Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮ ቴሌኮም በአዲስ አባባ ዩኒቨርሲቲ ስማርት የመማሪያ ክፍል አስጀመረ

ኢትዮ ቴሌኮም ለኢትዮጵያ ፈር ቀዳጅ የሆነውን ስማርት የመማሪያ ክፍል ከትምህርት ሚኒስቴር ጋር በመተባበር በአዲስ አበባ ዩኒቨርስቲ አራት ኪሎ ግቢ በመገንባት ዛሬ ሥራ ላይ እንዲውል አድርጓል፡፡ በማስጀመሪያ መርሃ ግብሩ ላይ የትምህርት ሚኒስትሩ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር)፣ የአዲስ አበባ ዩኒቨርስቲ ፕሬዚዳንት ጣሰው ወልደሃና(ፕ/ር)፣ የኢትዮ ቴሌኮም ዋና ስራ አስፈፃሚ ፍሬህይወት ታምሩን ጨምሮ ሌሎች ጥሪ የተደረገላቸው እንግዶች ተገኝተዋል፡፡ የስማርት የመማሪያ ክፍሉ…

ዜና ትግርኛ
0

ህዝብን ምምሕዳርን ክልል ኦሮምያ ንትግራይ ሓገዝ ንምግባር ዝኣተዉዎ ቃል መሰረት ዘመናዊ 30 ትራክተራት ንቢሮ ልምዓት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ኣረኪቡ።

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮምያ ኣብ ዳግመ ሕዉየትን ህንፀትን ትግራይ ክሳብ ሓደ ቢልዮን ቅርሺ ዝግመት ብገንዘብን ዓይነትን ሓገዝ ከም ዝገብር ቃል ኣትዩ ነይሩ። ብመሰረት እዚ ድማ ካብቲ ዝተኣተወ ቃል ሎሚ 18/09/2015 ዓ/ም ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ኦሮምያ ኣይተ ጌቱ ገመቹ 30 ጂፒኤስ ዝተገጠመለን ሓደሽቲ ትራክተራት ናብ መቐለ ኣጓዓዒዞም ንኣመራርሓ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ኣረኪቦም።…

ዜና ትግርኛ
0

የኢትዮ-ቻይና ሁለንተናዊና ስትራቴጂካዊ የትብብር አጋርነት ተጨባጭ ውጤት አምጥቷል” የቻይና ምክትል ፕሬዝዳንት ሀን ዤንግ

የኢትዮ-ቻይና ሁለንተናዊና ስትራቴጂካዊ የትብብር አጋርነት ተጨባጭ ውጤት ማምጣቱን የቻይና ምክትል ፕሬዝዳንት ሀን ዤንግ ገለጹ። ምክትል ፕሬዝዳንቱ የኢፌዲሪ ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትርና የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንንን ተቀብለው አነገጋረዋል። የኢትዮ-ቻይና ሁለንተናዊና ስትራቴጂካዊ የትብብር አጋርነት ተጨባጭ ውጤት ማምጣቱን ሀን ዤንግ ገልጸዋል። በምክትል ጠቅላይ ሚኒስትርና የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር የተደረገው ጉብኝት ይህንኑ ግንኙነት ለማጠናከር የተሻለ እድል ይፈጥራል ብለዋል። ኢትዮጵያ ሰላምን…

አማርኛ ዜና
0

ሰበር፡ በአሁን ሰዓት መርካቶ ህዝበ ሙስሊሙ መስጅዴን አታፍርሱ በማለት የአብይ አገዛዝ ተቋውሞ

ሰበር በአሁን ሰዓት በአንዋር መስጅድ የአብይ አህመድ/ኦህዴድ ያፈረሳቸውን መስጂዶች በተመለከተ ከፍተኛ ተቃውሞ እያሰማ ነው ሲሉ ምንጮች ገልጸዋል። በዚህም ሳቢያ ከፍተኛ ግርግር እንደተፈጠረ ለማወቅ ችለናል። በአሁን ሰዓት መርካቶ ህዝበ ሙስሊሙ መስጅዴን አታፍርሱ በማለት የአብይ አህመድ/ኦህዴድ አገዛዝ በዚህ መልኩ አውግዟል! ለመረጃ ቲቪ የተላኩ ምስሎች! መረጃ ቲቪ

ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ሃገራት ዓባይ ብሪታንያን ጣልያንን ኣብ ዙርያ መለሽ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ዕዙዝ ኣበርክቶ ክፃወታ ፀዊዖም።

ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ነዚ ዝሓበሩ ምስ ኣምባሳደራት ዓባይ ብሪታንያን ጣልያንን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣብ ዝዘተይሉ እዋን ኢዩ። ብኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ 18 ጉንበት 2015 ዓ/ም ምስ ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዙርያ ዛዕባታት ከይዲ ህንፀት ሰላም፣ ምርግጋጋፅ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ፣ ምምላስ ተመዛበልቲ፣ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ፣…

ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ሃገራት ዓባይ ብሪታንያን ጣልያንን ኣብ ዙርያ መለሽ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ዕዙዝ ኣበርክቶ ክፃወታ ፀዊዖም።

ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ነዚ ዝሓበሩ ምስ ኣምባሳደራት ዓባይ ብሪታንያን ጣልያንን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣብ ዝዘተይሉ እዋን ኢዩ። ብኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ 18 ጉንበት 2015 ዓ/ም ምስ ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዙርያ ዛዕባታት ከይዲ ህንፀት ሰላም፣ ምርግጋጋፅ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ፣ ምምላስ ተመዛበልቲ፣ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ፣…

ዜና ትግርኛ
0

ኣምባሳደር ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ንዕላዊ ዑደት ስራሕ መቐለ ኣትዮም።

ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትኣትዉ ብኣመራርሓ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቀባብላ ተገይሩሎም ኣሎ። ኣምባሳደር ዳረን ዌልች ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኸፈተ ኲናት ዘስዓቦ ሰብኣውን ንዋታውን ዕንወትን ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከቡ መዕቖብታት ተመዛበልቲ ዝርከቡ ወገናት ዘለዉዎ ኩነታት ተዘዋዊሮም ከምዝዕዘቡ ተገሊፁ። እዚ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ ዙርያ ብሰንኪ እቲ ኲናት ዝበፅሐ ኩለመዳያዊ ዕንወትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ…

አማርኛ ዜና
0

ምክር ቤቱ የራስ ገዝ ዩኒቨርሲቲን ለማቋቋም የቀረበውን ረቂቅ አዋጅ አጸደቀ

የሕዝብ ተወካዮች ምክር ቤትበ 2ኛ ዓመት የስራ ዘመን በ22ኛ መደበኛ ስብሰባው የራስ ገዝ ዩኒቨርሲቲን ለማቋቋም የቀረበውን ረቂቅ አዋጅ አጽድቋል፡፡ የሕዝብ ተወካዮች ምክር ቤት የሰው ኃብት ልማት፣ ሥራ ሥምሪት እና ቴክኖሎጂ ጉዳዮች ቋሚ ኮሚቴ ሰብሳቢ ነገሪ ሌንጮ (ዶ/ር) ረቂቅ አዋጁን በተመለከተ ሪፖርትና የውሳኔ ሀሳብ አቅርበዋል፡፡ የራስገዝ ዩኒቨርሲቲዎች በሚሰጣቸው ተቋማዊና አስተዳደራዊ ነጻነት በመጠቀም በመማር ማስተማር እንዲሁም በጥናትና…

ዜና ትግርኛ
0

አቶ ደመቀ መኮንን ከቻይና ዓለም አቀፍ ልማት ትብብር ኤጀንሲ ሊቀመንበር ጋር ተወያዩ

የኢፌዲሪ ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር እና የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ከቻይና ዓለም አቀፍ ልማት ትብብር ኤጀንሲ (ሲድካ) ሊቀመንበር ሊዎ ጃወሁይ ጋር ተወያይተዋል፡፡ በውይይታቸው ወቅት አቶ ደመቀ ፥ ቻይና በሀገራት የውስጥ ነጻነት ጣልቃ ሳትገባ የጋራ ተጠቃሚነት መርሆዎች ላይ በመመስረት ለኢትዮጵያ በምትሰጠው ሁለንተናዊ ድጋፍ ምስጋናቸውን አቅርበዋል፡፡ ቻይና በደቡብ-ደቡብ የትብብር ማዕቀፍ ያለምንም ቅድመ ሁኔታ ለኢትዮጵያ ልማት ከፍተኛ አስተዋጽኦ…

