Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ መሬትን ማኣድንን ሰፊሕ ዘይሕጋውነትን ውራን ይረአ ስለዘሎ ዝተዋደደ ርብርብ ከምዝሓትት ቢሮ መሬትን ማዓድንን ኣፍሊጡ።

ኣብ መሬትን ማኣድንን ሰፊሕ ዘይሕጋውነትን ውራን ይረአ ስለዘሎ ዝተዋደደ ርብርብ ከምዝሓትት ቢሮ መሬትን ማዓድንን ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ነዙይ ዘፍለጠ 22 ሚያዝያ 2016 ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ እንትኾን፣ እቲ ቢሮ ብርክት ዝበሉ ሓላፍነት ዘለዉዎ ኮይኑ ብፍላይ ኣብ ክልተ ቀንዲ ሃፍቲ ትግራይ ዝኾኑ ሴክተራት መሬትን መዓድንን እናተንቀሳቐሰ ከምዝርከብ ሓላፊ ቢሮ መሬትን ማዓድንን ኣይተ ካልኣዩ ገብረህይወት ገሊፆም፡፡ ኣብ…

English News
0

​ April 28, 2024 H.E. Moussa Faki Mahamat  Chairperson, African Union Commission (AUC) African Union (AU) Addis Ababa, Ethiopia Re: Expressing Our Profound Disappointment with Your Statement, Released on April 25, 2024 Your Excellency Mr. Moussa Faki Mahamat, The Security and Justice for Tigrayans (SJT), a global advocacy organization representing the Tigrayan diaspora, along with the cosigning organizations listed below, write this…

አማርኛ ዜና
0

በአሰቃቂ ሁኔታ የተገደሉት ፖለቲከኛው በቴ ኡርጌሳ ሲታወሱ

ከ 8 ሰአት በፊት በኦሮሞ ነጻነት ግንባር ውስጥ ‘የማይናወጥ ጽናት’፣ ‘በሀሳብ ውይይት ጀርባውን የማይሰጥ’፣ እና ‘የግንባሩ አዲስ ትውልድ ምልክት’ እየተባሉ የተወደሱት አቶ በቴ ኡርጌሳ ሚያዝያ 3/2016 ዓ.ም. በመቂ ከተማ በአሰቃቂ ሁኔታ ተገድለው ተገኝተዋል። አቶ በቴ እስከ ተገደሉበት ቀን ድረስ የኦሮሞ ነጻነት ግንባር የፖለቲካ ዘርፍን ይመሩ ነበር። ከዚያ ቀደም ብሎ በተደጋጋሚ በሽብርተኝነት ክስ ተደጋጋሚ እስራት እና…

ዜና ትግርኛ
0

ብሰንኪ ጾታዊ ዓመጽ ኣዋጅ ህጹጽ ግዜ ዝኣወጀት ሃገር

30 ሚያዝያ 2024, 11:21 EAT ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ሴራሊዮን፡ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዝተስፋሕፈሐ ጾታዊ ዓመጽን ጾታዊ መጥቃዕቲታትን ኣዋጅ ህጹጽ ግዜ ካብ እትእውጅ ሒደት ዓመታት ተቈጺሮም ኣለው። ፕሬዝደንት ጅልየስ ማዳ፡ ብ2019 ዓ.ም (ኣ.ኤ) ቘራጽ ዝተባህለ ኣዋጅ ኣዊጁ። ድሕሪ ሓሙሽተ ዓመት፡ ግዳያት ጾታዊ መጥቃዕቲታት ፍትሒ ረኺቦም’ዶ ዝብል ቢቢሲ ኣፍሪቃ ኣይ መርሚሩ ኣሎ። መጠንቀቕታ፡ እዚ ጽሑፍ ንገለ ኣንበብቲ…

English News
0

The AU’s recent statement has inadvertently cast a cloud of doubt on its commitment to impartial stewardship of the peace process.

Ethiopia’s nascent peace process teeters on the brink of renewed conflict. The African Union’s (AU) recent pronouncements regarding the implementation of the Pretoria Cessation of Hostilities Agreement (CoHA) have ignited a firestorm of debate. Signed in November 2022 with the fervent hope of ending the brutal Tigrayan War, the CoHA’s efficacy hinges on the complete…

አማርኛ ዜና
0

ኢትዮጵያውያን ጉምቱ የሕክምና ባለሙያዎች ወደ ሩዋንዳ የሚፈልሱት ለምንድነው?

29 ሚያዚያ 2024 ሩዋንዳ በጤና መስክ እጅግ ስኬታማ ጉዞ እያደረጉ ያሉ አገራት ብሎ የዓለም ጤና ድርጅት የመሰከረላቸው መካከል አንዷ ናት። “የሺህ ተራራዎች ምድር” ተብላ የምትጠራው ትንሽዬዋ የምሥራቅ አፍሪካ አገር የሕዝብ ቁጥር ከ15 ሚሊዮን ባይልቅም በጤናው ዘርፍ ግንባር ቀደም ከሚባሉት ተርታ ተመድባለች። የዓለም ኢኮኖሚክ ፎረም መረጃ እንደሚጠቁመው 90 በመቶ ሕዝቧ የጤና ኢንሹራንስ ሽፋን አለው። ኤችአይቪ በደማቸው…

ዜና ትግርኛ
0

ኤርትራ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝተኻየደ ማእሰርቲ ወንጌላውያን ኣመንቲ

ቅድሚ 8 ሰዓታት ኣብ ኤርትራ ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ወንጌላውያን ኣመንቲ ብኣባላት ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ተሓለቕቲ ሓቢሮም። ‘ረሊዝ ኤርትራ’ ዝተባህለ ንመሰላት ኣባላት ዝተኣገዳ ኣብያተ-ክርስትያንን ካልኦትን ግዳያት ማእሰርቲን ዝጣበቕ ማሕበር ከምዝበሎ፡ እቲ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ኣብ ቀንዲ ከተማታት ዞባ-ጋሽባርካ’ዩ ተፈጺሙ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ከተማ ኣቑርደት፡ ባረንቱን ተሰነይን ኣብ ዝተኻየደ ስርሒታት ልዕሊ 30 ኣመንቲ ከምዝተኣስሩ እቲ ጸብጻብ…

ዜና ትግርኛ
0

ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ግዝያዊ እገዳ ቪዛ ኣንቢሩ

ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ግዝያዊ እገዳ ቪዛ ኣንቢሩ ቅድሚ 8 ሰዓታት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ግዝያዊ እገዳ ቪዛ ከምዘንበረ ኣፍሊጡ። ሎሚ 29 ሚያዝያ 2024 ኣብ መርበብ ሓበሬታ እቲ ቤት ምኽሪ ዝወጸ መግለጺ፡ እቶም ብመሰረት ሕጊ’ቲ ሕብረት ንኢትዮጵያውያን ቪዛ ንምሃብ ዝውዕሉ ዝነበሩ ኣገባባት ከምዝተኣገዱ የመልክት። ከም ውጽኢቱ ድማ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፡…

ዜና ትግርኛ
0

“ስክሪፕት ሒዝኻ ናብ ኣኼባ ይእተ ነይሩ”ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም

“ስክሪፕት ሒዝኻ ናብ ኣኼባ ይእተ ነይሩ”ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ፣ ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይን ጊዚያዊ ምምሕዳርን ኣመልኪቶም ኣብ ‘ሳይበር ፓወር ትግራይ’ ዝተብሃለ ሚድያ ኣብ ዝገበርዎ ፃኒሒት ኣፍሊጦም። እዚ ዝበሉ ኣብ ውድብ ህወሓት ተፈጢሩ ዝነበረ ነዊሕ ግዜ ዝወሰደ ኣኼባን ተኽንን ብገለ ገለ ሰባት ይንፀባረቑ ዝነበሩ ጠቐነታት…

English News
0

GSTS Expresses Disappointment with African Union Chairperson’s Statement

GSTS Expresses Disappointment with African Union Chairperson’s Statement—The Global Society of Tigrian Scholars and Professionals (GSTS) has issued a critique of the recent statement by the Chairperson of the African Union Commission, Moussa Faki Mahamat, regarding the new clashes in southern #Tigray. In a press release on Friday, GSTS expressed deep disappointment with what it…

English News
0

Opposition National Congress of Great Tigray Condemns AU’s Mischaracterization of Tigray’s Territories, Urges Rectification of Misleading Statements

Opposition National Congress of Great Tigray Condemns AU’s Mischaracterization of Tigray’s Territories, Urges Rectification of Misleading Statements—-The National Congress of Great #Tigray (Baitona) issues a strong condemnation against the African Union’s (AU) recent mischaracterization of Tigray’s territories and misrepresentation of the situation in the region. In a statement released earlier today, Baitona opposes statements released…

ዜና ትግርኛ
0

ቅንያት ትግራይ

ሳይበር ፓወር ትግራይ ሚድያ ★ ኣቦ ወንበር ኮምሽን ሕብረት ኣፍሪካ ንምሉእነት ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ክተግሁ ፃውዒት ቀሪቡ ። ዓለም-ለኸ ማሕበረሰብ ሙሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ እቲ ሎሚ ቕነ ብኣቦ ወንበር ኮምሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሚስተር ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዝተውሃበ መግለፂ ” ዘደንፁን ናብ ጌጋ ከምርሕ ዝኽእል” መግለፂ እዩ ብምባል ቅርታ ከምዝፈጠረሉ ገሊፁ ። ብተደጋጋሚ በቲ ሕብረት “ክልቲኦም…

ዜና ትግርኛ
0

ተወሳኺ መፅንሒ ማእኸል ግልጋሎት ሕክምናን ስልጠናን ፆታዊ ዓመፅ ዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ማይጨው ከምዝኽፈት ተገሊፁ።

ተወሳኺ መፅንሒ ማእኸል ግልጋሎት ሕክምናን ስልጠናን ፆታዊ ዓመፅ ዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ማይጨው ከምዝኽፈት ተገሊፁ። እዚ መፅንሒ ማእኸል ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኤጀንሲ ፈንድ ስነ ህዝቢ UNFPA ካብ ኤምባሲ ዴንማርክ ብዝረኸቦ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝኽፈት እውን ተገሊፁ። ኣብ ዕላውነት እቲ ፕሮጀክት ተረኺበን መልእኽቲ ዘሕለፋ ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ወይዘሮ ፍረወይኒ ገብረእግዚኣብሄር፣ ብኲናት ፅንተት…

ዜና ትግርኛ
0

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብ 2 ነጥቢ 9 ሚልዮን ብር በጀት ብድርቂ ኣብ ዝተጠቕዓ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብ 2 ነጥቢ 9 ሚልዮን ብር በጀት ብድርቂ ኣብ ዝተጠቕዓ ሓሙሽተ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣበርገለ የጭላ መርሃ ግብሪ ምገባ ተምሃሮ ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ። በቲ መርሃ ግብር 1 ሽሕን 647 ህፃውንቲ ተምሃሮ ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ድማ ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ።

ዜና ትግርኛ
0

ልዕሊ 6 ሚልዮን ዶላር ብምትላል ዝተኸሰሱ ቀሲስ በላይ፣

25 ሚያዝያ 2024, 10:27 EAT ስኑዕ ሰነዳት ተጠቒሞም ልዕሊ ሽዱሽተ ሚልዮን ዶላር ከውጽኡ ፈቲኖም ብዝብል ዝተጠርጠሩን ኣብ ቀይዲ ዝኣተዉን ቀሲስ በላይ መኮነን ትማሊ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ሃይማኖታዊ ኣቦ፡ “እቲ ተግባር ኣብ ዝተፈጸመሉ ቦታ ዝተረኸብኩ ሰባት ኣታሊሎምኒ እዩ” ክብሉ ንቤት ፍርዲ ምዝራቦም ጠበቓኦም ኣቶ ቱሊ ባይሳ ሓቢሩ። ቅድም ክብል ሃገረ ስብከት ኦሮሚያ ንምቛም ብዝገበርዎ…

አማርኛ ዜና
0

የብልጽግና መንግስት የትግራይ መከላከያ ሰራዊት (TDF) በፍጥነት ትጥቅ መፍታት አለበት በማለት ዳግም በትግራይ ላይ የጄኖሳይድ ጦርነት ለመክፈት እየሰራ መሆኑን ዛሬ አስመስክሯል

