካየድዎ ሰልፊ እንታይ ይብል? 6 ሚያዝያ 2024 ሰላማዊ ሰልፊ ዝወፅኡ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ብፖሊስ መውቃዕትን ማእሰርትን ተፈፂምዎም። እቶም ተምሃሮ ምስ ምንዋሕ እዋን ምረቕኦም ብዝተሓሓዝ ዘቕረብዎ ሕቶ ምላሽ ብዘይምርካቡ ናብ ሰልፊ ክወጽኡ ከምዝወሰኑ ንቢቢሲ ተዛሪቦም። እቶም ተምሃሮ ትማሊ ዓርቢ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ እዮም ኣብ ከተማ መቐለ ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ናብ…

አማርኛ ዜና
0

ፑንትላንድ እና ሶማሊላንድ የኢትዮጵያን ቆንስላ ጽህፈት ቤቶችን እንደማይዘጉ አስታወቁ

5 ሚያዚያ 2024, 10:13 EAT የሶማሊያ ፌደራል መንግሥት በፑንትላንድ ዋና ከተማ ጋሮዌ እና በሶማሊላንድ ሐርጌሳ የሚገኙት የኢትዮጵያ ቆንስላ ጽህፈት ቤቶችን እንዲዘጉ ያስተላለፈውን ትዕዛዝ እንደማይቀበሉት ሁለቱ ግዛቶች አስታወቁ። የሶማሊያ ማዕከላዊ መንግሥት የኢትዮጵያ መንግሥት በውስጥ ጉዳዬ ጣልቃ እየገባ ነው በሚል በሞቃዲሾ የኢትዮጵያ አምባሳደር አገሪቱን ለቀው እንዲወጡ እና በከፊል ራስገዟ ፑንትላንድ እና ነጻነቷን ባወጀችው ሶማሊላንድ ያሉት የኢትዮጵያ ቆንስላ…

English News
0

Somaliland will not close Ethiopian consulate

The self-declared republic of Somaliland and Somalia’s semi-autonomous Puntland region have condemned the Mogadishu government’s move to close two Ethiopian consulates. On Thursday the Somali government expelled the Ethiopian ambassador after accusing the diplomat of meddling in the internal affairs of the country and infringing on its sovereignty. The expulsion was sparked by a controversial port deal…

ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ሰብ ተስፋን ሰብ ጓህን ኣብ ጐደና ግጋባ – ካምፓላ

ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ሰብ ተስፋን ሰብ ጓህን ኣብ ጐደና ግጋባ – ካምፓላ 5 ሚያዝያ 2024 ግዱድ ስደት ሰባት ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ እቲ ዝለዓለ ፍልሰት ሰባት ኰይኑ ዘሎ እዩ። ዩጋንዳ ድማ፡ ንዓመታት ሓንቲ ካብተን ኣብ ዓለምና ብቐጻሊ ንስደተኛታት ዝቕበል ክፉት ፖሊሲ ዘለወን ሃገራት ኰይና ጸኒሓ። ኣብታ ሃገር 13 ማእከላት መዕቈቢ ስደተኛታት ዘለው ኰይኖም፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ካምፓላ…

ዜና ትግርኛ
0

ዘስካሕክሕ ታሪኽ ብጥንቃቐ ዝተሰነደሉ ቤተ መዘክር ምጽናት ዓሌት ሩዋንዳ

ዘስካሕክሕ ታሪኽ ብጥንቃቐ ዝተሰነደሉ ቤተ መዘክር ምጽናት ዓሌት ሩዋንዳ 5 ሚያዝያ 2024 ስም፡ ኡሙቶኒ ኣሪዬነ ዕድመ፡ 4 እትፈትዎ መግቢ፡ ኬክ እትፈትዎ መስተ፡ ጸባ ኣማውታ፡ ኣብ ዓይናን ርእሳን ብበሊሕ ነገር ተወጊኣ ዓቢ ስእሊ ኡሙቶኒ ኣብ መንደቕ ተሰቒሉ ኣሎ። ዛንታኣ ዝተሓትመሉ ንእሽቶ ኣትሮነስ ድማ ኣብ ትሕቲ ስእላ ደው ኢሉ’ሎ። ወለዳ ንጽርየታ ኣዝያ እትግደስ ቈልዓ ከም ዝነበረት ይዛረቡ።…

English News
0

Tigray medical association has signed Momerandum of understanding..