አማርኛ ዜና
0

የምስራቅ አፍሪካ ኢኒሼቲቭ የገንዘብ ሚኒስትሮች ስብስባ በግብጽ እየተካሄደ ነው

የምስራቅ አፍሪካ ኢኒሼቲቭ የገንዘብ ሚኒስትሮች ስብስባ በግብጽ ሻርም ኤል ሼክ ከተማ እየተካሄደ ነው። ስብሰባው ከአመታዊው የአፍሪካ ልማት ባንክ ጉባኤ ጎን ለጎን እየተካሄደ ሲሆን፥ በኢፌዴሪ የገንዘብ ሚኒስትር አቶ አህመድ ሽዴ እና በአፍሪካ ልማት ባንክ ለቀጣናዊ ውህደት ምክትል ፕሬዚዳንት አኪን ኦሉግባዴ መመራቱን የገንዘብ ሚኒስቴር መረጃ ያመላክታል። በስብሰባው የልማት አጋር የሆኑት የአፍሪካ ልማት ባንክ፣ የዓለም ባንክ እና የአውሮፓ…

አማርኛ ዜና
0

ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ የአፍሪካ መሪዎች አንድነታቸውን እንዲያጠናክሩ ጥሪ አቀረቡ

ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ የአፍሪካ ቀንን አስመልክተው መልዕክት አስተላልፈዋል፡፡ በመልዕክታቸውም÷ የአፍሪካ መሪዎች በቀደምት አባቶች የተጀመረውን አንድነት ይበልጥ እንዲያጠናክሩ ጥሪ አቅርበዋል፡፡ ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ ከ60 ዓመት በፊት በዛሬዋ ቀን አዲስ አበባ የአፍሪካ አህጉርን የወደ ፊት አካሄድ የሚወስን ክስተት ማስተናገዷን አንስተዋል፡፡ በወቅቱ ከቅኝ ግዛት ነጻ የወጡ 32 ሀገራት የአፍሪካ አንድነት ድርጅትን በአዲስ አበባ መመስረታቸውን ነው ያስታወሱት፡፡ በዚህ…

ዜና ትግርኛ
0

Tigray health bureau expresses concern over whereabouts of at least 13,000 HIV patients in post-war

The Tigray Health Bureau has expressed profound concern about a significant number of HIV/AIDS patients of at least 13,000 in number, who have been unaccounted for since the two years war that has ravaged the region was concluded in November last year. Fisaha Birhane, the Director of Comprehensive HIV/AIDS Prevention and Control at the regional…

ዜና ትግርኛ
0

Ethiopian Orthodox Church pledges to restore relations with church in Tigray, announces 20 million birr in humanitarian aid

His Holiness Abune Mathias, Patriarch of the EOTC (Photo: EOTC) Addis Abeba – The Holy Synod of the Ethiopian Orthodox Tewahedo Church (EOTC) in Addis Abeba has concluded the annual Assembly of Priests summit where significant decisions were made to address the humanitarian crisis in the Tigray region, foster unity among Orthodox communities, support peace-building efforts, and…

ዜና ትግርኛ
0

Italy announces €2 million for preservation and enhancement of ancient Axum archaeological site

The government of Italy announced a funding of two million euros for the preservation and enhancement of the Axum archaeological site in the Tigray regional state. The announcement was made by Ambassador Agostino Palese, who is visiting Tigray region. “Ambassador Palese visited the city of Axum and the adjacent UNESCO World Heritage archaeological site where…

ዜና ትግርኛ
0

Nine killed, 17 injured in latest violence in Gambella, regional gov’t says situation under control

The regional government of Gambella state in Western Ethiopia has confirmed that nine people were killed and 17 others suffered major and light injuries during a recent violence in Itang special woreda and the capital Gambella city. In a statement this morning the regional Press Secretariat Bureau quoted Umod Ujulu, President of the Gambella Regional State, as…

ዜና ትግርኛ
0

ቻይና ንመንግስታውያን ትካላት ኬንያ መጥቃዕቲ ሳይበር ፈጺማ ንዝበሃል ክሲ ነጺጋ

ኣብ ኬንያ ዝርከብ ኤምባሲ ቻይና፡ ካብታ ኤስያዊት ሃገር ዝመጹ ሃከራት ናይቲ ፕረዚደንት መርበብ ዝርከብዎም ኣብ ናይሮቢ ንዝርከቡ ወሰንቲ መንግስታዊ ትካላት መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዝፈጸሙ ዝገልጽ ጸብጻብ ማዕከን ዜና ሮይተርስ ነጺግዎ። ሮይተርስ እቲ ንዓመታት ዝቐጸለ መጥቃዕቲ ሳይበር፡ ቻይናውያን ንኬንያ ዝህብዎ ልቓሕ ክዓጽዉ ምስ ጀመሩ፡ ኣብ ዕዳጋታት ብዝተራእየ ለውጥታት ኣብ 2019 ከምዝጀመረ ጸብጺቡ ነይሩ። ዕላማ ናይቲ ምጥቃዕቲ ሳይበር፡…

