Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

4500 ምሩካት ኣባላት ሓልታት ምክልካል ትግራይ ተለቂቆም

4500 ምሩካት ኣባላት ሓልታት ምክልካል ትግራይ ኣብ ኣዋሽ መዐጎሪ ተኣሲሮ ድሕሪ ምፅናሕ ብ 26 8 2015 ዓ/ም ናብ ትግራይ ከተማ መቀለ ኣማሽዮም ኣትዮም፡፡ በዓል ሃፍቲ ኣይተ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ን ሰለሰተ ማዓልቲ ማይን እክልን ከም ዝእንግድ ተሓቢሩ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *