እዋናዊ ፃውዒት ማሕበር ልምዓት ትግራይማልት፤19 ሓምለ 2016 ዓ/ም
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወርሒ ሓምለ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ፍፃመታት ኣተኣናጊዳ እያ። ካብኣቶም እቲ ሓደ #ማሕበርልምዓትትግራይ ካብ FHI 360 ብዝረኸበቶ 14 ሚልየን ብር ሓገዝ ፕሮጀክት “ንጥፈታት ስርዓት ኣመጋግባ ማሕበረሰብ” ዕላዊ ዝገበረት እንትትኸውን፤ እዚ ፕሮጀክት ንኽዕወት ግደ ጉጅለ ልምዓትን መራሕቲ ጥዕና ቁሸትን ወሳኒ ብምዃኑ ኣብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ትግራይ መነቓቕሒ መድረኽ ንምጥንኻር ጉጅለ ልምዓትን ምጥያሽ መራሕቲ…