ሰበር ዜና❗️ የብልጽግና መንግስት የትግራይ መከላከያ ሰራዊት (TDF) በፍጥነት ትጥቅ መፍታት አለበት በማለት ዳግም በትግራይ ላይ የጄኖሳይድ ጦርነት ለመክፈት እየሰራ መሆኑን ዛሬ አስመስክሯል፡፡ በሀገራዊ የደህንነትና ፀጥታ ጉዳዮች ዙሪያ በዛሬው ቀን በተደረገ ምክክር ላይ የተሰጠው ጋዜጣዊ መግለጫ ፍጹም ያልተጠበቀ ነው፡፡ በፕሪቶሪያ የሰላም ስምምነት መሰረት የትግራይ ህገመንግስታዊ ይዞታዎች የሆኑት ራያ እና ወልቃይት ወደ ትግራይ እንዲመለሱ እየተደረገ ነው…

ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ምስ ውድብ ብልፅግና ኮነ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ እወንታዊ ናይ ስራሕ ርክብ ከም ዘለዎ ተዛሪቡ።

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ምስ ውድብ ብልፅግና ኮነ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ እወንታዊ ናይ ስራሕ ርክብ ከም ዘለዎ ተዛሪቡ። ምፅንባር ህወሓት ናብ ብልፅግና ኣመልኪቱ ኣብ ቀረባ መዓልታት፡ ክወፁኡ ዝቐነዩ ሓበሬታታት ግን “ፍፁም ሓሶት’ዮም” ክብል ነፂጉ። ቢቢሲ ትግርኛ ፕረዝደንት ጌታቸው ኣብ ፎኮስ ኦን ኣፍሪካ ቐሪቡ ንዝሃብዎ መብርሂ ብምጥቃስ ከም ዝፀብፀቦ ። “ኣብ ቀረባ…

ዜና ትግርኛ
0

አብ ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ጣብያ ጥዕና ጅራ ብልዕሊ 10 ሚልዮን ብር ይፅገን ከምዘሎ ዳይሬክተር እቲ ጥዕና ጣብያ አፍሊጡ።

አብ ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ጣብያ ጥዕና ጅራ ብልዕሊ 10 ሚልዮን ብር ይፅገን ከምዘሎ ዳይሬክተር እቲ ጥዕና ጣብያ አፍሊጡ። ኣብ ትግራይ ብዝተፈፀመ ፅንተታዊ ኩናት ኣብ ወረዳ ዓዴት ዝርከባ ትካላት ጥዕና ከምዝዓነዋ ኮይነን ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ጣብያ ጥዕና ጅራ ፀላእቲ ብተደጋጋሚ ዕንወት ዝበፅሖ እዩ ነይሩ ። አብዚ ሕዚ እዋን ግና ጣብያ ጥዕና ጅራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ብዓለምለኸ…

ዜና ትግርኛ
0

ምጥንካር ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ንሰላምን ዕቤትን “ብዝብል መራሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

“ምጥንካር ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ንሰላምን ዕቤትን “ብዝብል መራሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብዚ መድረኽ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ሓላፊ ካቢኔ ሰክሪተርያት ትልሚን ስግግር ማሕበራዊ ልምዓትን ፕሮፌሰር ክንደያ ገብረህይዎት፣ እቲ መድረኽ ዘተን ስዒቡ ዝሳለጥ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚብሽንን ካብ ቁጠባዊ ረብሕኡ ብተወሳኺ ርክብ ህዝብታት ዘጠናኽርን ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ዘጠናኽርን ምዃኑ ተዛሪቦም። ሓላፊ ኤጀንሲ…

ዜና ትግርኛ
0

ኢማራት ዓረብ ንኸምዚ ዝበለ ዘይንቡር ዝናብ ዝተዳለወት ድያ

19 ሚያዝያ 2024 ኣብ ሃገራት ወሽመጥ ዝሃርም ዘሎ ዘይንቡር ከቢድ ዝናብ ኣብ ሰብን ንብረት ከቢድ ዕንወት ኣውሪዱ’ሎ። ብሰንኩ ዝሰዓበ ዕልቕልቕ ኣብታ ማእከል ንግዲን ቱሪዝምን ዓለም ዝዀነት ከተማ ዱባይ ኣብ መጓዓዝያ ኣየርን ምድርን ሰፊሕ ምትዕንቓፍ ኣስዒቡ ይርከብ። ኣብታ ከተማ ዝርከብ ብንጥፈታቱ ኣብ ዓለም ብካልኣይ ደረጃ ዝስራዕ ዓለምለኻዊ መዓርፎ ነፈርቲ ዱባይ ብማይ ስለዘዕለቕለቐ፡ በረራታት ክሳብ ምቁራጽ በጺሑ’ዩ።…

