Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
አማርኛ ዜና
0

ከተስፋ ለሰላም የተሰጠ መግለጫ

መጋቢት 23 ቀን 2016 ዓ.ም.የአገዛዙ ህዝብን ከህዝብ የማዋጋት ዳግም ሴራ ሊከሽፍ ይገባል!ከተስፋ ለሰላም የተሰጠ መግለጫከጠቅላይ ሚኒስትር አብይ አህመድ ወደ ስልጣን መምጣት በኋላ በኢትዯጵያ ውስጥ በሺ የሚቆጠሩ ግጭቶች ተከስተዋል።በሰሜኑ የአገራችን ክፍልና በኦሮሚያ ክልል ከፍተኛ ህዝብ ጨራሽ ጦርነቶች ተካሂደዋል፣ አሁንም በመካሄድ ላይ ይገኛሉ።ከአንድ አመት በፊት በፕሪቶርያው ስምምነት የቆመው የአማራና የአፋር ክልሎችን ጨምሮ በዋናነት በትግራይ በተካሄደውጦርነት ብቻ በታሪካችን…

አማርኛ ዜና
0

አክሲዮን ማኅበራቱ በሕግ የተጣለባቸውን ግብር በተገቢው መንገድ እየተወጡ አለመሆናቸው መረጋገጡን ከሚኒስቴሩ ያገኘው መረጃ ያመለክታል

የገቢዎች ሚኒስቴር በንግድ ማዕከልነት የሚያገለግሉ ሕንፃዎችን በጋራ ገንብተው በባለቤትነት የሚያስተዳድሩ አክሲዮን ማኅበራት፣ የተጨማሪ እሴት ታክስና የዲቪደንድ (የትርፍ ድርሻ) ታክስን ጨምሮ የተለያዩ የግብር ዓይነቶችን እንዲከፍሉ ወሰነ። በንግድ ማዕከልነት የሚያገለግሉ ሕንፃዎችን ገንብተው በባለቤትነት የሚያስተዳድሩ አክሲዮን ማኅበራት የሕንፃውን ሱቆች በማከራየት ከሚያገኙት ገቢ ላይ ለሚገኙበት ከተማ ወይም የአካባቢ አስተዳደር የኪራይ ገቢ ግብር ብቻ ሲከፍሉ ቆይተዋል። የገቢዎች ሚኒስቴር በአክሲዮን ማኅበራት…

አማርኛ ዜና
0

አንድ ጥናት 61 በመቶ ያህል ኢትዮጵያውያን በከፋ ድህነት ውስጥ እንደሚገኙ መጋቢት 18 ቀን 2016 ዓ.ም. ይፋ አድርጓል። 

በዴሞክራሲ፣ በመንግሥት አስተዳደር፣ በኢኮኖሚና ማኅበራዊ ጉዳዮች ላይ የሕዝብን አመለካከት ለመለካት የዳሰሳ ጥናት የሚያደርገው አፍሮ ባሮ ሜትር የተባለው አፍሪካ አቀፍ የጥናትና የምርምር ተቋም ኢትዮጵያን አስመልክቶ ባካሄደው ሁለተኛ ጥናቱ፣ 61 በመቶ ያህል ኢትዮጵያውያን በከፋ ድህነት ውስጥ እንደሚገኙ መጋቢት 18 ቀን 2016 ዓ.ም. ይፋ አድርጓል።  በጥናቱ ከተሳተፉ 2,400 ሰዎች መካከል 66 በመቶ የሚሆኑት የገጠር ነዋሪዎች እንደተካተቱ የተገለጸ ሲሆን፣…

ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያ፡ ሃገራዊ ኮሚሽን ምምኽኻር ካብ ዝምስረት ክልተ ዓመት ሓሊፉ ኣሎ።

28 መጋቢት 2024 “ኣብ ኣዝዮም መሰረታዊ ጉዳያት ሃገር፡ ንዅሉ ዘካትት ምይይጥ ብምክያድ ዝሓሸ ሃገራዊ ምርድዳእ ንምህናጽ” ብዝብል ተልእኾ ዝተመስረተ ሃገራዊ ኮሚሽን ምምኽኻር ኢትዮጵያ ካብ ዝምስረት ክልተ ዓመት ሓሊፉ ኣሎ። ኣብዞም እዋናት እቲ ኮሚሽን ስርሑ ኣብ ‘ምዕራፍ ቅድመ ምድላው፡ ምድላውን ምምኽኻርን’ ብምኽፋል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊጹ እዩ። ካብ ክልል ትግራይ ወጻኢን ኣብተን ብጐንጺ ዝተዓብለላ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን…

ዜና ትግርኛ
0

መራኽብ ውግእ ሩስያ ናብ ኤርትራ ኣትየን.

