Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ግደ ሚድያ አብ ከይዲ ጆነሳይድ ትግራይ ኮነፈረንሰ ።

ግደ ሚድያ አብ ከይዲ ጆነሳይድ ትግራይ ዓለም ለኽ ኮነፈረንሰ ብሳይበር ፓወር ትግራይ ሚድያ ኣዳላዉነት ብዞም April 7 2024 7 am PST / 10 am EST / 5 pm ትግራይ ሳዓት አቆፃ ፅራ ሰለ ዝግበር ታዓዲምኩም አለኩም ። ሳይበር ፓወር ትግራይ ሚድያ CPT media

English News
0

drought and floods and man-made hazards such as conflicts and displacements continue to impact people in Ethiopia

Executive Summary Climate change-induced hazards such as drought and floods and man-made hazards such as conflicts and displacements continue to impact people in Ethiopia (UN WomenCERF 2023). The hazard affected population needing humanitarian assistance grew over 28 million people in the last few decades. According to FAO and MoA Reports (2023), the disasters, such as…

ዜና ትግርኛ
0

ጋናዊ ካህን 63 ዓመት ዝዕድሚኡ ንጓል 12 ዓመት ህጻን ብምምርዓው ቁጥዐ ኣለዓዒሉ

63 ዓመት ዝዕድሚኡ ጸላዊ ካህን ንጓል 12 ዓመት ህጻን ብምምርዓው ቁጥዐ ኣለዓዒሉ። ጋናዊ ካህን ኑሞ ቦርከተይ ላዌህ ትሱሩ ብቐዳም ኣብ ዝተኻየደ ልሙድ ባህላዊ ስርዓት ነታ ቆልዓ ከምዝተመርዓዋ ተፈሊጡ። ሰፊሕ ነቐፌታታት ከኣ ይስማዕ ኣሎ። መራሕቲ ማሕበረሰብ ሰብ ግን፡ ነቐፌታታት ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን፡ ሰባት ንልምዶምን ባህሎምን ከምዘይርድኡሎም ገሊጾም። ኣብ ጋና ዝተሓተ ዕድመ መርዓ 18 ዓመት ኮይኑ፡…

ዜና ትግርኛ
0

ምስ ሞትና ናይ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣካውንትና ኣይጠፍኡን ?

ዝተፈላለዩ መድረኻት ማሕበራዊ ሚዲያ ዝተፈላለየ መስርሕ’ዩ ዘለዎም 1 ሚያዝያ 2024 “ገለ ሰባት ማቲው ከም ዝሞተ ኣይፈልጡን፤ ሕጂ’ውን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኡ እንቋዕ ተወለድካ ኢሎም ይጽሕፍሉ። ጽቡቕ ኣይኰነን።” በዓልቤት ሃይለይ ስሚዝ ዝዀነ ማቲው፡ ብመንሽሮ ካብ ዝመውት ልዕሊ ክልተ ዓመት ኰይኑ ኣሎ። ሽዑ ወዲ 33 ዓመት ነይሩ። ብዛዕባ ማሕበራዊ ሚዲያታቱ ግን እንታይ ክትገብር ከም እትኽእል ትጭነቕን ትጽገምን ኣላ።…