ሓፀርቲ ዜናታት ፣
★ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ካብ ዘለዎ ፀገም ክናገፍ መራሕቲ ትግራይ ፖለቲካዊ ኣፈላላዮም ኣፅቢቦም ናብ ዓድና ክምልሱና ይግባእ ክብሉ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ተጋሩ ገሊፆም። ብመሰረት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ናብ መንበሪ ቦቶኦም ብዘይምምላሶም ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት መዕቖቢ ውሽጢ ዓድን ሱዳንን ዝርከቡ ተጋሩ ስቓዮም ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናተጋደደ ይቕፅል ከምዘሎ ድማ ሓቢሮም። ★ ክረኽቡዎ ዝግባእ…
