ፕረዝደነት ግ.ም.ት ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ።
ኣብ ትግራይን ኣብ መላእ ዓለምን እትነብር መላእ ተኸታሊ እምነት ክርስትና ህዝብናን ሓይልታት ፀጥታ ትግራይን እንቋዕ ንበዓል ፋሲካ ኣብፀሐኩም፣ ኣብፀሓና ክብል እፈቱ።።ናይ ሎሚ ዘመን በዓል ፋሲካ/ትንሳኤ እንትነኽብር፣ ኣብ ውሽጥን ደገን፣ኣብፎቖዶ መዕቖቢ ማእኸላትን ንዘሎ ዝተመዛበለ ህዝብና፣ ብድርቂ ዝተጠቕዐን ብሓፈሻ ኣብ ሕሰምን መከራን ዝርከብ ህዝብና እናሓገዝና፣ ተኻፊልናን ተሓባቢርናን፣ ብሰላም፣ ብፍቕርን ሓድነትን ክነሕልፎ ይግባእ።በዓል ፋሲካ እንትዝክር ከም ህዝቢ ካብቲ…
