እቲ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ዘካየዶ ገምጋም ስዒቡ በቢደረጅኡ ናብ ዝርከቡ ኣባላትን ሓፋሽ ህዝብናን ክወርድ ብዝተቐመጠ ኣንፈት መሰረት ዝካየድ እዩ ።
ኣብቲ መድረኽ ኩሎም ላዕለዎት ኣመራርሓ ፣ ኣባላት ዞባ ኮሚቴ ፣ ኣባላት ሓባር ኮሚቴ ወረዳን ከተማታትን ፣ ኣባላት ማእኸላይ ኮምሽን ቁፅፅር ዞባን ኣቦ ወንበራት ወረዳ ማእኸላይ ኮምሽን ቁፅፅርን ክሳተፉ እዮም ።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!