ዜና ትግርኛ
0

ዘቤታዊ መጥቃዕቲ ስዒራ ንግስቲ ሙዚቃ ዓለም ዝዀነት ቲና ተርነር

ዋትስ ላቭ ጋት ቱ ዱ ዊዝ ኢት’፡ ‘ዘ ቤስት’ ብዝብሉ ዘመን ተሳገርቲ ሙዚቃታት እትፍለጥ ንግስቲ ሙዚቃ ሮክ ኤንድ ሮል ቲና ተርነር ኣብ መበል 83 ዓመታ ዓሪፋ። እታ ስነጥበባዊት ካብ ቀረባ ዓመታት ንነጀው ብሕማማት መንሽሮ፣ ስትሮክን ኵሊትን ሓዊሱ ብርክት ብዝበሉ ጸገማት ጥዕና ክትሳቐ ጸኒሓ እያ። ቲና፡ ብ1960 [ኣ.ኤ] እያ ኣብ መድረኽ ሙዚቃ ክትነግስ ጀሚራ። ዘመን፡ ትውልዲ፡…

ዜና ትግርኛ
0

ተምሃሮ ትግራይ ብሰንኪ ሕፅረት ናውቲ ትምህርቲ ካብ መኣዲ ትምህርቶም ከይተርፉ ርብርብ ኩሉ ሕብረተሰብ ይጠልብ ተባሂሉ።

እዚ ዝተገለፀ ብሻብዐይቲ መዓልቲ ኣድቬንቲስት ዝውነን ትካል (ADRA) ኣብ ሙሉእ ቐዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሻብዐይቲ መዓልቲ መቐለ ካብ 6ይ ክሳብ 8ይ ክፍሊ ንዝምሃሩ ተምሃሮ ሶላር ራድዮ ሓገዝ ኣብዝተገበረሉ እዋን እዩ። ነቲ ሓገዝ ናውቲ ኣብ ጀርመን ዝርከቡ ግዱሳት ወገናት ዝልኣኽዎ ኮይኑ ኣብቲ ዝሓለፉ እዋናት ተምሃሮ ንዝሓለፎም ትምህርቲ ንምክሕሓስ ብረድዮ ንክምሃሩ ዝሕግዝ ምዃኑ ፕረዚደንት ሻብዐይቲ መዓልቲ ቤተ…

ዜና ትግርኛ
0

ዑደት ኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ናብ ትግራይ

ብኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ዝተመረሐ ልኡኽ ጉጅለ ፅባሕ 18 ግንቦት 2015 ዓ/ም ናብ ትግራይ ዑደት ከም ዝገበር ተሓቢሩ። እቲ ብኣምባሳደር ዳረን ዌልች ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዘያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተራኺቡ ከም ዝዝቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት። ትግቲቪ

ዜና ትግርኛ
0

ቼክ ሪፓብሊክ ኣብ ሕውየትን ዳግመ ምጅማር ትምህርትን ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ።

እዚ ዝተገለፀ ብኣምባሳደር ቼክ ሪፓብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚራስሎቭ ኮሴክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ዑደት ኣብዝተሳለጠሉ እዋን እዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ኣመራርሓ ዩኒቨረስቲ መቐለ ዝዘተየ ኮይኑ፤ ቼክ ሪፓብሊክ ነቲ ዩኒቨርስቲ ኣብ ትሕግዘሉን ካልኦት ጉዳያትን ኣብ ምርድዳእ ከምዝተበፅሐ ዕላዊ መራኸቢ ማሕበራዊ ሚድያ እቲ ዩኒቨርስቲ ኣመልኪቱ ኣሎ።

ዜና ትግርኛ
0

ካብ ማሕበር ተጋሩ ጅዳን ከባቢኣን ብሓገዝ ዝተረኽበ ልዕሊ 1.8 ሚልዮን ብር ንልዕሊ 1500 ዝኣኽሉ ዉግኣት ብመልክዕ ናዉቲ ተበርኪቱ፡፡

