Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
መፅናዕቲ
0

ደብረፅዮን ተምሳሌት ንህቢ እዩ: ካብ ርስሓት ነፃ ዝኾነት ፅርይቲ ትግራይ ክሃንፅ እዩ!

ተጋዳላይ ደብሪፅ ከም ንህቢ ህርኩት፣ እሙን፣ ንፁህን፣ ውፅኢቱ ድማ መዓር እዩ። ከም ንህቢ ቆፈኡ ብመዓር ዝመልእ ኣብ ርስሓት ፈፂሙ ዘይዓርፍ ውፅኢት ማህፀን ትግራይ እዩ። ደብሪፅ ካብ ምስረታ ድምፂ ወያነን ናይ ስለያ ጠለፋን ስርዓት ደርጊ ሓሙክሽቲ ኾይኑ ክበንን ካብ ዝገበሩ ትካላት ውዱብ ጀሚሩ ክሳብ ህዚ ኣብ ዝተዋፈሮ ዓውደ ተልእኮ ብፅፈትን ብእምነትን ሓደራ ህዝቡን ውድቡን ብብቅዓት ዝዋፃእ…

መፅናዕቲ
0

Tegrai under the Sun ብ ዶ/ር ሰለሞን ባርናበስ

ምስ ካልኦት ተመሳሳሊ ሃገራት ትትነፃፀር ትግራይ ነዊሕ ዕድመ ዘለዋ ከምዜኮነት ይፍለጥ፡፡ ነዘይ ከረጋግፀልና ዜክእል እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓድግታትን ስራሕቲ ኢደ ሰብእን ፍሉይ መለለዪ እዩ፡፡ እዘይ ብምኳኑውን ትግራይ ንሕዜባ ጥራሕ ዘይኮነስ ንጎረባብታውን ዜተርፍ ናይ ኣርባዕተ ሓሙሽተ ሺሕ ምናልባሽውን ፅንዓትን ምርምርን ትሕር ተጠናኪሩ ወፂኡ ናይ ዓሰርተ ኣሻሓት ዓማውቲ ታሪክ ዜወነነት ዓዲ እያ፡፡ ተኮነ ግና ትግራይ ዓዕላ…

መፅናዕቲ
0

RwandaTen Years After Genocide -Remembering Rwanda

AROUND THE WORLD, commemorations of the 10th anniversary of the Rwanda genocide are about to be launched. The central actors responsible for allowing Hutu extremists to perpetrate the genocide are well known: the government of France, the United Nations Security Council led by the USA with British backing, the UN Secretariat, the government of Belgium,…