Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ ህዝቢ ትግራይ ኣንፃር ህልውንኡ ዘቅንዑ ኩሎም ተፃብኦታት ብሳላ ሓያል ሓድነቱ እናመከተ ህላውኡ ዘውሐስ ህዝቢ እዩ ክብሉ ሪኢቶኦም ንድምፂ ወያነ ትግራይ ዝሃቡ ኣባላት ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ገሊፆም። ሓድነትና ዝሽርሽሩ ተርእዮታት ብምእራም ፀገማት ህዝቢ ትግራይ ንክፍትሑ ሰላማዊ ቃልስና ክነሓይል እውን ፀዊዖም። ★ ህዝቢ ወረዳታት ፀለምቲ፣ ላዕላይ ፀለምትን ከተማ ማይፀብርን ብወረርቲ ሓይልታት መዓልታዊ ግፍዕታት ይበፅሖም ከምዘለዉ ኣመራርሓ…

English News
0

Another African war looms

An agreement two years ago halted a bloody conflict in Ethiopia but sowed the seeds of new ones Oct 27th 2024|fatsi and fogotaShare The soldier squints through his binoculars. “They can see us,” he warns, pointing to a silhouette of two figures on a hill in the distance. The men in his line of sight are…

ዜና ትግርኛ
0

ተደጋገምቲ ግጉያት ሓበሬታታት ንዝተወሰነ ህዝቢ ከደናግሩ ይኽእሉ እምበር ንክውንነት ክቕይሩ ኣይኽእሉን!!

ቴሌቪዥን ኣሰና ኣብ ዝሓለፉ ናይ መኸተ ዓመታት ኣብ ጎኒ ፍትሓዊን ቅኑዕን መኸተ ህዝቢ ትግራይ ተሰሊፉ ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት ክሃስስ ዘይኽእል ተጋድሎ ኣካይዱ እዩ። ብዘርኣዮ ህዝባዊነትን ዘይርብርብ ቃልስን ድማ ክብሪ ኣለና። ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ግን መሰረት ዘይብሎም ሓበሬታታት ምዝርጋሕ ጀሚሩ ኣሎ። እዚ ከኣ ሓደ፣ ኣብ ትግራይ ምርግጋእ ከይህሉን ውሽጣዊ ምጥርጣራት ክዓቢን ዝድርኽ እንትኸውን፣ ብካልኣይ መንገዲ…

ዜና ትግርኛ
0

ህዝቢ ትግራይ ውሕስና ምግቡ ንምርግጋፅን መፍረያይነት ሕርሽኡ ንምድንፋዕን ብሳይነስን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕቲ ምስራሕ ወሳኒ እዩ ኢሎም ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ አይተ ጌታቸው ረዳ ።

ፕረዚደንት ጌታቸው ነዚ ዝበሉ ኢንሰቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብዛዕባ ሕሉፉን ህልውን ስራሕቲ ምርምር እቲ ትካል ኣድሂቡ ምስ ላዕለውት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳርን ሰራሕተኛታቱን ኣብ ከተማ መቐለ መድረክ ዘተ ኣብ ዝተሳለጠሉ እዋን እዩ። ኣብ ትግራይ ንዝተከፈተ ፅንተታዊ ኩናት ስዒቡ ብምርምር ዝመፁ ለውጢታት ንድሕሪት ንምምላስ ኮነ ተባሂሉ ዕንወት በፂሑ እዩ ዝበሉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ይኩን እምበር ነቲ ፀገም…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ረብሓ ትግራይ ዘድሃቡ ሓሳባት ዝልዓልሎምን ንቐፃሊ ረብሓታት ትግራይ ዝእመተሉን መደረኻት ክፍጠሩ ይግባእ !

ዋዕላ ሕጋዊ መሰረትን ሓላፍነት ግዝያዊ ምምሕዳርን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዋዕላ ዝተረኸቡ ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ከምዚ ዓይነት መድረኻት ኣብ ዝተመረፁ ጭብጥታት ግዜ ወሲድና ንትግራይ ዘለዎ ረብሓን ንቐፃሊ ኣንፈት ዝጠቅም ዘይጠቀም ምዃኑ ዘቲና ኣብ ፍልጠት ተመስሪትና እንውስነሉም እዮም ኢሎም ። ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ዘይተረጋገዐ ፓለቲካ ክረግዕን ብተመሳሳሊ ቋንቋን ምርድዳእን ክንዘራረብ ዕድል ዝፈጥር መደረኽ ከምዝኾነ…

ዜና ትግርኛ
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ ብሰንኪ ኵናት ተዳኺሙ ዝፀንሐ ስርዓት ንግዲ ናብ ንቡር ንምምላስ ከምዝሰርሕ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ መደብ ኣፈፃፅማ ሕሉፍ ዓመት ብምግጋም ኣንፈት መፃኢ ዘቐመጠ እንትኸውን ምስ መሓውር ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዘትዩ። ኣብ ሲሚንቶ ፣ነዳዲን ካልኦትን ንዝተርኣዩ ክፍተታት ብምእራም ናብ ትግራይ ዝኣቱ መጠን ነዳዲ ክውስኽ ብምግባርን ኣብ ፍትሓውነት ክፍፍል ድማ ትኹረት…

ዜና ትግርኛ
0

ሓሳብ ኣለኒ ንዝብል ትግራዋይ ምስማዕ ግቡእን ጥቕሙ ዝዓዘዘ እዩፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ

ፕረዝደንት ጌታቸው ነዚ ዝገለጹ ብርክት ዝበሉ ማሕበራትን ውዳበታትን ድያስፖራ ትግራይ ኣብ ዘዳለዎ ” ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስቕ ኣይብልን ” ብዝብል ኣብ ዝተሰናድኣ ዓብይ ዓለምለኸ መድረኽ ዘተ ዙም እዩ ። ጉዳይ ትግራይ ውራይ ኩላትና ፡ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ድማ ስቕ ኣይንብልን ዝበሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ማሕበራትን ውዳበታትን ግዱስት ኣባላት ዲያስፖራ ትግራይ ፡ ሕዚ ኣብ…

English News
0

Unity in Crisis /ሓድነት ኣብ ሓደጋ!Too much time has been spent defending”favorite” politicians and justifying who is right,but little time on the real issue at hand—howto bring justice to the people who haveendured genocide and shaping a stronger andbetter Tigray that can never again fall prey tosuch suffering.It’s okay to have differing opinions—that’snatural and necessary. But when people whohave just barely survived complete extinctioncannot find common ground on vital issues, it’sdeeply troubling. Unfortunately, our politicaland societal culture for decades failed to buildstrong civic, political, judicial, and economicinstitutions. And by “strong political institutions,”I don’t mean ones that unfairly dominate thepolitical sphere but institutions that play by therules to allow for fair competition and buildgenuine public trust. Our political culture hastoo often lionized and empowered individualsrather than nurtured strong public institutionsthat withstand the test of time. Our debatesoften seem less about substantive issues andmore about partisanship and loyalty [notdiscounting valid critiques].We seem to be losing sight of what really matters in Tigray, and it isn’t getting better! Asociety that has endured genocide should not be mired in internal political struggles!We are descendants of a civilization thatpioneered governance, minted gold coins,sent ships across the seas, and erected theAxum Obelisk- the symbol of our enduringstrength and cultural achievements. Axumwas one of the greatest empires like Rome,Byzantium, Ottoman, and Macedonia. Butsomewhere along the way, something wentwrong. Now, we struggle with abject poverty,cannot feed ourselves, our security is at graverisk, and worst of all, we are divided while weare at our lowest point and our enemies usethese divisions to conquer us further.It’s time we rethink our path and move awayfrom this cycle of division.ነስተውዕል!Esayas HailemariamOctober 20, 2024☛ ትግርኛ ዘየንብቡ ዳያስፖራ ተጋሩ ኣብ ግምት ብምእታው ብ እንግሊዝኛ ዝተጽሓፈ።Political loyalty has its place, but when itoutweighs the merit of leadership, we lose sightof what’s important. In the status quo Tigray,unhealthy political competition, tribalism,corruption, impunity, and conspiracy haveshaped behaviors and dominated the field,pushing aside the need for real STRATEGICLEADERSHIP. Whenever politicians fail to deliver,instead of holding them accountable, we oftendefend them, which only encourages them tofurther violate rights. We should’ve done better.

ዜና ትግርኛ
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ ኣብ ትግራይ ብዝተኸፈተ ጄኖሳይዳዊ ኵናት ስዒቡ ከቢድ ጥሜት ዓፀባ ከምዘጋጠመን ሂወት ብርክት ዝበሉ ወገናት ይሓልፍ ከምዘሎን ኣባላት ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ኣይተ ዶሪ ኣለም ሰገድን ወይዘሪት ብርኽቲ ሃይለን ተዛሪቦም። ህዝብና ካብቲ ገጢምዎ ዘሎ ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ንምድሓን 10 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ንተወ ብዝብል መፀውዒ ሽም ዓብይ መድረኽ መተኣኻኸቢ እቶት ከምዝሳለጥ ዝፍለጥ እዩ። ኣብዚ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣቦወንበር ውድብ ህወሓት ብፃይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ምስ ነጋዶን ሰብሃፍተትን ከተማ መቐለ ኣብዘካየድዎ መድረኽ ዘልዐልዎም ሓሳባት።

➤ጉባኤ ከይካየድ ብዙሕ ተፈቲኑ እዩ። ጉባኤ ዘይምክያድ ውድብ ምፍራስ ማለት እዩ። ኣብ ኣፍደገ ጉባኤ ምስ በፃሕና ናብ ጉባኤ ኣይንኣቱን ኢሎም። እንተተኻይዱ ድማ ኹናት ከስዕብ እዩ ተባሂሉ።እታ ጉባኤ ክትካየድ ኣይትድለይን ነይራ።እዚ ድማ እቲ ጉባኤ ከይካየድ ይድለ ስለዝነበረ እዩ።እታ ጉባኤ ዓብይ ርብርብ እዩ ተገይሩላ።ተሳተፍቲ ውን ናብ ጉባኤ ከይመፁ ብዙሕ ርብርብ እዩ ተገይሩ።ካብ ዞባ ደቡብ መፂኦም ጉባኤ ዝተሳተፋ…

ዜና ትግርኛ
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ ምእንተ ህልውና ህዝቢ ትግራይ መስዋእቲ ዝኸፈሉ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ብምዝካር ዝተሰውእሉ ዕላማ ብሙሉእነት ምትግባር ከምዘድሊ ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ ህልውና ህዝቢ ትግራይን ትግራይን ንምርግጋፅን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ንምምካትን መስዋእቲ ዝኸፈሉ ጀጋኑ ስውኣት ትግራይ ንምዝካር ኣብ ዞባ ማእኸል ዝርከቡ ሓይልታት ፀጥታ ስነ ስርዓት ምብራሕ ጥዋፍ ኣብ ዝተኻየደሉ እዋን እዩ። ★ ማሕበር ልምዓት…

ዜና ትግርኛ
0

★ ባንክታት ኣብ ጎኒ ናይ ነዊሕ እዋን ዓሚሎም ክኾኑ ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ፀዊዒት ኣቕሪቦም ።

ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ሎሚ ኣብ ዘሳለጥዎ ኣኼባ ብዓል 10 ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ዘውፅኣ እንትኾን ተመዛበልቲ ነጋዶ ወገናት ኣብ ልዕሊ ፀገሞም ልቓሕን ወለድን ምሕታት ደው ክብልን ናብ መረብቶም ክምለሱን ፀዊዑ። ብብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝወፅኣ መምርሒ ልቓሕ ዝተቓወሙ ማሕብረስብ ንግዲ ትግራይ ብሃገር ብርኪ ዝሳለጥ ዘሎ ምምሕያሽ ማይክሮ ፋይናንስ ኩነታት ትግራይ ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይኮነን ኢሉ ። ኣብቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣባል ፈፃሚት ስራሕን ሓላፊት ቤት ፅሕፈትን ውድብና ህወሓት ብፂት ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣቢሄር ኣብ ዋዕላ ነባራት ዓቕሚ ከተማ መቐለ ካብ ዝገለፀቶ

“ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ናይ ሰባት ምትዕርራይ ስለዝገበርና ግዚያዊ ምምሕዳር ኣፍሪሶምዎ ተባሂሉ ይዝረብ እዩ። እዚ ግን ትኽክል ኣይኮነን። ቀዳማይ ነገር ካብ 27 ወንበር ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንህወሓት ዝምልከቶ እቲ 14 እዩ። ሰራዊት ውክልንኡ ኣብ ቦትኡ ኣሎ ፣ ናይ ሙሁራትን ተቃወምቲ ውድባትን እውን ብተመሳሳሊ ኣብ በቦትኦም ስለዘለው 13 ወንበር ኣይተነኽአን።ዝመዓራረ ዘሎ ካብቲ ናይ ህወሓት 14 ወንበር…

ዜና ትግርኛ
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ ኣብ ከባቢና ብዝረአ ዘሎ ዘይምዕሩይ ኣተኣላልያ ጓሓፍ ንዝተፈላለዩ ጥዕናዊ ፀገማት ንሳጣሕ ኣለና ክብሉ ነበርቲ ከተማ ማይጨው ጣብያ 01 መረረቶም ንድምፂ ወያነ ትግራይ ተዛሪቦም። ነዚ ፀገም መፍትሒ ክግበረሉ ብተደጋጋሚ ዘቕረብናዮ ጥርዓን እውን ብዝምልከቶ ኣካል መፍትሒ ክረክብ ኣይከኣለን ክብሉ እዮም እቶም ነበርቲ መረረቶም ዘስምዑ። ★ ለምዘበን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ዘሎ ዝራእቲ ብዝተወደበ መንገዲ ብእዋኑ ንምእካብ ድልዋት…

ዜና ትግርኛ
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ ኣብ ከባቢና ብዝረአ ዘሎ ዘይምዕሩይ ኣተኣላልያ ጓሓፍ ንዝተፈላለዩ ጥዕናዊ ፀገማት ንሳጣሕ ኣለና ክብሉ ነበርቲ ከተማ ማይጨው ጣብያ 01 መረረቶም ንድምፂ ወያነ ትግራይ ተዛሪቦም። ነዚ ፀገም መፍትሒ ክግበረሉ ብተደጋጋሚ ዘቕረብናዮ ጥርዓን እውን ብዝምልከቶ ኣካል መፍትሒ ክረክብ ኣይከኣለን ክብሉ እዮም እቶም ነበርቲ መረረቶም ዘስምዑ። ★ ለምዘበን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ዘሎ ዝራእቲ ብዝተወደበ መንገዲ ብእዋኑ ንምእካብ ድልዋት…

ዜና ትግርኛ
0

መግለፂ ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ…!!&⤵ሎሚ መስከረም 27/2017 ዓ/ም ብዛዕባ ምትዕርራይ ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣመልኪቶም ክልተ ተፃረርቲ መግለፂታት ወፂኦምን ነዚ ስዒቡ ኣብ ህዝቢ ምርብባሽ ፈጢሩ ኣሎ።~ ~ ~ ~⤵ሓይሊታት ፀጥታ ትግራይ ሰላምን ደሕንነትን ትግራይ ውሑስ ንምግባር በቶም ዝወፁ መግለፂታት ምኽንያት ዝፍጠር ስርዓት ኣልቦነትን ናይ ፀጥታ ሽግርን ክፍጠር ከምዘይፈቅድን እንትፍጠር ድማ ስኽ ኢሉ ከምዘይርኢን ይገልፅ።

[ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ]27 መስከረም 2017 ዓ/ም

ዜና ትግርኛ
0

ብመሰረት ዉሳነ ማእኸላይ ኮሚቴ ዉክልና ዉድብ ህወሓት ዘለዎም ኣመራርሓ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ዞባታትን ብኻልእ ክትክኡ ከም ዝተወሰነ ብኣቦ መንበር ዶ.ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ህወሓት ኣፍሊጡ።

ንፁር ተልእኾን ኣወዳድባን ዘለዎ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብ ዝተጣየሸሉ ዕላማ ኸም ዝወፀ : ኣብ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳርን ዞባታትን ምትዕርራይ ኣመራርሓ ንምግባር ኣመልኺቱ ኣብ ዝዘርገሖ መብርሂ ገሊፁ ኣሎ። ኣብ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳርን ዞባታትን ምትዕርራይ ኣመራርሓ ክግበር እዉን ንዘኻየዶ ኣኼባ ስዒቡ ማእኸላይ ኮሚቴ ዉሳነ ምሕላፉ ኣመልኺቱ። በዚ መሰረት ንፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ሓዊሱ :…

ዜና ትግርኛ
0

እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ኣመራርሓ ህወሓት ኣብ ክልተ ምግማዑ ስዒቡ እቲ ሓደ ጉጅለ ዘይሕጋዊ ጉባኤ ምክያዱ ዝፍለጥ እዩ። ድሕሪ እዚ ዘይሕጋዊ ጉባኤ እዚ ሓይሊ እዚ ኣብ ትግራይ ሕግን ስርዓትን ሃደሽደሽ ኣቢሉ እናጥሓሰ ትግራይ ስርዓት ኣልቦ ክትኾንን ህዝብና ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ክኣቱን ዓሊሙ እናተንቀሳቐሰ መፂኡ እዩ። እዚ ሓይሊ እዚ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ እናዘረገ ንህዝቢ ከም ህዝቢ ኣብ ምንሻውን ምፅላምን ተፀሚዱ…

ዜና ትግርኛ
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ ኣብ ከተማ ዓድዋ ጣቢያ ኣብነት ዓድኣቡን ኣብ ዝርከባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ዝርከቡ 600 ዝኾኑ ፅጉማት ተምሃሮ ደቂ ስውኣትሓገዝ ናውትን መለለዪ ክዳን ቤት ትምህርትን ተበርኪቱ። ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዝነብሩ ብስም ማሕበር ዓድ ኣቡን ከባቢኣን ዝተወደቡ ኣባላት እዩ ብልዕሊ 400 ሽሕ ብር ወፃኢ እቲ ሓገዝ ናውቲ ትምህርትን መለለዪ ክዳን ቤት ትምህርትን ተበርኪቱ ዘሎ…

ዜና ትግርኛ
0

” ንኣባላት ህወሓት ብምኽንያት ፖለቲካዊ ውግንነኦም ካብ መንግስታዊ ሓላፍነቶም ናይ ምልዓል ተግባር ጠጠው ክብል ይግባእ” ኢሉ ብደብረፅዮን ገ/ሚካኤል (ዶ/ር) ዝምራሕ ህወሓት

መቐለ፥ 24 መስከረም 2017 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ) “ኣብ ልዕሊ ኣባላትናን ኣመራርሓ ውድብናን ኢሉ እውን ደገፍቲ ውድብናን ብፖለቲካዊ ቅዋሞምን እምነቶምን ካብ መንግስታዊ ስራሕ ምእጋድን ምብራርን ጠጠው ክብልን ንሓትት” ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ህወሓት ኣይተ ገብረ ካሕሳይ ተዛሪቦም። ብመሰረት ሕገ ደንቢ እቲ ውድብ ናይ ወረዳን ዞባን ኣመራርሓ ብህዝባዊ ዋዕላ ከምዝምረፁን ናብ ሓላፍነት ከምዝመፁ ዓንቀፅ 22 ፣ 23 ፣…

ዜና ትግርኛ
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ ዕጡቓት ኣምሓራ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ብዝፈጠርዎ ፀገም ፀጥታ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ሓደጋ ሞትን ጉድኣትን ከምዝበፅሐ ቤት ፅሕፍት ሰላምን ፀጥታን ከተማ ኣላማጣ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ንድወት ብስልኪ ኣብ ዝሃበና ሓበሬታ ካብ ቆቦ ብመኪና ተፃዒኖም ነቲ ረብሻ ከጓሃህሩ ዝመፁ ኣካላት ከምዝነበሩን እንተኾነ ግን እታ ከተማ ኣብ ዝሓሸ ምርግጋዕ ከምእትርከብን ተገሊፁ። ★ ኣብ ወረዳ ኣበርገለ…