Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
English NewsPoliticsትንተና/Analysis
0

Opinion: Ethiopia PM Abiy’s rule by crisis set to indefinitely continue Ethiopia’s agony

while they were espousing the PM’s “potentially transformative personality”. Instead of providing light and hope over the last six months, PM Abiy administration has been engaged in a series of actions that can only be seen as an effort to rule by blood and fear the population of a historic country.  Some of the destructive…

AfricaEnglish NewsPolitics
0

1,469 Sudanese fleeing recent fighting registered as refugees in Ethiopia: Official 

fighting in their home country have registered as refugees in Ethiopia, an Ethiopian official said on Thursday.  Speaking to journalists, Meles Alem, Spokesman for Ethiopia Ministry of Foreign Affairs (MoFA), said 7,726 individuals from 61 countries have been evacuated from Sudan through Ethiopia so far.  The MoFA Spokesman also said the Ethiopian government doesn’t have…

AfricaPoliticsዜና ትግርኛ
0

ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ጠቅሊሎም ክወፁ ኣሜሪካ ፀዊዓ

ኣብ ሞንጎ መንግስታት ኢትዮጵያን ትግራይን ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ዘተባብዕ እኳ እንተኾነ ሕዚ እውን ሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ዕጡቓት ሓይልታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ከምዘይወፁ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶንዮ ብሊንከን ገሊፃም፡፡ ዘላቂ ሰላም ንምርግጋፅ ተሓታትነት ንምስፋንን ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ መሬት ትግራይ እንተወፂኦም ጥራሕ እዩ ብምባል እዞም ሓይልታት ክወፁ ሕዚ እውን መንግስቲ ኢትዮጵያ ክሰርሕ…

Politicsዜና ትግርኛ
0

ሰሙናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ 19-8-2015 ኣ/ግ

1) ዝቐፀለ ምፅራይን ፅንተትን ዘርኢ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ትግራይ፡ ዛጊድ እውን ዘይዛረየ ፅንተትን ምፅራይን ዘርኢ ቀፂሉ እኒሀ። ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ብፍላይ ወረዳ ኢሮብ ከምኡ ድማ ኣብ ዞባታት ደቡብን ሰሜን ምዕራብን ትግራይ ዝርከብ ህዝብና ዛጊድ እውን ሓያሎን ማእለያ ዘይብሉን ግፍዒ እናተፈፀመሉ ይርከብ። ብፍላይ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ፡ ሓይልታት ኣምሓራን ተሓባበርቱን ንነዊሕ ግዘ ክገብርዎ ከምቲ ዝፀንሑ፡…

AfricaPoliticsዜና ትግርኛ
0

ሱዳን፡ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋሱኑ ቦታታት ኢትዮጵያ ዶብ ክትዓጽወለ ሱዳን ጠይቃ

ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ፈጣብ ሓጋዚ ሓይልን(FS) ንሰሙን ዝተፀንሐ ኲናት ስዕቡ ዘይስሩዓት ዕጡቃት ካብ ሱዳን ከየምልጡ ኢትዮጵያ ዶባታ ክትዓጽወላ መንግስቲ ሱዳን ፀዊዑ፡፡ ኢትዮጵያ እቲ ኲናት ካብ ዝጅምረሉ እዋን ጀሚራ ብሰላማዊ መንገዲ ብዝርርብ ክፍታሕ ጻዊዒታ ዘቅረበት እንተኮውን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን እወን ዕልባት ዘይረከበ ጉዳይ ወሰን ከምዘሎ ይፍለጥ፡፡ እቲ ኲናት በዚ እንተቀጺሉ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ…

Politicsዜና ትግርኛ
0

ኣብ ማእከላይ ዞ ባብመንግስቲ ፌዴራል ተመዲቦም ዝነበሩ ኣመራርሓ ምስቲ ነባር ምምሕዳር ዞባ ማእኸል ርክክብ ተገይሩ፡

ኣብ ማእከላይ ዞ ባብመንግስቲ ፌዴራል ተመዲቦም ዝነበሩ ኣመራርሓ ምስቲ ነባር ምምሕዳር ዞባ ማእኸል ርክክብ ተገይሩ፡ ብመንግስቲ ፌዴራል ተመዲቦም ዝነበሩ ምምሕዳር ነቲ ዝነበረ ስሩዕ ምምሕዳር ዞባ ማእኸል ርክክብ ከም ዘሳለጡ ዝገለፁ ሓላፊ ቺፍ ሴክሪተርያት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ኣማኑኤል አሰፋ ዝገለፁ እንተኾኑ ዝነበሩ ምምሕዳር ብምምስጋን እቲ  ዝነበረ መሪሕነት ምስቲ ስሩዕ መሪሕነት ብምትሕግጋዝን ዘለው ፀገማት ብምፍታሕ ስራሕቶም…

AfricaPoliticsዜና ትግርኛ
0

ኣብ መንጎ እቶም ክልተ ኣዝዮም ሓያላት ጀነራላት ሱዳን ዝካየድ ናይ ስልጣን ምምንጣል ተወሊዑ ዝቅፅል ዘሎ ኲናት ሓያላት ዓድታት እናኰነንኦ ይርከባ

ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ርእሰ ከተማ ሱዳን ካርቱም እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ዓመጽ ኮኒኑ። ኣብ ዝሓለፈ ፀብጻብና ኣብ መንጎ ዕጡቓት ወታደራዊ ሓይልታትን ንኡስ ወተሃደራዊ ሓይሊ ቅልጡፍ ደገፍን (RSF) ሓያል ወጥሪ ከም ዝነገሰ ገሊፅና ነይርና፡፡ እዚ  ንመዓልታት ዝጸንሐ ወጥሪ ስዒቡ ድማ ከቢድ ተኹስን ፍንጀራን ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ። ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ካርቱም፡ ወተሃደራዊ መዓስከራት፡ ቤተ መንግስቲ ፕረዚደንትን መንበሪ ሓላፊ ሰራዊትን…

AfricaPoliticsዜና ትግርኛ
0

ሱዳን፡ ኣብ ሱዳን ወታደራዊ ወጥሪ ዘመላክት ምንቅስቃሳት ይረአ ኣሎ

ኣብ ሱዳን ብሌ/ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ንኡስ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሓይልታቱ ኣብ ርእሰ ከተማ ካርቱምን ካልኦት ከተማታትን ኣዋዲዱ ከምዘሎን እዚ ስጉምቲ ምስ ልእላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ አልቡሃር ዝምራሕ ሰራዊት እታ ሃገር ወጥሪ ሰፊኑ ምህላውን  ኣልጀዚራ ይገልፅ።እቲ ሰራዊት ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣባላት ሓይልታት ቅልጡፍ ደገፍ/Rapid Support Forces (RSF) ’ውን ናብ ሰሜናዊት ከተማ…

Politicsዜና ትግርኛ
0

ነቲ ዝተካየደ ጭፍጫፍ  ስግግር ፍትሒ ብዝበል ዘተ ኣብ መቀለ ተካይዱ

ሎሚ ማዝያ 5 2015 ዓ/ም ብሚኒስተር ሚኒስትር ፍትሒ ፌዴራል ዶ/ር ጌዶዎን ጢሞቴዎስን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዶ/ር ዳንኤል በቀለ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ዙርያ እዋን ስግግር ፍትሒ ንምዝታይ መቐለ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ብፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳን ምክትል ፕሬዚዳንትን ካብኔ ሴክሬታሪያት ዴሞክራታይዜሽንን ዘይምእኹል ምሕደራን ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤን ካልኦት ዝምልከቶም ካብኔን ተራኺቡ ይዝቲ ኣሎ።…

Politicsዜና ትግርኛ
0

ፈላማይ መግለፂ ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ፡ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዕንወትን ጥፍኣትን ንምድሓን ኩሉ ዓይነት መስዋእቲ ከፊሉ እዩ ኢሎም። ስለዝኾነ ግዝያዊ ምምሕዳር ህዝቢ ትግራይ ዝተቓለሰሉን መስዋእቲ ዝኸፈለሉን ዕላማታት ንምዕዋት ክሰርሕ እዩ ኢሎም። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መሬታዊ ሓድነት ትግራይ ምርግጋፅ፣ ተመዛበልቲ ናብ መንበሪኦም ምምላስን ኩለመዳያዊ ፀገማት ህዝቢ ኣብ ዝሓፀረ እዋን…

Editor's PickPolitics
0

ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብዓይኒ ረብሓ ትግራይ 

ትግራይ  ኣብ ስምምዕ ፕሪቶርያ ተዓዊታ ዶ  ዝብል ሕቶ ንምምላስ ናይቲ ቃልሲ ዕላም እንታይ ነይሩ  ? ብስምምዕ ከ እንታይ  ተዓዊቱ?፡ እንታይ ከ ኣስኢኑ ዝብል ምፍታሽ የድሊ። ዝኮነ ኲናት ቅድሚ ውግእ ምውልዑ ናይ ሓሳብ ግጥም ጎንፂ ኣብ ተዋጋእቲ ሓይልታት ኣእምሮ ይጅምር፡፡  ናይ ሓሳብ ግጥም ብሰላማዊ መንገዲ ፍታሕ ምርካብ ዓቅሚ እንትስእን ናብ ወታደራዊ ጎንፂ የምርሕ፡፡ እንተኮነ ብወታደራዊ ሓይሊ…

