Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ዝተመሓየሸ ናይ ሰራዊት ረቂቅ ኣዋጅ ኣፅዲቁ

ሚያዝያ 17/2015 ዓ/ም  ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ዝተመሓየሸ ናይ ሰራዊት ረቂቅ ኣዋጅ ኣፅዲቁ፡፡

እቲ ረቂቅ ኣዋጅ መከላከሊ ሰራዊት ካብ ፖለቲካ ውግንና ነጻ ብምኳን ሃገር ንምሕላው ተልእኮ ብብቅዓት ንክዋፃእ ሕብረ ብሄራዊ ኣሰተዋፀኦ ዝሓለወ ዘመናዊ ሰራዊት ንምህናፅ ማሕለካ ዝኮኑ ሕግታት ምምሕያሽ ዝሓውስ ምኳኑ ተሓቢሩ፡፡

እቲ ዝተማሓየሸ ረቂቅ ኣዋጅ  ዝነበሩ ፀገማትን ነኳላትን ብምዕባስ ዝሰርሕ ሕጊን ኣወዳድባን ኣሰራርሓታትን ንምዝርጋሕ ዘክእል እዩ ብምባል ኣብዛሓ ድምፂ ተወከልቲ ህዝቢ ምፅዳቁ አቢሲ ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *