Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
English News
0

NoMore Debretsion Gebremichael: A Failed Splinter Group Unfit to Lead TigrayThe people of Tigray have grown increasingly vocal in their opposition to the Debretsion Gebremichael-led splinter group, recognizing the dire consequences of its 35-year grip on power. This group, which includes key figures who controlled both regional and federal power under the Ethiopian People’s Revolutionary Democratic Front (EPRDF), has not only failed Tigray but has actively hindered its progress, security, and post-genocide recovery. Here is a critical analysis of why this splinter group has lost the trust of the Tigrayan people and the need for their accountability.

A Legacy of Power Control without VisionThe Debretsion splinter group’s primary focus has been the consolidation of political and economic power for its members and their allies. For decades, their governance was defined by corruption, nepotism, and special interest politics, where family ties and patronage were more important than the future of Tigray. This group…

ዜና ትግርኛ
0

“ውዕሊ ፕሪቶርያ ፣ መንግስትና ኣፍሪሱ ዝብል ሓሳብ ዘለዎም ጉዳዮም ጉዳይ ወንበር እዩ “

ኣብ ህዝባዊ ዋዕላ ዞባ ደቡብ ምብራቕ መበገሲ ሓሳብ ዘቕረቡ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ፤ ንወንበር ክበሃል ዕማማት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ከይፍፀሙ ናብ ምትዕንቃፍ እዩ ተኣትዩ ኢሎም። ሐዚ ‘ዘሎ ኣፈላላይ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ወንበር ናይ ምሓዝ እምበር ኣብ ውሽጢ ህወሓትን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ዝበሃል ከም ዘይኮነ ክፍለጥ ኣለዋ ኢሎም። ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ካብ ዘልዐልዎም ተወሰኽቲ ነጥብታ ፦…

ዜና ትግርኛ
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ በዓል መስቀል እንትነኽብር ሰላምናን ሓድነትናን ብምጥንኻርን ዓርሰ ምትሕግጋዝና ዝያዳ ብምብራኽን ክኸውን ከምዝግባእ መራሕቲ ሃይማኖት ገሊፆም። ፖለቲካዊ መራሕቲ ትግራይ ኣፈላላዮም ብዝሰልጠነ ኣገባብ ብምእላይ ረብሓ ህዝቢ ከቐድሙን ናብ ሰላምን ልምዓትን ክመርሕዎን ከምዝግባእ እውን እቶም መራሕቲ ሃይማኖት ሓቢሮም ኣለዉ። ★ ዩኒቨርሲቲ ራያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሄራዊ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ተፈቲኖም ዝሐሸ ውፅኢት ካብ ዘምፅኡ ተምሃሮ ዞባ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ተጋዳላይ እያሱ ተስፋይ ሎሚ 12 መስከረም 2017 ዓ/ም ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ ይካየድ ኣብ ዘሎ ህዝባዊ ዋዕላ መበል 14 ዉድባዊ ጉባኤን ከይድታቱን ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ዘቕረቦ መእተዊ ሓሳብ፦

✍️ጉባኤ መግለፂ ዲሞክራሲና ስለዝኾነ ኢና ጉባኤ ዘካየድና። ኣብ ጉዕዞ 50 ዓመት ዘጋጥሙ ዝነበሩ ሓርጎፅጎፅ ጉባኤ እዩ ዝፈትሖም ነይሩ። ህዝባውነት ውድብ ዘረጋግፅ እውን ጉባኤ እዩ። ✍️ ቅድሚኡ 41 መዓልቲ ተዓፂና እንትንገማገም ውሽጣዊ ሕመቕናን ልኡኽ ደጋዊ ሓይሊ ዝኾነ ኣካልን ከምዘሎ ግልፂ ኮይኑ። በዚ ድማ ኩሉ ምሽጥር ውድብ፣ ትግራይን ህዝብን ይብተን ነይሩ። ድሕሪ እዚ ብሽምግልና ተፈቲኑ መፍትሒ ምስተሳእነ…

ዜና ትግርኛ
0

መግለፂ ቅዋም ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ 11 መስከረም 2017 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ዝርዝር ምይይጥ ኣካይዱ ኣሎ። ኣብዚ ምይይጥ ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ህልዉ ኩነታት ዘለዉ ምዕባለታትን ዘጋጠሙ ፀገማትን ኣመልኪቶም ዝርዝር መብርሂ ዘቕረቡ እንትኾን ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣካላት ፀጥታ እውን ኣብ ፀጥታ ዘጋጠሙ ፀገማትን ዝተወስዱ መፍትሕታትን ብዝምልከት መብርሂ ክህቡ ተገይሩ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣቦ ወንበር ዉድብ ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሎሚ 11 መስከረም 2017 ዓ/ም ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ይካየድ ኣብ ዘሎ ህዝባዊ ዘተ ካብ ዘልዓልዎም ሓሳባት:-

👉 ኣብቲ ጉባኤ ዘይኣተወ ጉጅለ ተመዛበልቲ ምምላስ፣ ግዝኣታዊ ሓድነት ምምላስ፣ ወረርቲ ካብ ትግራይ ምውፃእን ቀዳማይ ዉራዩ ኣይነበረን። 👉ቅድም ኢሉ ካድረ፣ “ተኣጃጂልኩም ናብ ሓደጋ ክትኣትዉ ኢኹም። ዋላ ብዉሑድና ክንቃለስ ኣይትሸማገሉ። ሓቀኛ መስመር ሒዝና ንግጠም” ኢሉ ነይሩ እዩ። ከይዱ ከይዱ ግን ካብቲ ዝሰግእዎ ዉሽጣዊ ሓደጋ ኣይተረፍናን።… ምእንተ ሓድነት እናተብሃለ ብሽምግልናን ካልኦት ጉዳያት መኸተን ዘንጊዕና። 👉 እቲ ኣፈላላይ…

ትንተና/Analysis
0

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ግጭታት ማዕረ ክንደይ መጥቃዕቲ ድሮናት ይፍጽም?

