Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ትንተና/Analysis
0

Ashenda Fistival Tigrai

Ashenda is a unique Tigraian traditional festival which takes place in August to mark the ending of fasting called filseta. This event is mostly for girls and young women, which they await very eagerly every year. It is unique to the people in the state of Tigrai in northern Ethiopia. The name of the festival…

Healthዜና ትግርኛ
0

ኣብ ትግራይ ውድቀት ስትራተጂካዊ መሪሕነት ምግጣሙ ህልዊ ኩነታት ትግራይ፣ ሃገራውን ዓለማውን ኩነታት ተገንዚብኻን ተንቲንካን መዋፅኦ ኣብ ምቅማጥ ዕንቅፋት ፈጢሩ እዩ ።

ብኣተሓባባርነት ካቢኔ ሴክትርያት ዘይምእኹል ምሕደራን ዴሞክራታይዜሽንን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዋዕላ ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ዋዕላ ህልዊ ኩነታት ፓለተካዊ ምሕደራ ትግራይ ዝምልከት መፅናዕታዊ ፅሑፍ ዘቕረቡ ዶክተር ሙለታ ይርጋ ውድቀት ስትራቴጂካዊ መሪሕነት ዓብይ ዕንቅፋት ይፈጥር ኣሎ ኢሎም ። ኣብ ትግራይ ውድቀት ስትራተጂካዊ መሪሕነት ብምግጣሙ ህልዊ ኩነታት ትግራይ፣ሃገራውን ዓለማውን ኩነታት ተገንዚብኻን ተንቲንካን መዋፅኦ ኣብ ምቅማጥ ዕንቅፋት…

ዜና ትግርኛ
0

ንዕደና ወርቂ ተባሂሉ መሬት ትግራይ ብሓደገኛ ኬሚካል ይባድም ከምዘሎን ኣብ ውሽጢ 4 ወርሒ ልዕሊ 28 ኩንታል ወርቂ ካብ ትግራይ ከምዝወፀን ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ዝኣተወ ገንዘብ ከምዘየለን ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ገሊጾም።

እቶም ፕረዚደንት ምስ ፓሊስ፣ሓይሊ ፀጥታን ናይ ፍትሒ መሓውርን ብምዃን ኣብዚ ጉሕለት ኣብ ልዕሊ ዝተሳተፉ ተሓታትነት ከምዝረጋገጽ እውን ኣመላኺቶም። ፓለቲካ ትግራይ ናብ ዝኸፈአ ኩነታት ይኸይድ ከምዘሎ ዝገለጹ እቶም ፕረዚደንት ፤ ህወሓት ንምድሓን ንምድርዳር ድልው ምዃኖም ኣመላኺቶም። መንግስቲ ፌደራል ህወሓት ውሽጣዊ ጸገማቱ ፈቲሑ ክመጽ እዩ ዝገልጽ ዘሎ ዝበሉ ኣይተ ጌታቸው ፤ እንተዘይኮይኑ እቲ ስልጣን ብልጽግና ከምዝብሕቶ ግልጺ…

ዜና ትግርኛ
0

“ኣብያተ ምኽሪ ብስርዓት ዝተመደበ ኣመሓዳሪ ስልጣን ኣረክብ ዝብላሉ ዘለዋ መንገዲ ዕልዋ መንግስቲ እዩ”

ኣብ ህልዊ ፓለቲካዊ፣ጸጥታዊን ማሕበራውን ጉዳያት ካብ ጋዜጠኛታት ንዝቐረበሎም ሕቶታት ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ “ኣብያተ ምኽሪ ብስርዓት ዝተመደበ ኣመሓዳሪ ስልጣን ኣረክብ ዝብላሉ ዘለዋ መንገዲ ዕልዋ መንግስቲ እዩ”ኢሎም። ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ማእኸል ገይሩ ኣብ ዝንቀሳቐስ ውድብ ንውልቁ ዝሓስብ መራሕነት ካብ ዝፍጠር ነዊሕ ኮይኑ እዩ ዝበሉ እቶም ፕረዚደንት፤ ስልጣን ንኣና እዩ ዝግበኣና ዝብሉ ኣጀንዳ ህዝቢ ጨውየም…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ምፅራይ ከምዝርከብን ውፅኢቱ ብቐፃሊ ከምዘፍልጥን ገሊፁ…!!&●ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ማእኸል ትግራይ ኣይተ ሰለሙን መዓሾ ተፈፂሙ ዝተብሃለ ገበን ፈተነ ቅትለት ኣብ ምፅራይ ከምዝርከብን ውፅኢቱ ብቐፃሊ ከምዘፍልጥን ገሊፁ።~ ~ ~ ~●ኣብ ልዕሊ ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ማእኸል ትግራይ ኣይተ ሰለሙን መዓሾ ተፈፂሙ ዝተብሃለ ገበን ፈተነ ቅትለት ኣመልኪቱ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝወሃብ ዘሎ ክልተ ጫፍ ዝሓዙ ሓበሬታታት ጠጠው ንክብሉ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ኣተሓሳሲቡ።~ ~ ~ ~●ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ምስ ቢሮ ፍትሒ ብምትሕብባር ዝተጣየሸ ጕጅለ ምፅራይ ካብታ ገበን ተፈፂማታ ዝተብሃለት ግዜ ጀሚሩ ኣብ ምፅራይ ከም ዝርከብን ከይድን ውፅኢትን እቲ ጕዳይ ድማ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ብቐፅሊ ከም ዝገልፅን ሓቢሩ።~ ~ ~ ~●ሕዳር 8/2017 ዓ.ም ከባቢ ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ካብ ከተማ ኣኽሱም ናብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝጐዓዝሉ ካብ መስመር ወረዳ ማይቅነጣል ጣብያ ላኼናይ ፍሉይ ቦታ ምፍልላይ ንኣንፈት ዕዳጋ ዓርቢ ካብ 3-5 ኪሎ ሜትር ዝኸውን እትው ኢልካ ኣብ ዘሎ ናይ “እንዳ ትካቦ ክሬቸር” ከባቢ ኣብ ልዕሊ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ማእኸል ትግራይ ኣይተ ሰሎሞን መዓሾ ተፈፂሙ ዝተብሃለ ገበን ፈተነ ቅትለት ኣመልኪቱ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝወሃብ ዘሎ ክልተ ጫፍ ዝሓዘ ሓበሬታታት ሐዚ እውን ይቕፅል ምህላው ኣፍሊጡ።

