Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

4ይ ዋዕላ ”ስሙር ሓድነት ኣብ ንፁር ብሄራዊ ባህጊ”

ብምትሕብባር ቴሌቪዥን ትግራይ፣ማሕበር ልምዓት ትግራይን ዓለም ለኸ ማሕበር ምሁራንን ሰብ ሞያን ተጋሩን ዝተሰናደአ 4ይ ዋዕላ ”ስሙር ሓድነት ኣብ ንፁር ብሄራዊ ባህጊ” ኣብ ዛዕባ ”መስርሕ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ድሕሪ ኵናት” ኣድሂቡ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ቴሌቭዥን ትግራይ” ቦኽራ ዓምዲ ሓሳባት ” ክሓልፍ ኢዩ ክትከታተሉ ንዕድም።



ትግቲቪ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *