ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም።
ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ዳረን ዊልች ከይዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶሪያን ተዛመድቲ ዛዕባታትን ክምኡ እውን ጉዳይ ካብ ስራዊት ናብ ማሕበረስቦም ተምሊሶም ስሩዑ ሂወቶም ዝመርሐሉን፣ ጉዳይ ተመዛበልቲን ካልኦት ሀገራዊ ፣ክልላዊን ዞባውን ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝዘተይሎም ዛዕባታት እዮም ። ኣምባሳድር ዳረን ዊልች ትግራይ ናብ ንቡርን ዝሐሽ ብርክን ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ መንግስቶም…