ዜና ትግርኛ
0

ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ኣቶ ሰለሞን መዓሾ ብዛዕባ እቲ ዘጋጠሞ ክስተት ንቢቢሲ ኣዘንትይዎ’ሎ::

ቢቢሲ፤ ሓቅነት ብሰንበት ኣብ ልዕሊ እትጕዓዘላ ዝነበርካ መኪና መጥቃዕቲ ጥይት ተፈጺሙ ዝብል ሓበሬታታት’ዶ ከተረጋግጸልና? ኣበይ’ከ እዩ ኣጋጢሙ?ኣቶ ሰለሞን፤ ሓቂ እዩ፤ ብስራሕ ምኽንያት ካብ ኣክሱም ናብ መቐለ ንጕዓዝ ነይርና።ናብ መቐለ ንኸይድ ምህላውና እውን ንመሳርሕተይ ተዛሪበ’የ ከይደ። ልክዕ ኣብ ማይቅነጣል ካብ ፈላፍል ዝበሃል ከባቢ ናብ ዕዳጋ ዓርቢ ምስ ተዓጸፍና፡ ዕሙቕ ዝበለ ከባቢ’ዩ ኣጋጢሙ -ብርግጽ ካብቲ ዋና መስመር…

ዜና ትግርኛ
0

ጀነራል እየ:: እሞ’ኸ? ታይ ጠብ ትብል ትርጉም እያ ክትህቦ ጀነራል ሙኻንካ ንመዘክር? ታሪኽ ኣለኒ ዲኻ ክትብለኒ? ፅሓፎ:: መዘክር ኣየንብቦን ነቲ መፅሓፍካ:: መዘክር ኢኮኖሚክስን ፍልስፍና መፃሕፍቲን እዩ ዘንብብ:: ጅግና እየ ዲኻ ክትብል ስለ ዝቶከስካ? ንመዘክር ጅግና ማለት ርእሱ ተጠቒሙ ኩናት ዘትርፍ እምበር በሎ በሎ ኢሉ ክውላዕ ዘይግብኦ ሓዊ ከጥፍእ ዝሙክር ኣይኮነን::

እንታይ ከም ዝኾንካ ንመዘክር ክነግረካ እምብኣር:: መዘክር ንዓኻ ክም ባርያ: ፀረ ዲሞክራሲ : ሌባ: ሓላዊ ድስኩላት ገይሩ እዩ ዝርእየካ:: መዘክር ከም ካልእ ግዘ ተሰኪፉ ዝሕልወልካ ግዘ ኣይብሉን ሎሚ:: መዘክር ጌታቸው ኣይኮነን ተሰኪፉ ፋሉል ዝሰድደካ:: መዘክር ጉሙፅ እዩ:: ብሽምካ ፀዊዑ እዩ ባይታ ከም ትረግፅ ዝገብረካ:: ልክዕ ከምቲ ንፍንፉን Debretsion Gebremichael ዝገበሮ ንዓኻ’ውን ግዘ ወሲዱ ስዓት ብስዓቱ…

ዜና ትግርኛ
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ ህንፀት መንገዲ ግራዳንደር -እንዳሞሳ ልዕሊ 88 ሚኢታዊ ከም ዝበፅሐ ተሓቢሩ። ብኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ህንፀቱ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መንገዲ ግራዳንደር – እንዳ ሞሳ ዑደት ዘሳለጡ ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ሰሎሞን ትኩእ ከም ዝገለፅዎ፤ ምዕሩይ መንገዲ ብዘይ ምንባሩ ሕብረተሰብ ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ፀገማት ይቃላዕ ከምዘሎ ብምግላፅ እቲ ስራሕ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ተዛዚሙ ስሩዕ ግልጋሎት…

ዜና ትግርኛ
0

ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ኣቶ ሰለሞን መዓሾ ብዛዕባ እቲ ዘጋጠሞ ክስተት ን

#BBC News Tigrinya ኣዘንትይዎ’ሎ ◆ቢቢሲ፤ ሓቅነት ብሰንበት ኣብ ልዕሊ እትጕዓዘላ ዝነበርካ መኪና መጥቃዕቲ ጥይት ተፈጺሙ ዝብል ሓበሬታታት’ዶ ከተረጋግጸልና? ኣበይ’ከ እዩ ኣጋጢሙ?◆ኣቶ ሰለሞን፤ ሓቂ እዩ፤ ብስራሕ ምኽንያት ካብ ኣክሱም ናብ መቐለ ንጕዓዝ ነይርና።ናብ መቐለ ንኸይድ ምህላውና እውን ንመሳርሕተይ ተዛሪበ’የ ከይደ። ◆ልክዕ ኣብ ማይቅነጣል ካብ ፈላፍል ዝበሃል ከባቢ ናብ ዕዳጋ ዓርቢ ምስ ተዓጸፍና፡ ዕሙቕ ዝበለ ከባቢ’ዩ ኣጋጢሙ…

ዜና ትግርኛ
0

ህዝብን መንግስትን ኣየርላንድ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዝነበሮም መትከላውን ቅዋምን ምሕላቕን ልባዊ ምስጋና ይግብኦም ክብሉ ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ነዚ ዝበሎ ብዓዲ ግራት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ተዓዲሙ ናብ ትግራይ ምስ ዝመፅኣን ጳጳስ ካቶሊክ ኣየርላንድ ፣ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝን ተወከልቲ መንግስቲ ኣየርላንድ ምስ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ኣየርላንድ ተራኺቦም ኣብ ዝዘተይሉ እዩ ። ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዕላዊ ገፅ ትዊተሮም ከምዝሓበርዎ መንግስትን ህዝብን ኣየርላንድ ኣብ ጉዳይ ትግራይ መትከላዊ ዝኾነ መንገዲ ዘካይድዎ ጥብቅና ኣንፃር…

ዜና ትግርኛ
0

ፕሬዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ብኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፎም ኤመስ በርገርን ኣምባሳደር ኔዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ደ/ር ማሪ ክሪስቲኒ ቱደር ፒሪኒ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ሕውየትን መሰረት ገይሮም ይዝትዩ ኣለው።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ፣ ኔዘርላንድስ፣ ጀርመንን እንግሊዝን ኣብ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ዝተሰርሑ ስራሕቲ እንታይ ከምዝመስሉ ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ብኣካል ተረኪቦም ዑደት ኣሳሊጦም እዮም። ፕሬዚደንት ጌታቸው ሕብረት ኣውሮፓን ካልኦት ሃገራትን ንትግራይ ዝህብኦ ሓገዝ ከጠናክራ ከምዝግባእ ነቶም ኣምባሳደራት ዝገለፁሎም ኮይኖም ብትካል ልምዓት ሕቡራት መንግስታትን (UNDP PSF) ኣቢሎም ኣብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ዝገብሮም ዘሎ ድገፋት…

ዜና ትግርኛ
0

“ኣብ ትግራይ ደጊም ንድሕሪት ምምላስ ኣይከኣልን፤ የግዳስ ሓይልና ብምእካብ ካብ ፀገምና ብቕልጡፍ ክንወፅእ ይግባእ”

ጀነራል ፃድቃን ብተወሳኺ ኣብ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል ተሓጋጊዝና ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም። ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ፤ ነዚ ዝበሉ ብድሆታትን መፍትሕታትን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ መሰረት ገይሩ ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ እዩ። እቶም ምክትል ፕረዚደንት፣ “ኣብ ትግራይ ደጊም ንድሕሪት ምምላስ ኣይከኣልን፤ የግዳስ ሓይልና ብምእካብ ንግዝያዊ ምምሕዳር ብምድጋፍ ካብ ፀገምና ብቕልጡፍ ክንወፅእ ይግባእ” ኢሎም። ጀነራል…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ወቅታዊ መደባት ምእካብ ምህርቲ ሓረስታይ ትግራይና ኣመልኪቱ ቤት ምኽሪ ስራሕ ፈፃሚ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘሕለፎ ውሳነ

ኣብዚ እዋን’ዚ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝራእቲ ከቢድ ጉድኣት የብፅሕ ከም ዘሎ ይፈለጥ። ስለ ዝኾነ ካቢኔ ስራሕ ፈፃሚ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ነዙይ መሰረት ብምግባር ትማሊ ዓርቢ 22 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ፣ እቲ እዋኑ ዘይሓለወ ማይ ከብፅሖ ዝኽእል ጉድኣት ንምክልኻል፣ ዝቅፅል ሰሙን ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ዘሎ ግዜ ክልላዊ ወፍሪ ዓፂድ ክኸውን…