18 መስከረም 2024 ኣብ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ምናልባት ቅድሚ 2013 (ግ) ተሰሚዑ ኣይፈልጥን። ብፍላይ ኣብቲ ንክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ኲናት ትግራይ ግን ብሰፊሑ ኣብቲ ኲናት ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ተራእዩ እዩ። ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ብሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ብዙሓት መጥቃዕትታት ድሮን ዝተፈጸሙ ኰይኖም ብርክት ዝበሉ ሰላማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ድማ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣብ ክልላት…

ዜና ትግርኛ
0

ሰላም!ምስ ኒው ሆራይዘን ሚድያ ኣብ ዝነበረኒ ፃንሒት ምስ ካሊእ ጉዳይ ተዛሚዱ ኣብ ዝሃብኩዎ ውሱን ሓሳብ ጄኖሳይድ ምስ ቁፅሪ ተኣሳሲሩ ብጌጋ ዝተወስደ ኣረዳድኣ ከምዘሎ ብዝተፈላለየ ኣግባብ ካብ ዝለኣኽኩምለይ ግብረ መልሲ ተገንዚበ ኣለኹ።

ኣብዚ ብግልፂ ክገልፆ ዝደሊ ጉዳይ፥ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝተፈፀመን ዝፍፀም ዘሎን ጄኖሳይድ ዋላ ብንፁር ንምቕማጥ ሕዚ’ውን ገና ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ዘለዉን ዝፀንሑን ቦታታት ምዕራብ ትግራይ፥ ፀለምቲ፥ ኣብ ዝተወሰነ ክፋል ዞባ ደቡብ፥ ኩናማ፥ ኢሮፕ ዝበፅሐ ጉድኣት ብዝተማልአ ምክታት ዝሓተና እንተኾነ፣ እቲ ዝበፅሐና ሰብኣዊ ጉድኣት ግን ልዕሊ እቲ ዝተገለፀ ቁፅሪ ክኸውን ከምዝኽእል ክገልፅ ይደሊ። ምኽንያቱ እቲ ጄኖሳይድ…

አማርኛ ዜና
0

ሓፀርቲ ዜናታት ፣

★ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ካብ ዘለዎ ፀገም ክናገፍ መራሕቲ ትግራይ ፖለቲካዊ ኣፈላላዮም ኣፅቢቦም ናብ ዓድና ክምልሱና ይግባእ ክብሉ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ተጋሩ ገሊፆም። ብመሰረት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ናብ መንበሪ ቦቶኦም ብዘይምምላሶም ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት መዕቖቢ ውሽጢ ዓድን ሱዳንን ዝርከቡ ተጋሩ ስቓዮም ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናተጋደደ ይቕፅል ከምዘሎ ድማ ሓቢሮም። ★ ክረኽቡዎ ዝግባእ…

ዜና ትግርኛ
0

ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ፣ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላት ብሓባር ዝገብርዎ ምንቅስቃስ ኣብ ህንፀት ሓደ ማሕበረሰብ ዘሎዎ ኣስተዋፅኦ ልዕል ብሙኻኑ አብርቲዖም ክቅፅሉሉ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳርን ሓላፊ ካቢኔ ሴክሬታሪያት ዘይምእኩል ምሕደራን ዲሞክራታይዜሽንን ልተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ።

እዚ ዝተገለፀ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ምስ ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ (ACSOT) ብምትሕብባር ኣብ ከተማ መቐለ አብ ዘሳልጥዎ ዘለው ዓመታዊ ዋዕላ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት እዩ። ኣብ ሓንቲ ዓዲ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንክጥንክር ፣ መንግስቲ ዘይበፅሐሎም ልምዓታዊ ስራሕቲ ንምሽፋን እውን እዞም ኣካላት ዝልዓለን ዓብይ እጃምን ኣለዎም ዝበሉ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ሰለዚ ከም ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንሕና…

English News
0

Unpacking the Fallacies in the U.S. Embassy’s Statement on Ethiopia

September 12, 2024 https://googleads.g.doubleclick.net/pagead/ads?client=ca-pub-6211574194789638&output=html&h=312&slotname=8106897565&adk=3828708208&adf=1377410058&pi=t.ma~as.8106897565&w=375&abgtt=6&lmt=1726280582&rafmt=1&format=375×312&url=https%3A%2F%2Fborkena.com%2F2024%2F09%2F12%2Funpacking-the-fallacies-in-the-u-s-embassys-statement-on-ethiopia%2F&fwr=1&fwrattr=true&rpe=1&resp_fmts=3&sfro=1&wgl=1&dt=1726280582241&bpp=1&bdt=445&idt=160&shv=r20240911&mjsv=m202409100101&ptt=9&saldr=aa&abxe=1&cookie_enabled=1&eoidce=1&prev_fmts=0x0&nras=1&correlator=106256842328&frm=20&pv=1&u_tz=-420&u_his=1&u_h=812&u_w=375&u_ah=812&u_aw=375&u_cd=24&u_sd=3&adx=0&ady=331&biw=375&bih=630&scr_x=0&scr_y=0&eid=44759876%2C44759927%2C44759837%2C44795922%2C95331833%2C95338228%2C95341662%2C95335248%2C95341671%2C95342338&oid=2&pvsid=2554303505465788&tmod=1538319664&uas=0&nvt=1&fc=1920&brdim=0%2C0%2C0%2C0%2C375%2C0%2C375%2C812%2C375%2C630&vis=1&rsz=%7C%7CoeE%7C&abl=CS&pfx=0&fu=128&bc=31&bz=1&ifi=2&uci=a!2&fsb=1&dtd=163 FacebookTwitter By Tadesse Melaku Asfaw,PhD Researcher at Deakin University, Australia On the occasion of Ethiopian New Year, the U.S. Embassy in Addis Ababa released a statement that reads as follows:   “On the occasion of Ethiopian New Year, U.S. SEHOA Ambassador Mike Hammer met with the Tigray Interim Regional Administration Vice President…

ዜና ትግርኛ
0

🔶 ሓጸርቲ ዜናታት ዓለም

🔶 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካን ብሪጣንያን ኣብ ዩክረይን ምብጻሕ የካይዱ ኣለዉ። ክልቲኦም ላዕለዎት ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ልዕሊ እታ ንሩስያ ኣጽዋር ተቐብል ኣላ ዝበሉዋ ኢራን ሓድሽ እገዳታት ድሕሪ ምግባሮም’ዮም ናብ ርእሰከተማ ኪቭ ኣትዮም ዘለዉ። ምስ ፕረዚደንት ቮለድሚር ዘለንስኪ ብምርኻብ’ውን ዘለዎም ደገፍ ገሊጾም ኣለዉ። 🔶 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊሩ ዘሎ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ዕጡቓት ከካይዶ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣቦ ወንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሎሚ 5 ጳጒሜን ካብ ዝሃብዎ መግለፂ ካብ ዘልዐልዎም ሓሳባት፦

✍️ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት 2017 ዓ/ም ሰናይ ትምኒት ገሊፆም። 2017 ዓ/ም ምርግጋእ፣ ቅሳነትን ዳግማይ ሕውየት ዝካየደሉ ዓመት ክኮን እምነ ኢሎም። ✍️ኣብዚ ሐዚ እዋን ጉዳይ ህዝብን ተመዛበልትን ንጎኒ ዝተሓደገሉ፣ ሕቶ ህልውና ህዝብና ኣብ ዘይተመለሰሉ ኩነታት ንርከብ። ስለዚ ኩሉ ነገር ብረብሓ ህዝቢ ትግራይ ክምዘን ኣለዎ። ✍️ሰላምና ቕድሚ ኩሉ ነገር ክነውሕስ ቅድሚ 2013 ዓ/ም ኣትሒዝና ፃዕሪ ንገብር ነይርና። ፖለቲካዊ…

