Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
Uncategorized
0

ባይቶና ዓባይ ትግራይ ናብ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ንምእታው ወሲኑ

ባይቶና ዓባይ ትግራይ ናብ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ንምእታው ኸም ዝወሰነ መራሒ እቲ ፓርቲ ዶ/ር ፀጋዘኣብ ካሕሱ ሓቢሮም፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ቁፅፅር ኮሚሽን ባይቶና ዓባይ ትግራይ ውሳነ ይኩን ኣኬባ ክይግበር ዝኣገደ ይዝከር፡፡

Uncategorized
0

ህወሓት ንግዚያዊ መንግስት ትግራይ ፕረዚዳንትነት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓሪያ

ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዝፀንሐ ደማዊ ኲናት ትግራይ ብ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ውግእ ጠጠው ምባሉ ይፍለጥ፡፡ ኣብ ትግራይ ግዚያዊ መንግስቲ ምጥያስ ኣካል እቲ ስምምዕ ምንባሩ ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ ህወሓት ንግዚያዊ መንግስቲ ፕረዚዳንት ዶ/ር ደብረጺዮን ገ/ሚካኤል ክኽውን ወሲና እንተነበረት ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ስለዘይተቀበሎ ሓዱሽ ፕረዚዳንት ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ክትመዝዝ ተገዲዳ፡፡ ነዚ ስዒቢ ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ንግዚያዊ…