ዜና ትግርኛ
0

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ሚሳይል ፈጺማ

19 ሚያዝያ 2024 እስራኤል ዝወንጨፈቶ ሚሳይል ንኢራን ክሃርማ እንከሎ ኣብ ማእከል እታ ሃገር ፍንጀራ ተሰሚዑ። ሚሳይል እስራኤል ንኢራን ከምዝሃረመ ሰበስልጣን ኣሜሪካ መሻርኽቲ ንዝዀነ ማእከን ዜና ሲቢኤስ ኒውስ ሓቢሮም። ኣብ ማእከላይ ግዝኣት ኢስፋሃን ፍንጀራ ከምዝተሰምዐን ኣብ ብዙሓት ከተማታት በረራታት ከምዝተቛረጸን ጸብጻብ ማዕከናት ዜና ኢራን ኣመልኪቱ። እስራኤል ሕነ ናይቲ ብቐዳም ምሸት ኣብ ልዕሊኣ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ምላሽ ከም…

ዜና ትግርኛ
0

ኣመሓደርቲ ክልቲኦም ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ነንሕድሕዶም ምክሳስ ቀጺሎም ኣለዉ።

ትግራይ-ኣምሓራ፡ ኣብ ከባቢ ኣላማጣ ዘሎ ኵነታት ብኸመይ እዩ ማዕቢሉ? 18 ሚያዝያ 2024, 13:33 EAT ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ቀዳም ኣትሒዙ ምልውዋጥ ተዅሲ ኣብ ዝተገበረሉ ከባቢታት ደቡብ ትግራይ – ራያ ኣላማጣ ሞትን ምምዝባለን ዘስዐበ ኰይኑ፡ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣንጻራዊ ምርግጋእ ከምዘሎ ምንጭታት አሎ ኣመሓደርቲ ክልቲኦም ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ግን ነንሕድሕዶም ምክሳስ ቀጺሎም ኣለዉ። ክልል ኣምሓራ ትማሊ…

ዜና ትግርኛ
0

‘ኣቦ ውቕሮ’ – ስጳኛዊ ኣባ መልኣኩ ልዕሊ 32 ዓመታት ኣብ ትግራይ

18 ሚያዝያ 2024 ወለዶም ዝሃብዎም መጸውዒ ስም ኤንጀል ኦላራን እዩ። ኣባ መልኣኩ ዝብል ስም ዝሃቦም ድማ እቲ ንልዕሊ ርብዒ ዘመን ብወለንታኦም ዘገልገልዎ ህዝቢ ከተማ ውቕሮ ከምዝዀነ ይዛረቡ። ብ 1938 ኣብ ስጳኛ ከተማ ሄርናኒ ዝተወለዱ ኤንጀል ኦላራን ካብ ቀዳማይ ደረጃ ክሳብ ዩኒቨርሲቲ ስሩዕ ትምህርቲ ብምክትታል ኣብ ባንክ ተቘጺሮም ስራሕ ጀሚሮም። ኣብ ስራሕ ባንኪ ኰይኖም ግን ውሽጦም…

ዜና ትግርኛ
0

መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ንምድላው ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ነቲ ጉባኤ ዘድሊ ምድላዋት ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ

መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ንምድላው ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ፣ ማእኸላይ ኮምሽን ቁፅፅርን ኣባላትን ዝተጣየሸ ኣሰናዳኢ ሽማግለ ስራሕቱ ንምውጋን ዘኽእልዎ ኣወዳድባ ሒዙ ነቲ ጉባኤ ዘድሊ ምድላዋት ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣደ-ወንበር እቲ ኣሰናዳኢ ሽማግለን፤ ኣባል ፈፃሚት ስራሕን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ህወሓትን ብፂት ፈትለወርቅ ገብረእግዝኣብሄር ኣብ ቅድመ ምድላው ጉባኤ ውድብና ኣመልኪታ ኣብ ዝሃበቶ መግለፂ መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ…

አማርኛ ዜና
0

በዶ/ር ነገሬ ሌንጮ የተመራ የኢ/ያ የህዝብ ተወካዮቾ ምክርቤት የሰው ሃብት ልማት ስራ ስምሪትና ቴክኖሎጂ ጉዳዮች ቋሚ ኮሚቴ አባላት ዛሬ 9/8/2016 ዓ/ም በመቐለ ዩኒቨርስቲ የስራ ጉብኝት አድርገዋል።

በዶ/ር ነገሬ ሌንጮ የተመራ የኢ/ያ የህዝብ ተወካዮቾ ምክርቤት የሰው ሃብት ልማት ስራ ስምሪትና ቴክኖሎጂ ጉዳዮች ቋሚ ኮሚቴ አባላት ዛሬ 9/8/2016 ዓ/ም በመቐለ ዩኒቨርስቲ የስራ ጉብኝት አድርገዋል።የቋሚ ኮሚቴው ከመቐለ ዩኒቨርስቲ ማናጅመንት ኣመራርና ሰራተኞች ሰፊ ውይይት አካሄደዋል። ለቋሚ ኮሚቴው ሰብሳቢውና ኣባላቱ ተቀብለው የእንኳን ደህና መጣቹሁ ንግግር ያደረጉት የመቐለ ዩኒቨርስቲ ፕሬዝደንት ደ/ር ፋና ሓጎስ በዚህ ወሳኝ ወቅት ላደረጉት…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ራያ ጨርጨር ሕማም ኣልምሲ (ፖሊዮ) ብመልክዕ ለበዳ ክምዝተርኣየ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ራያ ጨርጨር ሕማም ኣልምሲ (ፖሊዮ) ብመልክዕ ለበዳ ክምዝተርኣየ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ ዝነበረ ሕማም ኣልምሲ (ፖልዮ) ኣብ ፅባሕ ፅንተታዊ ኵናት ትግራይ ኣብ ራያ ጨርጨር ከምዘጋጠመ ዝሓበሩ መተሓባበሪ ጥዕና ሕብረተሰብን ምእላይ ሓደጋታትን ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣይተ መብራህቶም ሃፍተ ብለበዳ መልክዕ ከምዝተርኣየ ገሊፆም። እቲ ሕዚ ተራእዩ ዘሎ ለበዳ ሕማም…

ዜና ትግርኛ
0

ምስ ብልጽግና ምፅንባር እንተዝህሉ’ማ እዚ ዅሉ ኣይምዀነን’ ዶ/ር ኣዲስኣለም ባሌማ

16 ሚያዝያ 2024, 10:11 EAT ህወሓትን ብልጽግናን ንኻልኣይ እዋን ተራኺቦም ኣብ ዝዘተይሉ እዋን፡ ብቐጻሊ ክዘራረብሎም ዝግባእ ኣጀንዳታት ከምዝፈለዩ ኣባል ፈጻሚ ስራሕ ህወሓት ዶ/ር ኣዲስኣለም ገሊፁ። ድሕሪ እቲ ደማዊ ኲናት ትግራይ ንፈለማ እዋን ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣብ መቐለ ተራኺቦም ዝዘተዩ ላዕለዎት መራሕቲ ህወሓትን ገዛኢ ውድብ ብልጽግናን፡ ኣብ ኣድላይነት ሰላማዊ ዝርርብ ምግባር ኣብ ምርድዳእ ከምዝበጽሑ ዶ/ር ኣዲስኣለም…

አማርኛ ዜና
0

የትግራይ ክልል ጊዜያዊ አስተዳደር ርዕሰ መስተዳድር ጌታቸው ረዳ አሰጠነቀቊ።

የትግራይ ክልል ጊዜያዊ አስተዳደር ርዕሰ መስተዳድር ጌታቸው ረዳ፣ በደቡብ ትግራይና በሌሎች በኃይል የተያዙ የትግራይ ግዛቶች ባኹኑ ወቅት የተፈጠረው ክስተት በፌደራል መንግሥቱ እና በትግራይ ጊዜያዊ አስተዳደር ወይም በሕወሃት ወይንም በትግራይ እና በአማራ ክልሎች መካከል የተፈጠረ ግጭት አይደለም ሲሉ ትናንት እኩለ ሌሊት ላይ በማኅበራዊ ትስስር ገጻቸው ገልፀዋል። ጌታቸው፣ ክስተቱ ኹለቱ ወገኖች የፕሪቶሪያውን ስምምነት ተግባራዊ ለማድረግ እያደረጉት ያለውን…

ዜና ትግርኛ
0

ምክትል ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ሰላም ሕርያና እዩ።

ሕዚ እውን ሰላም ስትራተጂክ ሕርያና እዩ። ትግበራ እቲ ውዕሊ ዘላቒ ሰላም ብዘምፅእ መንገዲ ክኸውን እምበር ግዜ ንምግዛእ እንጥቀመሉ ኣይኮነን። ኣብ እዋናዊ ጉዳያት መግለፂ ዝሃቡ ምክትል ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ (ወዲ ወረደ) ካብ ዘልዓልዎም ተወሰኽቲ ነጥብታት ድማ ፡ ★ ኣብ ውዕሊ ፕሪቶርያ እቶም ዘይተፈፀሙ ክትግበሩ ምርድዳእ እናገበርና ክንቕፅል ኢና። ★ ውዕሊ ፕሪቶርያ እንትኽተም…

ዜና ትግርኛ
0

መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮውሃንስ ራብዓይ ኣኽሱምቅድሚ ከረምቲ ምእታዉ ተሰሪሑ ንምውዳእ ይሰርሕ ከምዘሎ ትካል ኤርፖርታት ኢትዮጲያ ሓቢሩ ።

መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮውሃንስ ራብዓይ ኣኽሱምቅድሚ ከረምቲ ምእታዉ ተሰሪሑ ንምውዳእ ይሰርሕ ከምዘሎ ትካል ኤርፖርታት ኢትዮጲያ ሓቢሩ ። እዚ ዝተሓበረ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮውሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም ዝካየድ ዘሎ ፕሮጀክት ስራሕቲ ፅገና ዝበፅሖ ደረጃን ሰለጤንን ፅሬት እቲ ፕሮጀክትን ንምዕዛብ ኣብ ዝተኻየደ ዑደት እዩ። ኣብዚ ዝተኻየደ ዑደት ዋና ዳሪኽተር ኤርፓርቶች እትዮጵያ ኣይተ ፍቅሬ ደገፉ ሓዊሱ ካልኦት ናይቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ወይዘሮ ፈትለወርቅ ነዚ ዝበላ ሕዚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝህብኦ ዘለዎ መግለፂ

” ህውሓት ንዝገጠምዎ ፀገማት ብዘተን ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ዝፍትሕ ውድብ ምዃኑ ብግብሪ ኣመስኪሩ እዩ !! “ ወይዘሮ ፈትለወርቅ ነዚ ዝበላ ሕዚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝህብኦ ዘለዎ መግለፂ እዩ ውዕሊ ፕሪቶርያ ማእኸል ብምግባር ህወሓት እቲ ውዕሊ ክትግበርን ውሑስ ሰላም ክረጋገፅን ሉኣላዊ ግዛኣት ትግራይ ክረጋገፅን ጠመተ ሂቡ ዝሰርሐሉ ዘሎ ዛዕባ እዩ ኢለን ። ህወሓት ኣብ ዓለም ለኻውን ክባብያውን ጉዳያት…

ዜና ትግርኛ
0

Breaking News ሰበር ዜና. እስራኤል ንመጥቃዕቲ ኢራን ንምቅዋም ዜጋታታንምውሓስ ብቢልዮናት ዚቝጸር ዶላራት ኣውጺኣ እያ ።

Breaking News ሰበር ዜና ። እስራኤል ንመጥቃዕቲ ኢራን ንምቅዋም ዜጋታታንምውሓስ ብቢልዮናት ዚቝጸር ዶላራት ኣውጺኣ እያ ። 📌30 ኩርዝ ምሳይል ካብ ኢራን ናብ እስራኤል እኳ እንተተኮሰ ዋላ ሓደ ካብኡ ግን ኣብ ዶብ እስራኤል ዝሰገረ የለን።ኣብ መንገዲ እንከሎ ብጸረ ምሳይል እስራኤል ተቖሊቡ ተሪፉ። 📌120 ባልስቲክ ምሳይል ብኢራን ተተኲሱ ናብ እስራኤል ካብ 120 ባልስቲክ ምሳይል 10 ጥራይ ዶብ…