አማርኛ ዜና
0

የብሄሮች ኣጋርነት Solidarity of Nations አዲስ አበባና አከባቢዋ

ለትግል የመነሳት ወረፋው የእናንተ ነው  ነቃ በሉ ! በኢሀአዴግ ማህጸን ውስጥ የበቀለው አታላይ፣ ኣስመሳይ፣ ውሸታም፣ ከፋፋይ፣ ሃገርን በኤኮኖሚ ያንኮታኮተ፣ የሚልዮኖችን ህይወት በመቅጠፍ ሞትን ያለማመደ፣ በአፈና፣ በአደባባይ፣ በጎርፍ፣ በአየር፣ በጥይት፣ በእሳት፣ ቁልቁል ዘቅዝቆበመስቀል፣ በረሃብ፣ በሳንጃ እርጉዞችን በመዘልዘል የአገዳደልመንገዶችን ያስተማረ፣ በሺዎች እስር ቤት ያጎረ፣ ሚልዮኖችንያስሰደደና ያፈናቀለ፣ በዲፕሎማሲ አገርን ያዋረደ፣ ማህበራዊግንኙነታችንን የበጣጠሰ፣ የኑሮ ውድነትን ተንጠራርተንበማንደርስበት ሰማይ የሰቀለ፣ ቤቶቻችንን በላያችን ላይያፈረሰ፣ ትምህርት ቤቶችን ወደ ጦር ካምፕ ቀይሮ ሺዎችተማሪዎችን በረሃ የበተነ፣ ስራ እንፈልጋለን የሚሉ ወጣቶችንወደ ውትድርና እያፈሰ እንዲረፈረፉ ያደረገ፣ ሃይማኖታችንንያራከሰ፣ እርስ በራሳችን እያናከሰ እሴቶቻችንን የደረማመሰ፣ ሴቶችን መድፈርና ረሃብን እንደ ጦር መሳርያ የተጠቀመ፣ እያለቅን በልጽገናል የሚለን፣ ሕገ-መንግስትንና ዓለማዊህግጋትን የጣሰ፣ የራሱን ህዝብ የማስታወስ ችሎታ የሌለውጉንዳን እያለ ያራከሰ፣ የራሱን ህዝብ በውጭ አገር ወታደሮችያስጨፈጨፈ፣ የሃገሪቱን ዳር ድንበር እንዲደፈርና መሬታችንበጠላቶች እንዲወረር ይሁንታ የሰጠ፣ ሉአላዊነታችንን አደጋላይ የጣለ፣ የሃገሪቱን ፓርላማ የቤት ኣሽከሮች ያደረገ፣ ዚጎችበማንነታቸው ወደ አዲስ አበባ እንዳይገቡ ገደብ የጣለ፣ አገሪቷን በአስቸኳይ ግዜ አዋጅ በኮማንድ ፖስት እንድትተዳደርያደረገ አብይ አህመድ ጥቂት ሆድ አደሮችን አስከትሎአገራችን ኢትዮጵያ በዚያኛው የኢጣልያ ወረራ ዘመን እንኳንአይታው የማታውቅ ማቅ እንድትከናነብ አድርጓል። ይህን ስንል ግን አብይ አህመድ በቅድመ ግንባር የተሰለፈሁሉንም የጥፋት ሃይሎችን ያሰባሰበ አይነተኛ እርኩስ ነውማለታችን ነው እንጂ ሁሉን የፖለቲካ ኣውታሮችን ብቻውንይዘውራቸዋል ማለታችን አይደለም። ከበስተጀርባው ከፍተኛስልጣን የያዙ አማካሪዎችና ፖሊሲ አርቃቂዎች እንዳሉ በቅጡመገንዘብ ያለብን ጉዳይ ነው።  የኢትዮጵያ ህዝብ ይህንን ግፍ አሜን ብሎ የተቀበለበት የታሪክአጋጣሚ የለም። የኦሮሞ ህዝብ በኦሮሞ ነጻነት ሰራዊትእየተመራ የራሴን እድል በራሴ እወስናለሁ ብሎ አንገትለአንገት እየተናነቀ ነው፣ የትግራይ ህዝብ ህልውናውንሊያስከብርለት የመከላከያ ሃይል ገንብቶ በማንነቴአልደራደርም ቅጡ በማይታወቅ የብልጽግና ፓርቲምኣልደራጅም ብሎ ኣየተዋደቀ ነው። የአማራ ህዝብም የፋኖአደረጃጀቱ መስርቶ ጸረ አብይና ስርዓቱ በጦር ሜዳ መፋለምከጀመረ አንድ ዓመት አልፎታል። ወላይታ፣ ሶማሊ፣ ሃድያ፣ ሲዳማ፣ ከምባታ፣ ቅማንት፣ ኣገው፣ ጉራጌ፣ ዓፋር፣ ቤንሻንጉልጉራጌ ስንቱን ትዘረዝራለህ ሁሉም ወታደራዊ፣ ፖለቲካዊማህበራዊ ወይንም ኤኮኖምያዊ ትግል ኣቀጣጥሎ አሁን ወረፋው የስርዓቱን ግበአተ መሬት የሚያበስረው የአዲስአበባና አከባቢው ሆኗል አዲስ አበባና አከባቢዋ በብሄረሰቦች እየተካሄደ ያለውን ትግልለመቀላቀል ወረፋው ደርሷቸዋል። አዲስ አበባ ሁሉንም ብሄርብሄረሰቦች አቅፋ የያዘች መዲናችን ናት። አዲስ አበባበሃዘንም በደስታም ለብዙ ዘመናት በፍቅር አብረው የኖሩህዝቦች መኖርያም ናት። በመካከላቸው መሰረታዊ ልዩነትየለም። እነዚህ ህዝቦች ስለታፈኑ እንጂ በየክልሉ እየተደረገያለውን ግፍ ለምሳሌ የእነዶክተር አምባቸው ክነየስራባልደረቦቹ፣ የእነ አምባሳደር ስዩም መስፍንና የትግል አጋሮቹበግፍ መገደል በኦሮምያ፣ ሶማሊ፣ ቤንሻንጉል፣ ጋምቤላ፣ ሲዳማ፣ ወላይታ፣ ጉራጌ በሁሉም ክልሎች ያለው የግፍጭፍጨፋን ጠንቅቀው ያውቁታል። በየክልሉ ከሚደረግ ግፍበባሰ መልኩ እየተጋቱት ያለ በደልም ተዘርዝሮ አያልቅም። አዲስ አበባና አከባቢዋ ሃገር ለመለወጥ በየዘርፉ ተሰማርተውሲያገለግሉ የነበሩ ጀግኖች ልጆቹ እነ እንጂነር ስመኘው በቀለ፣ ጀነራል ሰዓረ መኮነንና፣ አርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ በአደባባይበሴራ ሲገደሉ ወደ ውስጥ አንብቷል። አሁን ደግሞ ከአዲስአበባ በተወረወሩ ነብሰ ገዳዮች ባቴ ኡርጌሳ ተገድሎ በቆሻሻማጠራቀምያ ሲወረወር ሰምቷል። ሌሎች በሚድያ  ስማቸውሊነሳ እድል ያላገኙትማ እስከ ግዜው ድረስ ወላጅ እናታቸውትቁጠራቸው። ስለዚህ አዲስ አበባና አከባቢዋ ትግሉን ለመቀላቀል ግዜውደርሷቸዋል። የእግር ውስጥ እሳት የሆነባቸውን ጠላትጠራርገው ለመጣል የሚነሱበት ግዜ አሁን ሆኗል። የአዲስአበባ ትግል ግን ክላሽ ታጥቆ እንጦጦ ተራራ መመሸግናበሳንጃ መሞሻሎቅ አይጠይቅም። ይህ ዓይነት ትግልማየአርበኞቻችን ድርሻ ነው።አርበኞቻችን እንደ ሻማ ቀልጠንለህዝቦቻችን ብርሃን እናበራለን ብለው ስለወሰኑ ከአማራምይነሱ ከኦሮምያ ከሶማሊም ይነሱ ከቤንሻንጉል አዲስ አበባእየገቡም ሳይቀር ታሪክ መስራታቸውን እንደሚቀጥሉአሳይተውናል። ይህ ተግባር እንደሚቀጥልም ነግረውናል። የአዲስ አበባና ኣከባቢዋ ትግል ሕገ-መንግስታዊ መብቶችንመሰረት አድረጎ የሚነሳ ፍጹም ሰላማዊ የሆነ የማያቋርጥየተቃውሞ ማእበል ነው።  አዲስ አበባ ከግብጿ ዋና ከተማ ካይሮ ከባንግላዲሽና ከኬንያበምን ታንሳለች? የካይሮ ህዝብ እ/አ/አ ጃንዋሪ 25/2011 እጅለእጅ ተያይዞ በምሬት ታህሪር ስኴር እየተባለ በሚጠራውጎዳናው ተገናኘና ግፈኛ መሪው ሆስኒ ሙባረክን በቃ! አታስፈልገንም! ስልጣንህን አስረክበንና ውረድ! የሚል መፈክርአንግቦ ሰላማዊ ሰልፍ ወጣ። ታንክና መትረየስ ሳይበግረውለተከታታይ ቀናትም ተሰለፈ። ከስልጣን ሳትወርድ ወደ ቤታችንአንመለስም የሚል ቁርጠኛ ድምጹም በሰላማዊ መንገድአሰማ። ግፈኞችና ጸረ ህዝቦች ግን በጠመንጃ ሃይል ለዘላለምስልጣን ላይ የሚቆዩ ስለሚመስላቸው ህዝብ ላይ ይተኩሳሉ። ሆስኒ ሙባረክ ያደረገውም ይህን ነበር። 846 ንጹሃንን በግፍገደለ። 6000 ንጹሃንም አቆሰለ። የካይሮ አናብስት ግን እስከአሁንም ያንኑ ያህል ገድለሃል። ስልጣን ላይ ከቆየህ ደግሞከዚህ በላይም ትገድለናለህና በዚህ ፈርተን ወደ ኋላአንመለስም። ያለ መስዋእት ድል የለም ብለው ሰልፋቸውንአጠናክሩ። ከ16 ቀናት በሁኋላ እ/አ/አ ፌብሪዋሪ 11/2011 ሆስኒሙባረክን ከስልጣን አባርረው ድል ተጎናጸፉ። ካይሮ ክንዷንአሳይታ ግፈኛውን አሽቀንጥራ ጥላለች። ብቀርቡ በባንግላድሽየተደረገውም ተመሳሳይ ነው። አዲስ አበባ ጀግኖቿን ከጉያዋ ታቅፋ እንዴት ይህን ማድረግይሳናታል ? ገደብ ለሌለው ዘመን የግፍ ጽዋውን ለመጋትእንዴት ትፈቅዳለች? ተሰልፋ መቃወም አለባት እንጂ። የተቃውሞ ሰልፍ ማድረግ ብቻ ግን በቂ አይደለም። ጥበብበተሞላበት መንገድ ኤኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊና ማህበራዊትግል ማከናወንም ያሰፈልጋል።  ለምሳሌ ማንም ወጣት በዚህ የእርስ በርስ ጦርነት ገብቸ ወገንአልጨርስም እምቢ አልታጠቅም እንዲል ማስተማር፣ የአብይኣሕመድ ታጣቂዎችን በወታደራዊ መኮንኖች እየታነቀቤተስቦቹን ያለ ጧሪና የጡረታ መብት ትቶ በጦርነት እየረገፈያለው ንጹሁ ወታደር በዚህ ወገንን በሚጨርስ ጦርነት እጄንአላስገባም እንዲል ማስረዳት፣ ወደ ቤቱ እንዲሄድም መምከር፣ ተገዶ ከተዋጋም ብፍጥነት በየክልሉ የትጥቅ ትግል እያካሄዱላሉ አርበኞቻችን እጁን እንዲሰጥ መምከር፣ በከተማውናአከባቢው ሰፊ የፕሮፖጋንዳ ስራ መስራት፣ የግድ ይላል። አርበኞቻችን በተገኘ አጋጣሚ ከተማ ውስጥ እየገቡ በከፍተኛባለስልጣናት ላይ ተገቢ እርምጃ መውሰድ እንደሚቀጥሉገልጿል። እዚህ ላይ የሚኖራችሁን ሚና መገንዘብ፣ ከአማራ፣ ኦሮምያና ሊሎች ክልሎች አርበኞች ወደ ከተማው ሲገቡድርሻችሁን ማስተዋል፣ የአብይ ቀኝ ክንዶች የሚያዘወትሩበትመዝናኛና የሚኖሩበት አከባቢ ማጥናት፣ ጠላት ህዝብንለመፍጀት የሚያደርገው እንቅስቃሴና የያዘው ትጥቅ መረጃማቀበል፡ በህዝብ ላይ ግፍና መከራ የሚያደርሱ ሰላዮችናጉቦኞችን ስም ዝርዝርና መኖርያ ቦታቸውን ማጥናትናመጠቆም የመሳሰሉ የትግል መንገዶችን መጠቀም ይቻላል። እዚህ ላይ አዲስ አበቤው ልብ ማለት ያለበት አንድ ቁምነገርአለ። አብይ አህመድ የዋነኛው የሃገሪቱ የስለላ መዋቅር የኢንሳመሪ ነው። ለሆዳቸው ያደሩ ግለሰቦችን ሰብስቦ ከፍተኛየሚድያ ሰራዊት ገንብቶ በዮቲዩብ፣ ቲክቶክ፣ ፌስቡክ፣ ኢንስቶግራም ወዘተ ከፍተኛ ሃሰተኛ ወሬና ማደናገርያእንዲበትኑ አሰማርቷል። አዲስ አበቤ በዚህ መሸወድየለብህም። ይልቁንስ በፕሮፖጋንዳው ስራ በአጥፍ በልጠህመገኘት ይኖርብሃል። አራዳነትህ ለዛሬ ካልሆነ ለመች ከእንዲህ ወዲህ በአማራ፣ ትግራይ ኦሮምያ ሶማሊ ቅማንት፣ አገው፣ ሲዳማ፣ ጋምቤላና ቤንሻንጉል ጉራጌ ወዘተ ያሉአርበኞች አፈሙዛቸውና የፕሮፖጋንዳ ስራቸው የሚያቀናውወደ ጎን ወደ ወገናቸው ሳይሆን ወደ ፊት ወደ ብልጽግና ወደአራት ኪሎ ብቻ እንደሆነ ገልጿል። አስፈላጊ በሚሆንበት ግዜደግሞ እየተናበቡ በአዲስ አበባና ሌሎች ትላልቅ ከተሞችውስጥ በመግባት ይሁን በየክልላቸው የተቀናጀ እርምጃእንደሚወስዱ ይፋ አድርጓል። ሁሉም ነገር ወደ አራት ኪሎግንባር!!! ከዛሬ ጅምሮ የህዝቦች አንድነትን የሚፈታተኑ እርምጃዎችናህዝቦችንና አርበኞቻችንን የሚያጥላላና ግጭት የሚቀሰቅስፕሮፖጋንዳ አይኖርም። አርበኞቻችንም ሕገ-መንግስትከደነገገው ክልል ውጭ ወደ ሌላ ክልል እየተንቀሳቀሱ ርስትለማስመለስ የሚደረግ ሩጫ እንዲቆም ያደርጋሉ። ሁሉምትላንትና በሕገ-መንግስት በተዋቀረው መስተዳድራቸው ብቻይንቀሳቀሳሉ። ሕገ-መንግስቱ መስተካከል አለበት ብለንብናምንም በሕግ መመራት ስላለብንና የተጣመረ እንቅስቃሴእንዲኖረን ሕገ-መንግስቱን መተሳሰሪያችን አድርገንእንንቀሳቀሳለን። ሁኔታዎች ሲመቻቹ ያለ አንዲት ጥይት ኮሽታግዝያዊ መንግስት ተዋቅሮ የአገር ሽማግሌዎችና ገለልተኛአቋም ያላቸው ከሁሉም በእኩል የተወከሉ ሙሁራንበሚሳተፉበት መድረክ በሰላማዊ ውይይት ሕገ-መንግስቱንማሻሻል ይቻላል። የሚያከራክሩ ቦታዎች ካሉም እልባትያገኛሉ። የወደፊት እጣ ፈንታችንም በነጻነት በሚደረግውይይት ይወሰናል። እዚህ ለመድረስ ግን የእድገታችን ማነቆብቻ ሳይሆን የህልውናችን አደጋ የሆነውን የአብይ ስርአትንእናንኮታኩተው።  ይህን እውን ለማድረግ ለማድረግ የሚያደናቅፉ ሁለትደንቃራዎችን በጋራ መታገል አለብን። አንደኛው ፍርሃት ሲሆንሁለተኛው ደግሞ አርስ በርስ መተማመን መጥፋቱ ነው። እነዚህ ሁለት እንቅፋቶች አብይ ኣህመድ ስልጣን ላይ እንዲቆይእየተጠቀመባቸው ያሉ ጦር መሳርያዎች ናቸውና እያንዳንዱአዲስ አበቤ ልብ ብሎ በመታገል ከትከሻው መንግሎ መጣልግድ ይለዋል። በውጭ አገሮች የተለያየ ባህል እምነትና ፍላጎትያላቸው ከተለያዩ ክፍለ አለማት የተሰባሰቡ ህዝቦችተከባብረው ሲኖሩ ኢትዮጵያዊ ግን እርስ በራሱ እንዲጫረስ፣ መተማመን ጠፍቶ አንዱ ሌላውን እየተጠራጠረውናእየጠላው እንዲኖር ተደርጓል። ይህ ተግባር የህዝብ ጠላቶችስልጣናቸውን እንዲያደላድሉ የሚጠቀሙበት ዘዴ ስለሆነሁሉም ጠንቅቆ ሊገነዘበው ያስፈልጋል። ከዛሬ ጀምሮም እርስበእርስ መጠራጠር መቆም አለበት። ፍርሃትም መከራንየሚያራዝም ስለሆነ ወገብን ግጥም ኣድርጎ መነሳትያስፈልጋል። ከሰው ልጅ ህይወትና ደህንነት በላይ አትክልቶችበሚከበሩበት ከተማ በስቃይ ከመኖር በላይ ምን ውርድትይጠበቃል? በተጨማሪም ከሌላ ብሄረሰብ መጥተው በተለያዩ ክልሎችከሌላ ብሄረሰብ ጋር በሚኖሩ ህዝቦች ላይ ያነጣጠረ ከክልላችንውጡልን የሚል ዛቻ፣ ፉከራና ማፈናቀልና ማግለል መኖርየለበትም። በአንድ ትልቅ ብሄረሰብ ክልል ውስጥ የሚኖሩአነስተኛ ቁጥር ያላቸው ሌሎች ብሄረሰቦችም ምንም ጉዳትናአድልዎ እንዳይደርስባቸውና የራሳቸውን መስተዳድርመስርተው በሰላም እንዲኖሩ አርበኞቻችን ተገቢ ከለላና ጥበቃያደርጋሉ። እንቅፋት የሚፈጥሩ ካሉ ዋናው ጠላት ላይእንዳናተኩር መሰናክሎች ስለሆኑ አርበኞቻችን የተቀናጀናየተጠናከረ እርምጃ ሊወስዱባቸው እንደሚችሉ ልብ ማለትያስፈልጋል። አንዱ ብሄረሰብ የሌላው ብሄረሰብ ወገን እንጂጠላት አይደለም።  የተለየ ፖለቲካዊ ዓላማ ያላቸው የህዝብ ተቆርቋሪ በመምሰልበአንድ ብሄረሰብ ላይ ግፍ እንዲፈጸም የሚቀሰቅሱ እንደነአብን፣ ኢዜማ፣ ኦህዴድ ብአዴን ወዘተ የመሳሰሉ የብልጽግናተላላኪዎች እንዲሁም እንደነ ሲሳይ አጌኖ ለሆዳቸው ያደሩገለልተኛ መስለው በሚድያ ህዝብን በማደናገር የግፈኛውንስርዓት ክንድ ለማጎልበት የተሰማሩ መሆናቸው በውልመገንዘብና ማጋለጥ ለዩቲዩብም እንዲዘጉ ሪፖርት ማድረግአስፈላጊ ነው።   ስለዚህ የአዲስ አበባና አከባቢው ህዝብ ጠላቶችህን ለይተህአስተውል። ጠላቶችህ አብይ አህመድ፣ የብልጽግና ማ/ኮሚቴ፣ የአብይን ስርዓት አስፈጻሚ የክልል ፕረዚዳንቶች፡ ኮሎኔልናከዚያ በላይ ያሉ የጦር መኮንኖች፣ ከየክልሉ ሸሽተው አዲስአበባ የተሰባሰቡ ጸረ-ህዝቦች፣ የመንግስት ሚኒስትሮች፣ ም/ሚንስትሮችና በሚንስትር መአርግ ደረጃ የተመደቡ፣ በጠቅላይሚንስትር ቢሮ በአማካሪነት የተሰገሰጉ፣ የደህንነት ሃላፊዎች፣ የጸጥታና የወንጀል ምርመራ ሃላፊዎች  እንዲሁም  እንደነሙርከኛ ሲሳይ አጌኖ የመሳሰሉ ለሆድ ያደሩ በሚድያ ስምበብሄረሰቦቻችንና በአርበኞቻችን ላይ ስም በሚያጎድፍ ተግባርየተሰማሩ፣ ህዝብን በሚያንቋሽሽ አጠራር የሚጠሩና አንዱበሌላው ላይ እንዲዘምት የሚቀሰቅሱ እንዲሁም በፓርቲ ስምየተደራጁ የቤተ-መንግስቱ ተቀላቢዎች እነ ኣብን፣ ኢዜማ፣ ብአዴን፣ ኦህዴድ፣ በእምነት ቦታዎች የተወሸቁ በሃይማኖትልባስ ህዝቦችን የሚነጣጥሉ ግለሰቦችና ከየክልሉ የህዝብንወላፈን በመስጋት ሸሽተው አዲስ አበባ የተሰብባሰቡወንጀለኞች ናቸው። የአዲስ አበባና አከባቢው ጣቶች በነዚህላይ ብቻ ይቀሰራሉ። የተቀረው ህዝብ በሃይማኖት፣ በብሄር፣ በጾታ፣ በእድሜና በሌላ ሳይከፋፈል ኣብሮ ይሰለፋል።  ይህ ሰልፍ አብይ ስልጣኑ እስኪለቅ ድረስ ሁሉም የአዲስ አበባናአከባቢው ህዝብ አንድ ላይ የሚወጣበትና ለተከታታይ ቀናትየሚከናወን መሬት አንቀጥቅጥ ማእበላዊ ሰልፍ ነው። የሚጀመርበት ቀንና ቦታ በቅርብ ግዜ ይገለጻል። እስከዚያውበቂ ዝግጅት ይደረግ። በዚህ ወቅት የሚስተጋባው መፈክርአብይ አህመድ በቃህ! ስልጣንህን አስረክበህ ከቤተ መንግስትውጣ! በቃን! ከዚህ በላይ በደል መሸከም አንችልምና ውረድ! የሚል ይሆናል።  