ተጋዳላይ ሮቤል ገብረሂወት ምእንተ ሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ኢሉ ኣካሉ ዝጎደለ ኣባል ጀጋኑ ዉግኣት ሰራዊት ትግራይ እዩ፡፡ ካብ ማሕበር ተጋሩ ጅዳን ከባቢኣን ዝተረኸበ ሓገዝ ልዕሊ 1.8 ሚልዮን ብር ን1500 ዉግኣት ተጋደልቲ ሓገዝ ኣልባሳት ካብ ዝተገበረሉ ተጋዳላይ ሓደ እዩ ተጋዳላይ ሮቤል፡፡ ንዝተገበረሉ ሓገዝ ብምምስጋን ካልኦት ድያስፖራ ተጋሩ ኣሰር እዞም ማሕበር ክስዕቡ ፀዊዑ፡፡ ተጋዳሊት ኣስሊ ተጫነ እዉን…

ዜና ትግርኛ
0

ዑደት ኣምባሳደር ጣልያን ኣብ ትግራይ

ኣምባሳደር ጣልያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓለሰ ሃገሮም ጣልያን ንዕቀባን ምጥንኻርን ስነ-ጥንታዊ ሓድግታት ኣኽሱም 2 ሚልዮን ዩሮ ከም እትድግፍ ኣፍሊጦም። ኣምባሳደር ጣልያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓለሰ ነዚ ዝሓበሩ 17/9/2015 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴን ታሪኻዉት ከተማ ኣኽሱምን ዑደት ኣብ ዝገበርሉ እዩ። እቶም ኣምባሳደር ፈለማ ኣብ ከተማ ሽረ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት መዕቖቢ ተመዛበልቲ ዑደት ዝገበሩ እንትኾን ቀንዲ…

ዜና ትግርኛ
0

ዑደት ኣምባሳደር ነርወይ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ

ኣምባሳደር ነርወይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቲያን ክርስተንሰን ኣብ ህልዉ ኩነታት፣ተስፋታትን ብድሆታትን ትግራይ ኣድሂቦም ምስ ሓላፊ ካብኔ ሴክሬታሪያት ስግግር ማሕበራዊ ልምዓት ፕሮፌሰር ክንድያ ገ/ህይወትን ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ መቐለን ዘትዮም። ኣብቲ እዋን ድማ መንግስቲ ነርወይ ኣብ ዓውደ ጥዕና ትግራይ ሓጋዚ ኮይኑ ከም ዝፀንሐ ዝገለፁ ፕሮፌሰር ክንደያ ነርወይ ካብ 1996 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ኣብ ህንፀት ትካላዊ ዓቕሚ ንዝገብሮ…

ዜና ትግርኛ
0

ትካል ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ስርቂ ረድኤት ንምክልኻል ከምዝተለመ ኣፍሊጡ።

ውድብ ምግቢ ዓለም ንረድኤት ካብ ዝቐረበ ምግቢ ኣብ ዕዳጋ ከምዘሎ መርትዖታት ድሕሪ ምርካቡ ናብቲ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ከቢድ ፀገም ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ዘቕርቦ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘቋረፀ ይዝከር። ነቲ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ካብ ምቍራፁ ብተወሳኺ ብቕልጡፍ ናብ ምፅራይ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ’ሎ። ውደብ ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ካብ ዝርከብ ጠቕላላ ህዝቢ እቱ ሓሙሽተ ሚልዮን ተፀባይ ረድኤት ይፅበ ከምዘሎ…

English News
0

State backed Human rights watchdog slams mass “illegal home demolitions” near Ethiopia’s capital: Report

The state backed Human Rights Watchdog, the Ethiopia Institution of Ombudsman (EIO) has slammed mass “illegal home demolitions” happening near Ethiopia’s capital, Addis Ababa, the Voice of America (VoA) Amharic language service reported on Tuesday evening.  Speaking to VoA Amharic, Endale Haile, the Chief Ombudsman of the Ethiopian Institution of the Ombudsman (EIO), said the…

English News
0

Mahibere Kidusan calls on Ethiopia Media authority to reinstate TV channel 

Mahibere Kidusan, a religious association affiliated with the Ethiopian Orthodox Tewhado Church (EOTC) called on Monday for Ethiopian government media regulatory board, the Ethiopia Media Authority (EMA) to reinstate its TV Channel.  EMA in a letter issued on Sunday said Mahibere Kidusan TV channel license has been temporarily suspended after publishing an “inflammatory message” designed…

አማርኛ ዜና
0

በኢትዮጵያ ለኢንዱስትሪው ዘርፍ ውጤታማነት የሚደረገው ድጋፍ ተጠናክሮ ይቀጥላል – የዓለም ባንክ

የዓለም ባንክ በኢትዮጵያ ለኢንዱስትሪው ዘርፍ ውጤታማነትና የአገሪቱን ኢኮኖሚ ዕድገት ለማስቀጠል የሚያደርገውን ድጋፍ አጠናክሮ እንደሚቀጥል ገለጸ። የዓለም ባንክ ኢትዮጵያ ሁሉን አቀፍና ቀጣይነት ያለው ምጣኔ ኃብታዊ ዕድገት እንድታስመዘግብ የፋይናንስና የሙያ ድጋፍ እያቀረበ የሚገኝ ዓለም አቀፍ ተቋም ነው። በተለይም ከቅርብ ጊዜ ወዲህ ደግሞ የአገር በቀል ኢኮኖሚ ሪፎርም አጀንዳ እንዲሁም የአሥር ዓመት የልማት ዕቅድ ገቢራዊ እንዲሆን የተለያዩ ድጋፎችን እያደረገ…

አማርኛ ዜና
0

ለ16 ቀናት ሲካሄድ የነበረው የርክበ ካሕናት ምልዓተ ጉባዔ ተጠናቀቀ

ለ16 ቀናት ሲካሄድ የነበረው የርክበ ካሕናት ምልዓተ ጉባዔ በዛሬው እለት ተጠናቋል። የጉባዔውን መጠናቀቅ አስመልክቶ መግለጫ የሰጡት የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ፓትርያርክ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ÷ ምልዓተ ጉባዔው ለቤተክርስቲያኗ አንድነት፣ ሀዋሪያዊ ተልዕኮ እና መንፈሳዊ እድገት እንዲሁም ለሀገራችን ጠቃሚ የሆኑ ውሳኔዎችን አሳልፏል ብለዋል። በኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላም እንዲመጣ በብፁዓን ሊቃነጳጳሳት የሚመራ፣ በሀገር ውስጥና ከሀገር ውጭ ካሉ ተቋማት ጋር…

አማርኛ ዜና
0

የአሁኑ የአፍሪካ ህብረት የተመሰረተበት 60ኛ አመት በነገው እለት ይከበራል

የቀድሞው የአፍሪካ አንድነት ድርጅት የአሁኑ የአፍሪካ ህብረት የተመሰረተበት 60ኛ አመት በነገው እለት ይከበራል። በፈረንጆቹ 1963 በ32 ነጻ ሀገራት የአፍሪካ አንድነት ድርጅት በሚል መመስረቱ ይታወሳል። በአከባበሩ ላይ ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ፣ የአፍሪካ ህብረት ኮሚሽን ሊቀ መንበር ሙሳፋኪ ማሃማት እና የወቅቱ የአፍሪካ ህብረት ሊቀ መንበር አዛሊ አሱማኒ መልዕክት እንደሚያስተላልፉ የህብረቱ መረጃ ያመላክታል። እለቱ ለቀድሞው የአፍሪካ አንድነት ድርጅት…

አማርኛ ዜና
0

አምባሳደር ምስጋኑ አርጋ በኢትዮጵያ የ ተ. መ. ድ. ዋና ተጠሪና የሰብአዊ ድጋፍ ዋና አስተባባሪ ጋር ተወያዩ

የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ዴኤታ አምባሳደር ምስጋኑ አርጋ በኢትዮጵያ የ ተ. መ. ድ. ዋና ተጠሪና የሰብአዊ ድጋፍ ዋና አስተባባሪ ዶ/ር ካትሪን ሶዚ ጋር ተወያዩ፡፡ አምባሳደር ምስጋኑ በውይይታቸው÷ ኢትዮጵያ ከተባበሩት መንግስታት ድርጅት እና ልዩ ኤጀንሲዎች ጋር በቅርበት ለመስራት ያላትን ፍላጎት ገልጸዋል። አስተባባሪዋ ዶክተር ካትሪን ሶዚ በኢትዮጵያ በተፈጠሩ አስቸጋሪ ጊዜያቶች የሰብአዊ አገልግሎት ተደራሽ በማድረግ ረገድ ላሳዩት ተነሳሽነት እና…

አማርኛ ዜና
0

ብኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚራስሎቭ ኮሴክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ጣቢያ ሓየሎም ኣብ ስራሕቲ መስኖ ዑደት ኣሳሊጡ።

እቲ ብኣምባሳደር ሚራስሎቭ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ እዋን ዑደት ምስ ነበርቲ እታ ጣቢያ ዘተ ዝገበሩ እንትኸውን ንመፍረያይነት ምህርቲ ዝኾኑ እታወታት ሕርሻ ንምሕጋዝ ቼክ ሪፐብሊክ ግደኣ ከምእትፍፅም እውን ኣምባሳደር ሚሮስሊቭ ኮሴክ ገሊፆም። ነበርቲ ጣቢያ ሓየሎም ብወገኖም እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ከባቢኦም መፂኡ ዑደት ምስላጡ ዘተባብዕ ኮይኑ ሕዚ እውን መፍረያይነትና ንምብራኽ ዝምልከቶ ኣካል ኹሉ ዘመናዊ እታወታት ሕርሻ…

አማርኛ ዜና
0

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ድሕንነቶም ንክሕሎ ዝሓትት ደብዳበ ናብ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ሊኢኾም።

ብሰንኪ ኣብ ኣብ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ሕድሕድ ኲናት ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ድሕንነቶም ናብ ዝሕለወሉ ቦታ ንከስጋግሮም ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቲቶም። ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ስደተኛታት ኢትዮጵያ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝፀሓፍዎ ዕላዊ ደብዳበ፤ ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ከቢድ ስግኣት ድሕንነት ዝርከቡ ስደተኛታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ንምሕጋዝ ዋላ ሓደ ስጉምቲ ዘይምውሳዱ ኣፍሊጦም ክብልMiddle East…

ዜና ትግርኛ
0

ግብጺ ንማሕበር ሃገራት ዓረብ ብምጥቃም ጸቕጢ ትፈጥር ኣላ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ

ግብጺ ንማሕበር ሃገራት ዓረብ ተጠቂማ ጸቕጢ ንምፍጣር ትፍትን ምህላዋ ኢትዮጵያ ከሲሳ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ግብጺ ንማሕበር ሃገራት ዓረብ ተጠቂማ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ ጸቕጢ ንምፍጣር እትገብሮ ጻዕሪ፡ ንመትከላት ስምምዕ ኣጠቓቕማ ኣጠቓቕማ ማይ ፈለግ ኣባይ ዝጥሕስ’ዩ ክብል ከሲሱ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ትማሊ ሶኑይ ግንቦት 14/2015 ኣቆጻጽራ ግእዝ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ነዚ ኣገባብ ግብጺ “ቅንዕና ዘይብሉ” ክብል ነቒፍዎ።…

ዜና ትግርኛ
0

ውድብ መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ስርቂ ረድኤት ንምክልኻል ከምዝወጠነ ኣፍሊጡ

ውድብ መግቢ ዓለም ንረድኤት ካብ ዝቐረበ መግቢ ኣብ ዕዳጋ ከምዘሎ መርትዖታት ድሕሪ ምርካቡ ናብታ ብኲናት ዝተሃሰየት ትግራይ ዘቕርቦ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘቋረፀ ይዝከር። ነቲ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ካብ ምቍራፁ ብተወሳኺ ብቕልጡፍ ናብ ምፅራይ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ’ሎ። ኣብታ ንነዊሕ እዋን ብሰንኪ ዝጸንሐ ግጭትን ኣብ መላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዘጋጠመ ሰፊሕ ድርቂን፡ ማሕበረሰባት ዝተሃሰዩላ ኢትዮጵያ ልዕሊ 20 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ(ማተሰኣ) ንጀጋኑ ጉድኣት ኲናት ትግራይ ብር 11,515,997 ሓገዝ ኣወፍዩ።

ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ(ማተሰኣ) ብምኽንያት ፅንብል መበል 48 ዓመት 11 ለካቲት ካብ ኩለን ግዝኣታት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝኣከብዎ 11,515,997 ብር ንጀጋኑ ጉድኣት ኲናት ክውዕል ኣወፊዩ ኣሎ። ኣባላትን መሪሕነትን እቲ ማሕበር ብ13 ጉንበት 2015 ዓ/ም ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዘካየድዎ ዘተ፣ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ መሪሕ እጃሞም ከምዝፃወቱ ኣረጋጊፆም እዮም። ፕረዚደንት ጌታቸው ብወገኖም፣ ዳያስፖራ ተጋሩ…