Tigray medical association has signed Momerandum of understanding with health professionals network for Tigray which is non profit organization based in North America portland , OR.The collaboration between HPN4Tigray and TMA will include, but is not limited to:-Joint planning and implementation of health and humanitarian initiatives-Joint advocacy efforts for health professionals and better health access-Sharing…

ዜና ትግርኛ
0

ኤርትራ 60 በመቶ የሚሆነው የኢሮብ ብሄረሰብ መሬት በቁጥጥር ስር ማዋሏ ተነገረ፡፡

ኤርትራ 60 በመቶ የሚሆነው የኢሮብ ብሄረሰብ መሬት በቁጥጥር ስር ማዋሏ ተነገረ፡፡ በትግራይ ክልል የሚገኘው የኢሮብ ብሄረሰብ 60 በመቶ መሬት በኤርትራ ቁጥጥር ስር ተይዟል መባሉን ኢትዮ ኤፍ ኤም ሰምቷል፡፡ይህንን ያለው ደግሞ ኢሮብ አኒና የሲቪክ ማህበረሰብ ድርጅት ነው፡፡ የድርጅቱ የቦርድ አባል የሆኑት አቶ ተስፋይ አብዓላ ከጣብያችን ጋር በነበራቸው ቆይታ እንዳስታወቁት ከሆነ በወረዳው ካሉ ስድስት ቀበሌዎች ሁለቱ በከፊል…

ዜና ትግርኛ
0

እቲ ከም መሕለፊ ግዜን መዘናግዕን እትርእዮ ዝነበረት ጥበብን ክእለትን ኣብ መወዳእትኡ መኽሰብ ናብ ዘለዎ ትካል ክትቅይሮ በቒዓ

ሰምሃል ጉዕሽ 16 መጋቢት 2024 ሰባት፡ ንሰምሃል ጉዕሽ፡ ግዜኺ ኣብ ምንታይ ተሕልፍዮ? ኣብ ትርፊ ሰዓትኪ’ኸ እንታይ ትገብሪ? ክብሉ ብዙሕ ግዜ ይሓቱዋ እዮም። ይኹን እምበር እቲ ከም መሕለፊ ግዜን መዘናግዕን እትርእዮ ዝነበረት ጥበብን ክእለትን ኣብ መወዳእትኡ መኽሰብ ናብ ዘለዎ ትካል ክትቅይሮ በቒዓ። ሰምሃል፡ ፈጻሚት ስራሕ ልዕሊ 100 ሰራሕተኛታት ናይ ዝሓቘፈ ‘ካባና ዲዛይን’ እያ። እቲ ዓብዩ ትካል…

English News
0

Somalia has expelled the Ethiopian ambassador from the country and ordered the closure of two consulates.

Somalia has expelled the Ethiopian ambassador from the country and ordered the closure of two consulates. It accused Ethiopia of infringing on Somalia’s “sovereignty and internal affairs”. Somalia also recalled its ambassador from Ethiopia’s capital, Addis Ababa, for “comprehensive consultations”. Ethiopia’s foreign ministry spokesperson Nebiyu Tedla told Reuters news agency the government did not have…

ዜና ትግርኛ
0

ሂዩማን ራይትስ ዎች፡ ሎሚ 26 መጋቢት 2016 ዓ.ም [ግ] ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከተማ መርዓዊ ብዙሓት ንጹሃት ዜጋታት ከምዝቐተለን፡ ገበናት ኲናት ከምዝፈጸመን ይሕብር።

ቅድሚ 6 ሰዓታት ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እትርከብ ከተማ መርዓዊ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሰላማውያን ሰባት ቀቲሎም ተባሂሎም ካብ ዝኽሰሱ ልዕሊ ክልተ ወርሒ ኣቝጺሩ ኣሎ። ሂዩማን ራይትስ ዎች፡ ሎሚ 26 መጋቢት 2016 ዓ.ም [ግ] ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከተማ መርዓዊ ብዙሓት ንጹሃት ዜጋታት ከምዝቐተለን፡ ገበናት ኲናት ከምዝፈጸመን ይሕብር። እቲ ትካል ኣብ ክልል…

ዜና ትግርኛ
0

ወዲ 62 ዓመት ኣመሪካዊ፡ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማሳቹሰትስ ብመጥባሕቲ ኩሊት ሓሰማ ምስተተኸለሉ ትማሊ ረቡዕ ናብ ገዛኡ ከም ዝኸደ ተገሊጹ።