ይህ ግፈኛው መንግስት የድጋፍ ካልሆነ የተቃውሞ ሰልፍአይፈቅድም። ያልፈቀደው ሰልፍ ሲካሄድ ደግሞ ሰውን ያስራልያሰቃያል ይገድላል። ስለዚህ ይህን ሰልፍ የሚያስተባብሩቢኖሩም ለደህንነታቸው ሲባል በግልጽ ስማቸው እየተገለጸአይቀርቡም። ይልቁንስ በህዝባቸው ውስጥ ሆነውየሚቀሳቀሱ ናቸው። ሁሉም የአዲስ ኣበባና አከባቢውህዝብም የሰልፉ አስተባባሪ ይሆናል። በየተራ እየተደማመጠበጨዋነትና በወኔ መፈክር ያሰማል። በዚህ ሰልፍ ምንምአይነት ድንጋይ፣ ብትር፣ ስለት፣ ጦር መሳርያ ይዞ መግባትበጥብቅ የተከለከለ ነው። ማንም ሰልፈኛ ታጣቂዎች በህዝብላይ ለመተኮስ እድል የሚያገኙበትን አንዲት በር መክፈትየለበትም። ድንጋይ ውርወራ በፍጹም አይፈቀድም። ለተናካሽውሻ በእግርህ ለመከላከል መሞከር እንካ ስጋ ማለት ነውእንደሚባለው በለበስከው ልብስ ላይ አረንጓዴ ብጫ ቀይ ቀለምአለ ብሎ በሚገድል መንግስት ፊት በህገ መንግስቱ ያልጸደቀበልማድ ልሙጥ እየተባለ የሚጠራውን ባንዴራ ይዘህ መሰለፍለአደጋ የሚያጋልጥ ስለሆነ በፍጹም አይፈቀድም።   ትኩረት የሚሹ ጉዳዮች እንዲገድል፣ እንዲያስርና እንዲዘርፍ እየተደረገ ስለመጣበመካከላችሁ ውስጥ ጥላቻ እንዲስፋፋና አንዱ ሌላውንእንዲጠራጠረው ተደርጓል።.      ቅልብ ሚዲያዎቹና ለሆዳቸው ያደሩ ተከፋዮችም የተለያዩአጀንዳዎችን እያነሱ በተለያዩ ሚዲያዎች በስፋት የማደናገርስራቸውን እያጧጧፉ     ነው። ጸረ ህዝቦች የስልጣን እድሜአቸውን የሚያራዝሙትየግለሰቦችና የብሄሮችን ስም እያነሱ በማጠልሸት፣ በመካከላችን መተማመን     እንዳይኖር በማድረግና በጎሪጥ እንድንተያይ በማድረግነው። በዚህ የተለመደው ተግባራቸው እርስ በእርሳችንእንድንናከስ ይፍጨረጨራሉ።     አሁን ይህን ሰብራችሁ በመውጣት፣ በመካከላችሁ ፍቅርናመተሳሰብን ማጎልበትና አንድነታችሁን እንደ ብረት ማጠንከርየወቅቱ አብይ ጉዳያችሁ    ሆኗል። ስለሆነም ዛሬ በምንም ምክንያሳት ሳትለያዩ እጅለእጅ ተያይዛችሁ ታሪክ የምትሰሩበትና ለነገ መሪዎቻችሁምትምህር የምታስተላሉፉበት    ሰልፍ ማካሄድ የዘመኑ ጥያቄ ሆኗል። ጀግና በወሬአይፈታም። እነሱ ሲጮሁ እናንተ ስራችሁን ስሩ።  2- የአብይ መንግስት በሴራ የተተበተበ ስለሆነ በሰልፈኛውመሃል ሁከት የሚቀሰቅሱ ጥይት የሚተኩሱ ሰላዮችንሊያሰማራ ይችላል። እነዚህን   እየተከታተልን ኣደብ ማስገዛት አስፈላጊ ነው።  3 – አብይ ጸረ ዴሞክራሲ ነውና ሰልፉ እንዳይካሄድ አስቸኳይግዜ አዋጅ ሊያውጅ ይችላል። ማስፈራራቱም እስራቱምይቀጥላል። የአዲስ አበቤና    አከባቢው ህዝብ ምርጫ ሁለት ነው። ይህን ተቋቁመህነጻነትህንና መብትህን ማስከበር አልያም አብይ እናቱየተነበዩለት የሚለንን ንግስና    እስኪጨርስ የመጣውን ግፍ እየተቀበልክ መቀጠል ነው። ስለሆነም አዲስ አበቤና የአከባቢው ህዝብ ማለቅያ ለሌለውግፍ ራሱን ማዘጋጀት       እንደማይፈቅድ በተግባር ማሳየት አማራጭ የሌለው የዛሬምርጫው ሆኗል።  4-የፖለቲካ ፓርቲዎች በራሳችሁ ውስጣዊ ድክመትና በአብይመንግስት አውዳሚ ተግባር ህልውናችሁ የተመናመነእንደሆነና አንዳንዶቻቹሁም  ለሆድ ማደራችሁን ተገንዝበናል። እናንተ ለህዝባችንእንቆረቆራለን የምትሉ ቆራጥ ታጋዮች በእነዚህ ወሳኝ ቀናትከህዝባችሁ ጎን እንድትሰለፉ  በክብር ተጋብዛቹኋል።የጦር መሳርያችን አፈሙዞችና የፕሮፖጋንዳ ብእሮች በሙሉወደ አራት ኪሎ ያነጣጥሩ!!! ጥብቅ መልእከት ለመከላከያ፣ ፖሊስ፣ ምልሻ፣ ሌሎችታጣቂዎችና የደህንነት አባላት ዘለኣለማዊ የሚባል መንግስት የለም። ህዝብ ግን ኗሪና ዘለቂነው። የእናንተ ሃላፊነትም ለሕገ-መንግስቱና ለህዝብ ተገዢመሆን ነው። እናንተም የህዝቡ አካል እንጂ ጠላቶችአይደላችሁም። ስርዓቱ በአንድ ሰው ወደሚመራ አረመኔና ጸረህዝብነት ስለተቀየረ ይህን ኣስክከፊ ስርዓትን አናገለግልምእያላችሁ ጥላችሁት ውጡ። ህዝብ ብሶቱን ለመግለጽ ሲወጣከጎኑ ተሰለፉ። ሰልፈኛው ሕገ መንግስታዊ መብቱን በሰላማዊመንገድ ለማስከበር ሲነሳ ምንም ጉዳት እንዳይደርስበትምከለላ እንድትሰጡና ካይሮ የታየውን ህዝባዊ ወገንተኝነትእንድታስመሰክሩ ማስገንዘብ እንፈልጋለን። ጨልሞአይቀርምና ይነጋል። ነገ በታሪክ እንዳትወቀሱና በግፈኛነትከመጠየቅ እንድትርቁም ወገንናዊ ጥሪያችንን እናደርሳለን። በተለይ የኦሮሞ ተወላጅ ለሆናችሁ የመንግስት ደጋፊዎች ይህ መንግስት የኦሮሞ መንግስት እንዳይደለና የኦሮሞ ህዝብእየደረሰበት ያለውን ግፍ ከማንም በላይ እናንተውጠንቅቃችሁ ታውቁታላችሁ። ይሁን እንጂ አንዳንድ ጉርሻተከፋዮች የአብይ አህመድ መንግስት የኦሮምያ መንግስት ነውእያላችሁ ህዝብን በማደናገር የተሰማራችሁ እንዳላችሁተገንዝበናል። የአብይ መንግስት በኦሮሞ ትከሻና ህይወት ወደስልጣን መጥቶ በኦሮሞ ህዝብ ላይ ከፍተኛ ግፍ እያስተናገደእንደሆነ በክልሉ ውስጥ ያሉ 30 እስር ቤቶች፣ በእነዚህ እስርቤቶች ያሉ ከመቶ ሺ በላይ እስረኞች፣ ቤተሰቦችና ጉዳተኞች እነመሓመድ አሚን፣ ገላና ኢማና፣ ኩሊ ሃዋስ፣ ኣማኑኤልወንድሙ፣ አርቲ ኑነንዲና መንደራቸው የተቃጠለባቸው፣ ከብቶቻቸው የተዘረፉባቸውና ቤተሰቦቻቸው ያለቁባቸውህያው ምስክሮች ናቸው።ለገጣፎ፣ ቡራዩ፣ ሰበታና ሸገር አብይአህመድ ተነካ ብሎ ይንነሳል ብሎ መገመት የሚያመለክተውየህዝቡን ስቃይ አለመረዳትና ለመደባብበቅ መሞከር ነው.።   …