ዜና ትግርኛ
0

ተወከልቲ ተመዛበልቲ ወገናት ምስ ተወካሊ ግዝያዊ ምምሕዳርን ቺፍ ካቢኔ ሰክሬታርያትን ትግራይ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ ዘትዮም፡፡

ተወከልቲ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብን ካልኦት ብወረርቲ ዝተትሓዙ ከባብታትን ትግራይ ናብ መረበትና ምለሱና ብዝብል ኣብዘሳለጥዎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣድሂቦም ምስ ተወካሊ ግዝያዊ ምምሕዳርን ቺፍ ካቢኔ ሰክሬታርያትን ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ ዘትዮም፡፡ እቶም ተወከልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተረኺቦም “ብመሰረት ውዕል ፕሪቶርያ ተመዛበልቲ ናብ ቦታና ተመሊስና ሓሪስና ካብ ስእነትን ጥምየትን ክንድሕን ዝግባእ እኳ እንተነበረ ክሳብ ሕዚ ወረርቲ…

አማርኛ ዜና
0

የግል ትምርት ቤቶችን የትምህርት ክፍያ ጭማሪ በዘላቂነት መፍታት ይገባል – ትምህርት ሚኒስቴር

የግል ትምህርት ቤቶችን የክፍያ ጭማሪ በዘላቂነት መፍታት እንደሚገባ የትምህርት ሚኒስቴር አስታወቀ፡፡ የተወካዮች ምክር ቤት ዛሬ ባካሄደው 21ኛ መደበኛ ስብሰባ የትምህርት ሚኒስቴር የ2015 በጀት የ9 ወራት ሪፖርት ሲያደምጥ ውሏል። የግል ትምህርት ቤቶችን የዋጋ ጭማሪ በተመለከተ በሰው ኃብት ልማት፣ ሥራ ሥምሪት እና ቴክኖሎጂ ጉዳዮች ቋሚ ኮሚቴ በኩል ጥያቄዎችን ያቀረበ ሲሆን ፥ የትምህርት ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ምላሽና ማብራሪያ…

ዜና ትግርኛ
0

እስራኤል ከኢትዮጵያ ጋር ላላት ታሪካዊ የህዝብ ለህዝብ ግንኙነት ልዩ ቦታ እንዳላት ገለጸች

በኢትዮጵያ እና በእስራኤል መካከል ያለው ታሪካዊ የህዝብ ለህዝብ ግንኙነት በእስራኤል ልዩ ቦታ አለው ሲሉ የሀገሪቱ ፕሬዚዳንት አይዛክ ሄርዞግ ገለጹ፡፡ በእስራኤል የኢትዮጵያ ልዩ መልዕክተኛና ባለሙሉ ስልጣን አምባሳደር ተስፋዬ ይታይህ የሹመት ደብዳቤያቸውን ለእስራኤል ፕሬዚዳንት አይዛክ ሄርዞግ በጽህፈት ቤታቸው በመገኘት አቅርበዋል፡፡ አምባሳደር ተስፋዬ ከፕሬዚዳንቱ ጋር በነበራቸው ቆይታ ÷ በኢትዮጵያና በእስራኤል መካከል ያለውን ረጅም ዘመናትን ያስቆጠረ ታሪካዊ ግንኙነት ይበልጥ…

ዜና ትግርኛ
0

ዘላቒ ሂወት ስድራ ስውኣት፤ ጉድኣት ኣካል ተጋደልትን ብሓፈሻ ሂወት ተጋዳላይ ትግራይ ውሕስ ንምግባር ዓሊሙ ንዝተጣየሸ ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ምድጋፍ ሓበራዊ ዕማም ተጋሩ እዩ ኢሎም ኣቦ ወንበር ቦርድ እቲ ኮሚሽን ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ

ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳርን ሓላፊ ካቢኔ ሴክረታሪያት ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ብዛዕባ ስራሕቲ እቲ ኮሙሽን ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ቐዳማይ ዕማም እቲ ኮሙሽን ጉዳይ ስውኣትን ስድርኦምን ብቐፃሊ ክግበረሎም ዝግባእ ስራሕትን እዩ ከምኡ እዉን ኣካሎም ንዝጎደሉ ጀጋኑ ካብ ምሕካም ክሳብ እግሪ ምትካል ዘሎ ጉዳይ ቐንዲ ትኹረት እቲ ኮሚሽን ምዃኑ ሓቢሩ። ህዝቢ ትግራይ ሃለዋቱን…