ምስ ካልኦት ተመሳሳሊ ሃገራት ትትነፃፀር ትግራይ ነዊሕ ዕድመ ዘለዋ ከምዜኮነት ይፍለጥ፡፡ ነዘይ ከረጋግፀልና ዜክእል እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓድግታትን ስራሕቲ ኢደ ሰብእን ፍሉይ መለለዪ እዩ፡፡ እዘይ ብምኳኑውን ትግራይ ንሕዜባ ጥራሕ ዘይኮነስ ንጎረባብታውን ዜተርፍ ናይ ኣርባዕተ ሓሙሽተ ሺሕ ምናልባሽውን ፅንዓትን ምርምርን ትሕር ተጠናኪሩ ወፂኡ ናይ ዓሰርተ ኣሻሓት ዓማውቲ ታሪክ ዜወነነት ዓዲ እያ፡፡ ተኮነ ግና ትግራይ ዓዕላ ዜካኣለት ሃገር ኮይና ክሳብ ሀዙ ዘይምውፀኣ ንምንታይ ከምዜኮነ ኣፀቢቅካ ክሕተተሉን ክፍተሸሉን ዜግባእ ጉዳይ ኮይኑ ይርከብ፡፡ ካልኦት ብድሕሪኣ ዜተፈጠራ ወይ ሰብ ዜሰፈረለን ዓድታትኳ ሎሚ ባዕለን ገበርትን ሓደግትን ዓለምና ኮይነን እንተረአያ ምናልባሽ ዓገብ ዘብል ጉዳይ እዩ፡፡ …...Read More