ዜና ትግርኛ
0

ሶማልያ ምስ ‘ታሪኻዊ ጸላኢት’ ተሻሪኻ ‘ዘይግቡእ ንጥፈታት’ ትፍጽም ኣላ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

8 መስከረም 2024, 13:59 EAT ሓላፊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ ጎረቤት ሃገር ሶማልያ ምስ ‘ታሪኻዊ ጸላኢት’ ኢትዮጵያ ተሻሪኻ፡ ኣብቲ ዞባ ዘይግቡእ ንጥፈታት ትፍጽም ከምዘላ ወቒሱ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ ቀዳም 3 ጳጉሜ 2016 ዓ.ም [ግ] ኣብ ስነ-ስርዓት መበል 47 ዓመት ምምስራት ምብራቕ እዚ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡ “እቲ ንልምዓት ኢትዮጵያ ዝዕንቅፍ ዘሎ ታሪኻዊ…

ዜና ትግርኛ
0

ተወልደ ዕምበብ ዘዳለዎ ሰነድ እንታይ እዩ?

ተወልደ ዕምበብ ሓደ ሰነድ ኣዳልዩ ምስ መራሕቲ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ከምዝተመያየጡሉ ኣዝዩ ተኣማኒ ሓበሬታ ረኺበ ኣለኹ። ሓቂ እንተዘይኸውን ኣነ’ውን ምተሓጎስኩ ነይረ፤ እቲ ዘሕዝን ግን ሓቂ ምዃኑ እዩ። ብመሰረት እቲ ተዳልዩ ዘሎ ሰነድ እቶም መራሕቲ ኮማንድ ሰራዊት ንዝተወሰኑ ኣዋርሕ “ሞንጎኛታት” ኮይኖም ሓዉሲ ኣሻማገልቲን መፋራራሕትን ክኾኑን ቀፂሎም ድማ ንኽልቲኦም ናይ ህወሓት ሓይልታት ኣልዮም (ብርግፅ እቲ ሓደ ጉጅለ…

ዜና ትግርኛ
0

እዋናዊ መግለፂ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ

ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ሎሚቕነ ኣብ ህሉው ኩነታት ትግራይ፣መፍትሒ ኣንፈታትን ግደ ሓይሊ ፀጥታን ዝብሉ እዋናውን ኣገዳስትን ኣጀንዳታት ሰፊሕ ምይይጥ ኣካይዶም ኣለዉ። ኣብ ገምጋም ህሉው ኩነታት ይኹን መፍትሒ ኣንፈታትን ድማ ሙሉእ ምርድዳእ ተበፂሑ ኣሎ።ኩሉ መርኣይናን ተልእኾናን ረብሓን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ ውሑስ ምግባርን ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ምቕዳምን እዩ።ብዝኾነ ይኹን መበገስን ምኽንያትን ህዝብና ሓድነቱን ሰላሙን ኣብ ሓደጋ…