ዜና ትግርኛ
0

ብሚኒስትር ሚንስቴር ፕላንን ልምዓትን ፌደራል ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ ኣዴላ ዝምራሕ ልኡኽ ንዕላዊ ስራሕ ዑደት መቐለ ኣትዮ::

ብሚኒስትር ሚንስቴር ፕላንን ልምዓትን ፌደራል ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ ኣዴላ ዝምራሕ ልኡኽ ንዕላዊ ስራሕ ዑደት መቐለ ኣትዮ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣበነጋ እንትበፅሕ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ዘይምእኹል ምሕደራን ዲሞክራታይዜሽንን ጀነራል ፃድቃን አቀባብላ ተገይሩሉ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ጀነራል ፃድቃን ኣብ ልዕሊ፡ትግራይ ዝተኻየደ ፅንተታዊ ኩናት ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝበፅሐ ዕንወት ከቢድ ምዃኑ…

ዜና ትግርኛ
0

እንግሊዝ ሰብኣልቦ-ነፈርቲ ኢራን ከምዘውደቐት ኣፍሊጣ

14 ሚያዝያ 2024, 15:14 EAT ‘ሮያል ኤርፎርስ’ ወይ ንጉሳዊ ሓይሊ ኣየር ብሪጣንያ፡ ኢራን ናብ እስራኤል ዘወንጨፈቶም ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኢራን ከምዘውደቐ ቀዳማይ ሚኒስተር ሪሺ ሱናክ ኣረጋጊጹ። ሱናክ፡ ብሪጣንያ፡ “ኣብ ዝተወሃሃደ ዓለምለኻዊ ምላሽ” ከምዝተሳተፈት ገሊጹ። ከም ኣካል ናይቲ ስርሒታት ድማ ሮያል ኤርፎርስ “ንዳዕሽ ኣብ ዒራቕን ሶርያን ንምምካት” ተወሳኺ ነፈርቲ ናብቲ ዞባ ከምዝሰደደ ኣፍሊጡ። ነፈርቲ ሮያል ኤርፎርስ…

ዜና ትግርኛ
0

ብሚሳይላትን ድሮናትን ዝተሰነየ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከፊታ ? ኢራን..

14 ሚያዝያ 2024, 10:19 EAT ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብኣማኢት ብዝቝጸሩ ሰብ ኣልቦ ነፈርትን ሚሳይላትን ዝተሰነየ መጥቃዕቲ ዝኸፈተት ኰይና፡ ብሰፊሑ ትጽቢት ዝግበረሉ ናይ ሕነ ምፍዳይ ተግባር ዘመልክት እዩ። ኣብ መንጎ እዞም ንዓመታት ዝጸንሐ ቅርሕንቲ ዘለዎም ክልተ ጸላእቲ፡ ከምዚ ዓይነት ቀጥታዊ ግጭት ክረአ ንፈለማ እዋን እዩ ተባሂሉ። ወተሃደራዊ ሓይሊ እስራኤል፡ እስራኤልን ካልኦት ሃገራትን ልዕሊ 300 ክሩዝ…

ዜና ትግርኛ
0

ናፅነትን ሉኣላውነትን ሃገረ ትግራይ “ንምግሃድ ዝሕግዙ ዝበሎም ውሳነታት ከምዘሕለፈ ውድብ ናፅነት ትግራይ (ውናት) ኣፍሊጡ።

“ናፅነትን ሉኣላውነትን ሃገረ ትግራይ “ንምግሃድ ዝሕግዙ ዝበሎም ውሳነታት ከምዘሕለፈ ውድብ ናፅነት ትግራይ (ውናት) ኣፍሊጡ። እዚ ዝተገለፀ እቲ ውድብ ካብ 28 ክሳብ 29 መጋቢት 2016 ዓ/ም ንዘሳለጦ ሓፈሻዊ ጉባኤ መሰረት ብምግባር ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ እዩ። ነቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ዝሃቡ ኣባል ፈፃሚተ ስራሕ ውናትን ሓላፊ ርክብ ህዝብን ሸዊት ገብረፃዲቅ ከምኡ’ውን ሓላፊ ጉዳያት ፓለቲካ ውናት…