AfricaPoliticsዜና ትግርኛ
0

ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌደራል ነቲ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዘሕለፎ ውሳነ ግብረሽበራ ኣልዒሉ

ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል ፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ግብረሽበራዊ ውድብ ካብ ምዃኑ ክእለ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ ነቲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዝተጻዕነ ገበን ግብረሽበራ ኣልዒሉ። ብመሰረት ዓንቀጽ 20 ንኡስ ዓንቀጽ 2 ኣብ ዓንቀጽ 20 ኣዋጅ ቁጽሪ 1176/2012፡ ቅድሚ ክልተ ዓመት ብሰንኪ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና…

AfricaPoliticsዜና ትግርኛ
0

ምምሕዳር ባይደን ኣብ ትግራይ ዝተካየደ ኣረሚናዊ ኩናት ኩሎም ወገናት ኲናት ገበናትን ኣንጻር ሰባኣውነትን ከምዝፈጸሙ ብሊንከን ኣፍሊጡ

ዋሽንግተን (ኤፒ) — ምምሕዳር ባይደን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኣረሜናዊ ግጭት ኩሎም ወገናት ገበናት ኲናትን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ከምዝፈጸሙ ከምዝወሰነ ትማሊ ሶኑይ ኣፍሊጡ። እዚ ክያዶ ንፖሊሲ ኣሜሪካ ዝኾነ ቅጽበታዊ ትርጉም ዘይብሉ ኮይኑ፡ ከምዚ ዓይነት ክስታት ክኽሰስ ንዝቐርብ ጻውዒት ግን ክብደት ይህብ እዩ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከን ነዚ ቆራፅ ውሳነ ዝገለፁ፣…

AmericaPolitics
0

Trump’s residents are under increasing pressure from the opposition

Lobortis pellentesque facilisis risus habitant. Mollis adipiscing iaculis quam mi pellentesque consectetur. Sit diam eleifend risus eget commodo adipiscing. Amet, nibh morbi ut sed interdum pharetra tincidunt quisque. Viverra hac imperdiet diam posuere ac. Justo, sit tincidunt laoreet a placerat. Sapien ante nisi, pellentesque magna aliquet imperdiet donec in eros. Fermentum, lacus ullamcorper at magna…

AustraliaPolitics
0

Trade groups sue admin over visas

Pretium id faucibus a. Lobortis pellentesque facilisis risus habitant. Mollis adipiscing iaculis quam mi pellentesque consectetur. Sit diam eleifend risus eget commodo adipiscing. Amet, nibh morbi ut sed interdum pharetra tincidunt quisque. Viverra hac imperdiet diam posuere ac. Justo, sit tincidunt laoreet a placerat. Sapien ante nisi, pellentesque magna aliquet imperdiet donec in eros. Fermentum,…

Politics
0

Obama teams up to take aim at Trump

Many desktop publishing packages and web page editors now use Lorem Ipsum as their default model text, and a search for ‘lorem ipsum’ will uncover many web sites still in their infancy. Pretium id faucibus a. Lobortis pellentesque facilisis risus habitant. Mollis adipiscing iaculis quam mi pellentesque consectetur. Sit diam eleifend risus eget commodo adipiscing.…

Politics
0

See latest Trump and Biden polling

Content here, content here, making it look like readable English. Many desktop publishing packages and web page editors now use Lorem Ipsum as their default model text, and a search for ‘lorem ipsum’ will uncover many web sites still in their infancy.  Sapien ante nisi, pellentesque magna aliquet imperdiet donec in eros. Fermentum, lacus ullamcorper…

Politics
0

WH removes George W. Bush portraits

Dollar ipsum lorem Ipsum is that it has a more-or-less normal distribution of letters, as opposed to using ‘Content here, content here’, making it look like readable English. Many desktop publishing packages and web page editors now use Lorem Ipsum as their default model text, and a search for ‘lorem ipsum’ will uncover many web…

Politics
0

Corporations and Abortion: A Perfect Storm of Controversy

Distribution is used to using ‘Content here, content here’, making it look like readable English. Many desktop publishing packages and web page editors now use Lorem Ipsum as their default model text, and a search for ‘lorem ipsum’ will uncover many web sites still in their infancy.  Sapien ante nisi, pellentesque magna aliquet imperdiet donec…