ዜና ትግርኛ
0

ሓጸርቲ ዜናታት ፣

★ መንእሰይ ትግራይ ድሕሪ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ንኸቢድ ማሕበራዊ ፣ ስነ ልቦናውን ቕልውላው ተሳጢሑ ይርከብ ክብሉ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህርን ተማራማራይን ዶ/ር ሰለሞን ኣበራ ገሊፆም። ዶ/ር ሰለሞን አበራ ነዚ ዝበሉ ብማሕበር መናእሰይ ትግራይን ሙሁራት ዩኒቨርስቲ መቐለን መናእሰይ ድሕሪ ኩናት ዘለዉሉ ኩነታት ትኹረት ገይሩ ኣብ ዝተገበረ መፅናዕቲ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ዘተ ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

“ንህዝቢ ትግራይ ‘ንኸፍሎ መስዋእትነት ንድሕሪት ከምዘይምለስ ከረጋግፀልኩም ይደሊ “

ህዝቢ ከተማ ሞኾኒን ከባቢኣን ንግዝያዊ ምምሕዳስ ትግራይ ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅ ኣብ ዝተዳለወ ሰልፊ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ፤ ንህዝብናን ትግራይ ‘ንኸፍሎ መስዋእትነት ንድሕሪት ከምዘይምለስ ከረጋግፀልኩም ይደሊ “ኢሎም። ህዝቢ ራያ ሰላም ትግራይ ኣብ ምርግጋፅ ኣብ ዝተገበረ መኸተ ኩሉ ዓንነት ስራሕ ዝሰረሐ ህዝቢ እዩ ዝበሉ እቶም ፕረዚደንት፤ ካብ ጫፍ ጫፍ ትግራይ ሓድነትና ሓሊና ኣብ ልዕሌና ዝግበር…

ዜና ትግርኛ
0

“ህወሓት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ከምዘይድግፍ ተገይሩ ዝቀርብ ዘሎ ኣካይዳ ፀለመ እዩ”:-ላዕለዋይ ኣመራርሓ ህወሓት ፍስሃ ሃፍተፅዮን(ዶር)

መቐለ÷30 ነሓሰ 2016 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ) “ህወሓት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ከምዘይድግፍ ተገይሩ ዝቀርብ ዘሎ ኣካይዳ ፀለመ እዩ” ኢሎም ላዕለዋይ ኣመራርሓ ህወሓት ፍስሃ ሃፍተፅዮን(ዶር):: ፍስሃ ሃፍተፅዮን(ዶር) ኣብ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶርያን ውሽጣዊ ኣፈላላይ ህወሓትን ኣመልኪቶም ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም:: ህወሓት ኣብ ምትግባር ስምምዕ ፕሪቶርያ ብፍላይ ግዝኣት ትግራይ ኣብ ምውሓስ፣ተመዛበልቲ ኣብ ምምላስን ተሓታትነት ኣብ ምርግጋፅን ነቅ ዘይብል ቅዋም ከምዘለዎ…

ዜና ትግርኛ
0

” ኣብ መንጎ መራሕቲ ብዝተፈጠረ ኣፈላላይ ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ በቢ ከባቢ ዝኸፋፍል ስራሕ ደው ክብል ኣለዎ”ኢሎም ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዘተ ህዝቢ ከተማ ማይጨውን ከባቢኡን።

ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ዋዕላ ምኽክር ህዝቢ ዞባ ደቡብ ካብ ተሳተፍቲ እቲ ዘተ ካብ ዝተለዓሉ ሕቶታት፣ሓሳባትን ርኢቶታትን ★ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ፀገም ኣብ ዘለሉ እዋን ኣመራርሓ ትግራይ “እታ እምባይ መን ይወርሳ” ካብ ዝብል ንሕንሕ ብምውፃእ ህድእ ኢልኩም ኣፈላላይኩም ፍትሑ። ★ ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝተመለሱ ተመዛበልቲ ሓገዝን ክትትልን ይገበረሎም። ★ ሰላም ቀዳማይ ሕርያና እዩ ።ሰላም ግበሩልና። ★…

ዜና ትግርኛ
0

★ ኣብ ወረዳ ኣስገደ ብሕማም ሃንደበታዊ ውፀኣትን ተምላስን ዛጊድ ቁፅሪ ሂወቶም ዝሰኣኑ ወገናት 4 ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ።

እቲ ሕማም ኣብዚ ሐዚ እዋን ብቕልጡፍ እናተላበደ ኣብ 11 ጣብያታት እታ ወረዳ ተጋፊሑ ከምዝርከብ ካብ ቤት ጽሕፈት ጥዕና ወረዳ ኣስገደ ዝተረከበ ሓበሬታ የመላኽት። እቲ ሕማም ኣብታ ወረዳ ካብ ዝተርኣየሉ እዋን ጀሚሩ ዛጊድ 284 ወገናት እንትተሓዙ ካብዚኣቶም እቶም 264 ሰባት ድሒኖም እንትወፁ ዝተረፉ 16 ተቃላዕቲ እቲ ሕማም ድማ ኣብ ክትትል ሕክምና ይርከቡ ። 4ተ ሰባት ድማ…

ዜና ትግርኛ
0

ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ህዝባዊ ሓይሊ እዩ ። ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ እውን ኮይኑ ክቕፅል እዩ ክብሉ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ።

ሎሚ ኣብ ከተማ ማይጨው ኣብ ዝተሳለጠ ዋዕላ ምኽክር ህዝቢ ዞባ ደቡብ ትግራይ ካብ ተሳተፍቲ ንዝቐረቡ ሕቶታ መብርሂ ዝሃቡ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ እቲ ሕዚ ኣብ ህወሓት ተፈጢሩ ዘሎ ኣፈላላይ ብከባቢ ዝግለፅ ኣይኮነን ፡ እቲ ኣፈላላይ ኣብ ኣጠማምታ ውዕሊ ፕሪቶርያ እዩ ኢሎ። ሐዚ ምስ ፌደራል ዘለና ርክብ ውዕሊ ፕሪቶርያ መሰረት ዝገበረ እዩ ዝበሉ ፕረዝደንት ጌታቸው ሓይሊ ፀጥታ…

English News
0

Pretoria Peace Agreement: Broken Promises, Betrayed Tigray

In the face of the Ethiopian government’s failure to comply with the provisions of the Pretoria Peace Agreement, the TPLF must urgently seek to have the accord amended and demand its enforcement. Esayas HailemariamNovember 10, 2023 Share  Tweet Facebook Print LinkedIn WhatsApp Telegram Read other stories tagged with: Log into your member account to listen to this article. Not a member? Join…