ዓባይ መርከብ ውግእ ሩስያ ትማሊ 28 መጋቢት ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ከምዝኣተወት ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ሓቢሩ ነይሩ። እታ ኣካል ናይቲ ኣብ ሰላማዊ ውቅያኖስ ዝንቀሳቐስ ‘ፓሲፊክ ፍሊት’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ጭፍራ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያ ዝዀነት ‘ማርሻል ሻፖሺንኮቭ’ ዝተባህለት መርከብ ንዝኽሪ መበል 30 ዓመት ዲፕሎማስያዊ ርክብ ሩስያን ኤርትራን ንምጽንባል ንባጽዕ ከምዝኣተወት እቲ ሚኒስተር ኣብ ኤክስ…

English News
0

SJT , Invitation to the Global Conference with Tigrayans in the Diaspora – on April 6, 2024

Invitation to the Global Conference with Tigrayans in the Diaspora – on April 6, 2024Dear leaders and members of all Tigray diaspora organizations and communities,Security and Justice for Tigrayans (SJT) hopes this message finds you well.As you all know Abiy Ahmed, and his criminal cronies are not upholding the terms of the Cessation of HostilitiesAgreement…

English News
0

Opposition to the Forcible Incorporation of Tigrayan Lands into the Amhara RegionTo: The Government of Ethiopia, the African Union (AU), and the InternationalCommunity

From: Solidarity of Tigrayans for Independence and Liberty (STIL)Date: 28 March 2024Solidarity of Tigrayans for Independence and Liberty vehemently opposes any attempt bythe Ethiopian government to incorporate Tigrayan lands into the Amhara region as wasrecently done in the educational sector of Ethiopia. This was done by the Amhara RegionalAdministration, with complete silence of the Federal…

ዜና ትግርኛ
0

መግለፂ ሳይበር ፓወር ሚድያ ትግራይ አብ እዋናዊ ኩነታት

መግለፂ ሳይበር ፓወር ሚድያ ትግራይ === ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ሕገ መንግስቲ ጥሒሱ መሬት ትግራይ ምውራሩን ብኣሻሓት ዝቁፀሩ ንፁሃን ተጋሩ ምፍንቃሉን ምቅታሉን ከይኣክሎ ሎሚ እውን ብትዕቢት ላእላዊ ግዝኣት ትግራይ ዝደፍር ካርታ ስርዓተ ትምህርቲ ሓንፂፁ ውድዓዊ ብምግባርን ኲናት ፃሕታሪ መገለፂ ወሲኩ ኣውፂኡ ኣሎ። መንግስቲ ፌደራል ሕጊ ንምክባር ብዝብል ዒባራ ሽርሒ ኣብ ዝተወለዐ ኲናት መሬት ትግራይ መንጢሉ ኣብ…

ትንተና/Analysis
0

Opposition to the Forcible Incorporation of Tigrayan Lands into the Amhara Region To: The Government of Ethiopia, the African Union (AU), and the International Community

Date: 28 March 2024 From: Solidarity of Tigrayans for Independence and Liberty (STIL)Solidarity of Tigrayans for Independence and Liberty vehemently opposes any attempt bythe Ethiopian government to incorporate Tigrayan lands into the Amhara region as wasrecently done in the educational sector of Ethiopia. This was done by the Amhara RegionalAdministration, with complete silence of the…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ መንጐ ሓይልታት ትግራይን ሚሊሻታት ኣምሓራን?

28 መጋቢት 2024 ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ዘሰሓሕብ ወረዳ ራያ ኣላማጣ ብዝተፈጠረ መጠናዊ ግጭት ህይወት ሰባት ከምዝጠፍአ ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ገሊጹ። ኣብቲ ዝተፈጠረ ግጭት ካብቶም ዝሞቱ ብተወሳኺ ካልኦት 12 ሰባት ካብ ቀሊል ክሳዕ ከቢድ ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ኣመሓዳሪ ኣቶ ሞላ ደርበው ሓቢሩ። ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡባዊ ትግራይ ኣቶ ሃብቱ ኪሮስ ግን “ዘጋጠመ ግጭት የለን፤ ብዛዕባ…

ዜና ትግርኛ
0

ክልል ኣምሓራ፡ መግለጺ ምምሕዳር ትግራይ ‘ታሪኻውን ውድዓውን ሓቅታት ዝኸሓደ ምትዅታዅ’ ክብል ምላሽ ሂቡ

28 መጋቢት 2024, 13:27 EAT ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ነቲ ብሰኑይ 16 መጋቢት 2016 [ግ] ዝወጸ፣ ኣብ መምሃሪ መጻሕፍቲ ክልል ኣምሓራ ነቲ ብሓይሊ ዝተታሕዘ ግዝኣታት ትግራይ ዘስፈረ ግጉይ ካርታ ይስትምሃረሉ ኣሎ’ ዝብል መግለጺ ካቢነ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣመልኪቱ ምላሽ ሂቡ። ክልል ኣምሓራ ኣብ መግለጺኡ፡ እቲ ግጉይ ካርታ ተሰሪሑ ኣሎ ኢሉ ዝጠቅስ መግለጺ ካቢነ ትግራይ፡ ታሪኻዊ ክውንነት…

ትንተና/Analysis
0

Union of Tigrayans in North America (UTNA)ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማ.ተ.ሰ.ኣ.)

Union of Tigrayans in North America (UTNA)ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማ.ተ.ሰ.ኣ.)PO BOX 73736 WASHINGTON, DC 20056 |TEL. 202-749-8609 |FAX 202-265-8703|utnaoffice@gmail.comThe Full Implementation of CoHA is the Only Way to Achieve Peace.Press ReleaseUNION of Tigrayans in North America (UTNA), a US based civic organization, once again iscalling for the full and complete implementation of the Cecessatin…

ዜና ትግርኛ
0

ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ዝሓዞም ፕሮጀክታት ሙሉእ ብሙሉእ ንምዝዛም ዘይተሓለለ ፃዕሪ የካይድ ኣሎ ።

ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ዝሓዞም ፕሮጀክታት ሙሉእ ብሙሉእ ንምዝዛም ዘይተሓለለ ፃዕሪ የካይድ ኣሎ ። ሱር ኮንስትራክሽን ቅድሚ ፅንተታዊ ኲናት ጀሚሩ ኣብ ከተማ መቐለ ጥራሕ ልዕሊ 96 ኪ/ሜ ርሕቐት ዝሽፍኑ 53 ዝተፈላለዩ ናይ ኣስፋልትን ፀፀርን መንገድታት ብ 9.5 ቢልየን ብር ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ምስላጥን ምውጋንን ይርከብ ክብል ሓቢሩ ። ካብዚኦም እቶም 34 ኪ/ሜ ዝሽፍኑ 16…

ዜና ትግርኛ
0

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ብልዕሊ 440 ሚልዮን ቢር ዝዓደጎም ናውቲ ትምህርቲ ንወረዳታት ምክፍፋል ጀሚሩ ።

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ብልዕሊ 440 ሚልዮን ቢር ዝዓደጎም ናውቲ ትምህርቲ ንወረዳታት ምክፍፋል ጀሚሩ ። እቲ ርኽክብ ብክፍለ ከተማታት መቐለ ዝጀመረ እንትኸውን ብቐፃልነት ናብ ካልኦት ወረዳታት ከምዝባፃሕ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዑሽ ኣፍሊጦም። ንኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ደገፍ ናዉቲ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ሓገዝ ምዃኑ ዘብርሁ ደክተር ኪሮስ ባንኪ ዓለምን ካልኦት ትካላትንንሕዉየትን ዳግመ…

ዜና ትግርኛ
0

ጃፓን ካቢነ ሚኒስተራትምስ ዓባይ ብሪጣንያን ኢጣልያን እተማዕብለን ዘላ ሓደስቲ ነፈርቲ ውግእ ንምሻጥ ዘኽእል ውሳነ ኣጽዲቑ።

ካቢነ ሚኒስተራት ጃፓን ምስ ዓባይ ብሪጣንያን ኢጣልያን እተማዕብለን ዘላ ሓደስቲ ነፈርቲ ውግእ ንምሻጥ ዘኽእል ውሳነ ኣጽዲቑ። እተን ነፈርቲ ውግእ ናብተን ጃፓን ውዕል ምክልኻል ዝፈረመትለን ሃገራትን ቀጻሊ ግጭት ዘይብለንን ሃገራት ክሽየጣ ምፍቃዱ ንሕጊታት ሰደድ ኣጽዋር ኣቕሊልዎ። ጃፓን ቻይናን ሰሜን ኮርያን ዘስዕባኦ ሓደጋታት ብምጥቃስ ክሳብ 2027 ወተሃደራዊ ወጻኢታታ ብዕጽፊ ክትውስኽ ምዃና ቃል ኣትያ። ነፍሲ ወከፍ መሸጣ ነፋሪት…

English News
1

Professor Mulugeta Gebregziabher from the Medical University of South Carolina (MUSC) in the US has paid a visit to Tigray after almost 5 years

He started his visit on Feb 26, 2024 from Aksum University (AKU). He signed MoU, gave public seminar, lectures and made rounds and visits of health infrastructure destroyed by the devastating war. He also presented at the Adwa Victory Day symposium and made a humanitarian mission to Amdo village in Maikinetal.Currently visited MU, THRI and…

ትንተና/Analysis
0

Professor Mulugeta Gebregziabher from the Medical University of South Carolina (MUSC) in the US has paid a visit to Tigray after almost 5 years

Professor Mulugeta Gebregziabher from the Medical University of South Carolina (MUSC) in the US has paid a visit to Tigray after almost 5 years. He started his visit on Feb 26, 2024 from Aksum University (AKU). He signed MoU, gave public seminar, lectures and made rounds and visits of health infrastructure destroyed by the devastating…

አማርኛ ዜና
0

የአገር ውስጥ ተፈናቃዮችን ወደ ቀዬአቸው የመመለስ ሥራ ፖለቲካዊ መፍትሔ ይሻል›› ወ/ሮ ራኬብ መለሰ፣ የኢሰመኮ ምክትል ዋና ኮሚሽነር

በአገሪቱ የተለያዩ አካባቢዎች አሁንም ድረስ የቀጠሉ ግጭቶች በመኖራቸው፣ የአገር ውስጥ ተፈናቃዮችን ወደ ቀዬአቸው የመመለሱ ሥራ ፖለቲካዊ መፍትሔ እንደሚያስፈልገው፣ የኢትዮጵያ ሰብዓዊ መብቶች ኮሚሽን (ኢሰመኮ) ምክትል ዋና ኮሚሽነር ወ/ሮ ራኬብ መለሰ አስታወቁ፡፡ ምክትል ዋና ኮሚሽነሯ ይህንን ያሉት ከክልል ተወካዮችና ከሰብዓዊ መብት ተሟጋች ድርጅቶች ጋር መጋቢት 12 ቀን 2016 ዓ.ም. በተደረገ ውይይት ነው፡፡ – – በአሁኑ ጊዜ 3.5…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ሩሲያ ኣዳራሽ ሙዚቃዊ ምርኢት እተፈፀመን ንልዕሊ 133 ሰባት ዝቐተለን መጥቃዕቲ ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ሰባት ትማሊ ሰንበት ኣብ ሞስኮ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣብ ሩሲያ ኣዳራሽ ሙዚቃዊ ምርኢት እተፈፀመን ንልዕሊ 133 ሰባት ዝቐተለን መጥቃዕቲ ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ሰባት ትማሊ ሰንበት ኣብ ሞስኮ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ወግዓዊ ኽሲ ግብረ ሽበራ ዝቐረቦም ተኸሰስቲ ከቢድ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞም ብንፁር ይረኣ ምንባሩን ብፍላይ ሓደ ካብኣቶም ሃለዋቱ ዘጥፍአ ይመስል ከምዝነበረ ተሓቢሩ። መግለፂ ናይቲ ቤት ፍርዲ ክልቲኦም ተጠርጠርቲ ኣብ ናይ መጀመርታ ክሶም ኣብቲ መጥቃዕቲ ምስታፎም ገበኖም…

ዜና ትግርኛ
0

ሰብ ሃብቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይንቀሳቐሱ ንዘለዉ ዕጡቓት ይድግፉ ከምዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ።

እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ምስ “እሙናት ከፈልቲ ግብሪ” ዝበሎም ሰብ ሃብቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ሰብ ሃብቲ ንዕጡቓት ብዘይምድጋፍ ንኽተሓባበሩ ሓቲቱ። ኣብቲ ብማዕከናት ዜና መንግስቲ ዝተፈነወ ኣኼባ፡ መራሕቲ ዕጡቓት ብሰብ ሃብቲ ካብ ዝግበረሎም ዘሎ ድጋፍ ልዑል መጠን ንብረትን ገንዘብን ይረኽቡ ከምዘለዉ ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቡ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣስዒቡ፡ “ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝጋደሉ ዘለዉ ሰባት ብኣቦ፣ ሓው፣…

ዜና ትግርኛ
0

ካቢነ ትግራይ፡ ብክልል ኣምሓራ ዝግበር ዘሎ ምቅይያር ካርታ ‘ምጽሕታር ነገር እዩ’ ክብል ኣጠንቂቝ

ካቢነ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፡ ኣብዚ እዋን ብመንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝግበር ዘሎ መሬት ትግራይ ኣብ ካርታ ግዝኣት ኣምሓራ ምስፋርን ኣካል ስርዓተ ትምህርቲ ጌርካ ምስትምሃርን፡ ሓላፍነት ዝጐደሎ እዩ ብምባል ብኣጋ ክእርም ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ብተወሳኺ፡ እዚ ነቲ ኣብ ፕሪቶርያ ዝተበጽሐ መስርሕ ሰላም ዝህውኽን ተግባራት ምጽሕታር ነገርን እዩ ክብል ኣጠንቒቑ። እዚ ንህዝቢ ትግራይ መቓቒልካ…

ዜና ትግርኛ
0

ኮምሽነር ኮምሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ‘‘ብውልቃዊ ምኽንያት’’ ብፍቓዱ ካብ ሓላፍነቱ ከምዝወረደ ተገሊጹ

23 መጋቢት 2024, 10:53 EAT ዝተመሓየሸ 23 መጋቢት 2024, 10:53 EAT ኮምሽነር ኮምሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ‘‘ብውልቃዊ ምኽንያት’’ ብፍቓዱ ካብ ሓላፍነቱ ከምዝወረደ ተገሊጹ፡፡ ኣብ ክንድኡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ፡ ኣማኻሪ ፖሊሲ ወጻኢ ንዝነበረ ኣቶ ተመስገን ጥላሁን ከምዝተከኦ እቲ ኮምሽን ኣፍሊጡ፡፡ ምክትል ኮምሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ዝነበረ ዶ/ር ኣትንኩት መዝገበ እውን ብኣቶ…

ዜና ትግርኛ
0

መግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት

መግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት ካብ መጋቢት 7 ክሳብ 14/2016 ዝተሳለጠ ናይ ላዕለዎት ኣመራርሓ ገምጋማዊ መድረኽ መእተዊ ህዝቢ ትግራይ ድሕሪ መሪር ናይ 17 ዓመታት ብረታዊ ቃልስን መስዋእትነትን ስርዓት ደርጊ ካብ ስሩ ክመሓውን ሓዱሽ ስርዓት ክትከልን ጌሩ እዩ፡፡ ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ተመስሪቱ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ንሰለስተ 10ታት ዓመታት ሰላም ፣ልምዓትን ዴሞክራሲን እናረጋገፀ ተጓዒዙ እዩ፡፡ይኹንእምበር ኣብ ጉዕዞ…