ካብ ሓሰማ ብጀነቲካዊ ኣገባብ ዝተመሓየሸ ኩሊት ዝተገብረሉ ፈላማይ ሰብ ካብ ሆስፒታል ተፋንዩ። እዚ ወዲ 62 ዓመት ኣመሪካዊ፡ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማሳቹሰትስ ብመጥባሕቲ ኩሊት ሓሰማ ምስተተኸለሉ ትማሊ ረቡዕ ናብ ገዛኡ ከም ዝኸደ ተገሊጹ። ቅድሚ ሕጂ ካብ ጀነቲካዊ ምትዕርራይ ዝተገብረሎም ሓሰማታት ዝግበር ተኸላ ኩሊት ፈሺሉ እዩ። እዚ ኣገባብ ክሳብ ሕጂ ብዝተረኸቦ ዓወት ኣብ ዓውዲ…

ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስቲ ኣብ ባጽዕ በጺሑ ዑደት ዘካይድ ዘሎ፡ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ዝመርሖ ዘሎ ልኡኽ ሩስያ ብሰሉስ ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ተፈሊጡ።

1 ሚያዝያ 2024 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስቲ ኣብ ባጽዕ በጺሑ ዑደት ዘካይድ ዘሎ፡ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ዝመርሖ ዘሎ ልኡኽ ሩስያ ብሰሉስ ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሓምለ ኣብ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ዝተሳተፈ ፕረዚደንት ኢሳያይስ፡ ኣብ መንጐ ክልቲአን ሃገራት ኣብ መዳይ ምክልኻል ጸጥታን ከምኡ’ውን ጽላታት ዕደና፡ ሃብቲ ባሕሪ፡ ሕርሻን ጸዓትን ትሕተ ቅርጽን ምትሕግጋዝ ክግበር ዝተበጽሐ ስምምዕ…

ዜና ትግርኛ
0

ሶማልያ፡ ሎሚ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ከም ዝሰጐገትን ኣብተን ሓውሲ ናፃ ርእሰ ምምሕዳራት ዝዀና ፑንትላንድን ሶማሊላንድን ዝነበሩ ክልተ ቈንስላታት ከም ዝዓጸወትን ተገሊጹ።

ሶማልያ፡ ሎሚ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ከም ዝሰጐገትን ኣብተን ሓውሲ ናፃ ርእሰ ምምሕዳራት ዝዀና ፑንትላንድን ሶማሊላንድን ዝነበሩ ክልተ ቈንስላታት ከም ዝዓጸወትን ተገሊጹ። እዚ ሕዚ ዝተወስደ ኣምባሳደር ናይ ምስጓግ ስጉምቲ፡ ብሰንኪ እቲ ኣብ ሞንጐ ክልቲአን ሃገራት ዝስዓበ ምውጣጥ ዝመጽአ ምዃኑ ክልተ ሰብ መዚ ሶማልያ ገሊጾም ክብል ሮይተርስ ጸብጺቡ። ኣፍ ደገ ባሕሪ ዘይብላ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣይ ኤም ኤፍ’) ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ናይ ሰሙናት ፃንሒት ኣብ ስምምዕ ልቓሕ ከይበፅሐ ዛዚሙ።

ቅድሚ 6 ሰዓታት ዓለምለኻዊ ትካል ገንዘብ (IMF – ‘ኣይ ኤም ኤፍ’) ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ናይ ሰሙናት ፃንሒት ኣብ ስምምዕ ልቓሕ ከይበፅሐ ዛዚሙ። ወከልቲ እቲ ትካል ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምምጻእ ኣብ ጉዳይ ልቓሕ ክዝትዩ ዝጸንሑ፡ ኢትዮጵያ ሃገር ቦቈል ቁጠባዊ ትልሚ ንምትግባር ዘኽእላ ፋይናንሳዊ ደገፍ ክትረክብ ምሕታታ ስዒቡ እዩ። ኣይ.ኤም.ኤፍ ምዝዛም እቲ ዑደት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡…

English News
0

Tigray IRA Warns Amhara Regional State Over Incorporation of Parts of Tigray in Curriculum Maps

The Tigray regional administration warned! —-The Tigray Interim Regional Administration (IRA) issued a stern warning to authorities in the Amhara Regional State following the inclusion of Tigray’s constitutional territories within Amhara’s curriculum maps. “Tigray IRA Cabinet has learned that the Amhara regional state has included parts of Tigray in its school curriculum maps,” the statement…

ዜና ትግርኛ
0

ዛንታና መፀሓፍ ብ Yapi Mapi !

