መሰረተ ልምዓት
ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 3 ነጥቢ 6 ቢልዮን ብር ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መሰረተ ልምዓት ይህነፁ ኣለዉ። እዚ ዝተሓበረ ብምኽንያት ኣብ ከተማ መቐለ ዝሳለጥ ዘሎ ፎሮም ከተማታት ትግራይ፣ ከንቲባታት፣ ሓለፍቲ ቤት መዘጋጃን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዘካየድዎ ዑደት መሰረተ ልምዓት እዩ። ዕላማ እዚ ዑደት ከተማታት ዘለወን ተመክሮ ብምልዉዋጥ ህዝቢ ማእከል ዝገበረ…