English News
2

Ethiopian Enigmatic Politics, Tigray Predicament, and Global Apathy.Ghelawdewos Araia, PhD

This article intends to explore the complicated patterns of Ethiopian politics since theemergence of a new regime in 2018, the genocidal war of Tigray, and the overall globalindifference with respect to the Tigray predicament. It will also critically examine theinner dynamics regarding Ethiopian politics and the role of the plethora of domestic andexternal actors, to…

ዜና ትግርኛ
0

ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ ናይ ሲስተም ጸገም ኣብ ዘጋጠሞ እዋን ገንዘብ ዝወሰዱ ውልቀ ሰባት ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ሰሙን እንድሕር ዘይመሊሶም ብሕጊ ከምዝሓትቶም ኣፍሊጡ፡፡

ፕረዚደንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ፡ ምስ ቢቢሲ ኒውስ ደይ ኣብ ዝገበሮ ጻንሒት፡ ዘይገንዘቦም ዝወሰዱ ዓማዊል ክሳብ መወዳእታ እዚ ሰሙን እንተዘይመሊሶም መንነቶም ንፖሊስ ከምዘፍልጥ ገሊጹ፡፡ ‘‘ብዲጂታላዊ መንገዲ እዮም ነቲ ዝውውር ፈጺሞምዎ፡፡ ዓማዊልና ስለዝኾኑ ንፈልጦም ኢና፡፡ እቲ ዝፈጸምዎ ተግባር ብሕጊ የሕትቶም እዩ፡፡ መንነቶም ንፖሊስ ክነፍልጥ ኢና’’ ኢሉ፡፡ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ የካይዶ ምስ ዘሎ ምምሕያሽ ስርዓት ዝውውር ገንዘብ…

ዜና ትግርኛ
0

መኻንነት ሕልሚ ኽኻውን አብ መቀለ ስራሕ ተጀሚሩ

ኣብ መፋርቕ ኣርብዓታት እትርከብ ሄለን ተስፋይ (ስማ ዝተቐየረ) ሓዳር ካብ እትገብር ክልተ ዓመት ኮይኑዋ ኣሎ፤ ውሉድ ናይ ምርካብ ህርፋና ግና ኣይሰመረን። “እንዳ ቤተሰብይ ምስ ከድኩ ‘ንምንታይ ኢኺ ዘይትወልዲ?’ ይብሉኒ። እዚ ድማ ዘጨንቅን ዘሻቕልን እዩ። ኣብዚ እዋን ቈልዓ ስለዘይብለይ ኣዝዩ ይስመዐኒ። ኣሓተይ ኩለን ወሊደን እየን። ዘይምውላደይ ኣዝዩ እዩ ዝስመዐኒ” ብምባል ድሕሪ ሓዳር ቈልዓ ዘይምውላዳ ዝፈጠረላ ጸቕጢ…

ዜና ትግርኛ
0

ቦይንግ፡ ክሳዕ ክንደይ እዩ ኣብ ወጥሪ ዘሎ?

ነፋሪት መገዲ ኣየር ዩናይትድ ሓደ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣካል ጐዲልዋ እንከሎ ብዓርቢ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኦሪገን ዓሊባ። ሓደ ኣፈኛ ከምዝሓበሮ፡ እታ ካብ ሳንፍራንሲስኮ ዝተበገሰት ነፋሪት ኣብ ዓለምለኻዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሮግ ቫሊ ከባቢ ሰዓት 11፡30 እያ በጺሓ። እታ 25 ዓመታት ዕድመ ዘለዋ ቦይንግ 737-800 ዝዓይነታ ነፋሪት 139 ገያሾን ሽዱሽተ ሰራሕተኛታትን ጽዒና ኔራ። ኣብ ሰብ ዝበጽሐ ዝኾነ ጉድኣት…

ዜና ትግርኛ
0

ዘተ ትግራይን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን

ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዓለም ዳይሬክተር ቀርኒ ኣፍሪካ ተራኺቦም ዘትዮም፡፡ ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ ኣብ ተሓታትነት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ተዛመድቲ ጉዳያትን ኣድሂቦም ድማ ዘትዮም፡፡