ኣብ ዕፅዋን ክባን ፀኒሐ ብናይ ፈጣሪ ሓይሊ ብሂወት ተሪፈ ኣብ ህዝበይ ዝተፈፀመ ግፍዒ ከይርሳዕ ከይድገም ብዝብል ተበግሶ፤እዚ ዛንታና ዝብል መፅሓፍ ፅሒፈ ምሳኹም ምስ ኣሕዋተይን ወለደይ ብሓባር እዛ መዓልቲ እዚኣ ምርኣይዬ ንዓይ ዓብዪ ትዕድልትን ዓወትን እዩ :: ኽብረት ይሃበለይ የቐንየለይ ክብለኩም ይፎቱ ። ። ሓድነትና ይስጠም ፣ሓላፍነት ዝስመዐና ናይ ባዕልና ነኽብር ናይ ባዕልና ንፎቱ ዜጋታት ንኹን፤…

ዜና ትግርኛ
0

ትካል ሜሪስ ሚልስ (mary‘s meals) !4.5 ሚልዮን ተጋሩ ህፁፅ ሓገዝ የድልዪም ትብል።

ትዕዝብትን ምስክርነትን ትካል ሜሪስ ሚልስ (mary‘s meals) ! ኣብ ዝሓለፉ ዓመት ናብ ትግራይ እንትመፅእ ሕዚ መዕቆቢ ተመዛበልቲ ኮይኑ ዘሎ ቦታ ንስራሕቲ ልምዓት ኢንዳስትሪ ዝተኸለለ ቦታ እዩ ነይሩ ትብል ኣብ ሜሪስ ሚልስ ( mary‘s meals) ላዕለወይቲ ትሕዝቶ ኢዲተር ሾና ሼ። ሎሚ ተመለሲ ኣብ መቐለ ንልምዓት ኢንዳስትሪ ክውዕል ተባሂሉ ዝተሓረየ ቦታ መዕቆቢ ተመዛበልቲ ወገናት ኮይኑ ረኺበዮ ክትብል…

አማርኛ ዜና
0

የተፈጠረው የነዳጅ እረጥትአዲስ አበባ ከተማን ጨምሮ በበርካታ የሀገሪቱ ክፍሎች ችግር ፈጥረዋል

የተፈጠረው የነዳጅ እረጥት … “ነገ፣ መጋቢት 25 ቀን 2016ዓ.ም ይቀረፋል” – የኢትዮጵያ ነዳጅ አቅራቢ ድርጅት ከሰሞኑ አዲስ አበባ ከተማን ጨምሮ በበርካታ የሀገሪቱ ክፍሎች ከወትሮው በተለየ ረጃጅም የነዳጅ ሰልፎችና የነዳጅ እጥረት መከሰቱን ተከትሎ የኢትዮጵያ ነዳጅ አቅራቢ ድርጅት የነዳጅ እጥረት የተፈጠረው ጅቡቲ ላይ የዘነበውን ከባድ ዝናብ ተከትሎ ድልድይ በመሰበሩ ነው ብሏል። በተጨማሪም ነዳጅ የጫነ አንድ የነዳጅ ቦቴ…

English News
0

Adem Farah makes his debut trip to Mekelle to kick-start delayed political talks between the federal government and TPLF

Adem Farah, who has just been appointed as Head of the Democracy Building Center Coordinator Office with the rank of Deputy Prime Minister, made his debut trip to Mekelle, the capital of the #Tigray region, to kick-start delayed political talks between the federal government and the Tigray People’s Liberation Front (TPLF). According to the readout…

ዜና ትግርኛ
0

ህወሓትን ብልፅግናን አብ መቀለ ዘተ ሰምሞእ ጌሮም, ተሰማዐሚእና ኢሎም።

ውድብና ህወሓትን ብልፅግናን ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ ስሩዕ ፓለቲካዊ ዝርርብ ከካይዱ ኣብ ስምምዕ በፂሖም ። ብምክትል ፕረዚደንት ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ብልፅግና ምስ ፈፃሚ ስራሕ ውድብና ህወሓት ሎሚ 24 መጋቢት 2016 ዓ/ም ኣብ መቐለ ዘትዩ ። ኣብቲ ዘተ ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ ፓለቲካዊ ዝርርብ ክልቲኦም ውድባት ቅድም ኢሉ ክጅመር ከምዝነበሮ ብምርድዳእ ኣብ ሓፂር እዋን…