ዜና ትግርኛ
0

ዘይሕጋዊ ስድት መናእሰይ ክልተ ግዘ ሞት እዩ – ስድራ ስደተኛታት

ኣብ ልዕሊ ዘለዎም ከቢድ ጥምየት ኣብ ስደት ዝተተሓዙ ደቆም ንምፍታሕ ሚልዮናት ብር ይሕተቱ ከምዘለው ነበርቲ ወረዳ ጉለመኸዳ ገሊፆም፡፡ ኣብ ወረዳ ጉለመኸዳ ዘይሕጋዊ ስደት መናእሰይ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ በፂሑ ከምዝርከብ ድማ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ ሰራሕተኛ ተሳትፎን ተጠቃምነትን ሕብረተሰብ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፡፡ ንድሕንነት ክበሃል ስማ ዘይተገለፀ ነባሪት ከተማ ፋፂ 23 ዕድመኡ ውላዳ ታሕሳስ 2013 ዓ/ም ትምህርቲ ኣቋርፁ…

ዜና ትግርኛ
0

ፕሮጀክት ሪፎርም ዴሞክራሲያዊ ምሕደራ ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዝምጥን መንግስቲ ንምፍጣር እዩ።

—ምክትል ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሓላፊ ዘይምእኹል ምሕደራን ዴሞክራተይዜሽንን ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ሌተነል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ነዙይ ዝበሉ ገምጋማዊ ዋዕላ ኮሜቴ ፕሮጀክት ሪፎርም ዴሞክራሲያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣድሂቡ ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዋዕላ እዩ ። እቲ ፕሮጀክት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዝወሰዶ ተበግሶ ዝተጀመረ ከምዝኾነ ዝገለፁ ሌተናል ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ዓበይቲ ለውጢታት ንምምፃእ ዝዓለሙ ዝርዝር መፅናዕቲታት ብቐዳምነት ከምዝተሰርሑ…

ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ፑቲን ሩስያ ንሓምሻይ ግዘ ክመርሑ ከምዝተመረፁ ዕላዊ ገይሮም

ፕረዚደንት ፑቲን በቲ ኣብ ሃገሮም ዝተኻየደ ሓፈሻዊ መረፃ ሩስያ ንሓምሻይ ግዘ ክመርሑ ከምዝተመረፁ ዕላዊ ገይሮም። ፕረዚደነት ፑቲን ንዲሞክራሲ ምዕራባዉያን ብምንእኣስ ነቲ መረፃ ካብ ምዕራባዉያን ዲሞክራሲ ብዝበለፀ ብግልፅነት ዝተሻየደ ምንባሩ ዝገለፁ እንትኾን በዚ መረፃ ድማ ነታ ሃገር ንሓምሻይ ግዘ ክመርሕዋ ድምፂ ምርካቦም ኣፍሊጦም። ድምፂ ካብ ዝተዉሃበ ሓፈሻዊ ዉፅኢት 87 ሚእታዊ ንፕረዚደንት ፑቲን ከምዝተዉሃበ ኣፈፃሚ እቲ መረፃ…

ዜና ትግርኛ
0

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዘቲዮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ካብ ክልል ትግራይ ተጓዒዞም ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ ሕብረተሰብ ረብሓ ኣብ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝተሳለጠ ኢዩ ኢሎም። ኣብ ክልል ትግራይ ሰላምን ልምዓትን ንምንጋስ ዘለና ቁርፀኝነት ኩሉ ግዘ ፅኑዕ ኢዩ ክብሉ ኣፅንኦት ሂቦም። ናይ…

ዜና ትግርኛ
0

ብሰንኪ ፅንተታዊ ኩናት ትግራይ ህልውነኣንን ድሕንነተንን ኣብ ሕቶ ዝኣተወ ኩነታት ደቂ ኣንስትዮ ልዑል ትኩረት ይጠልብ ክብላ ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ወ/ሮ ፈረወይኒ ገብረእግዛብሄር ገሊፀን።

እዙይ ዝተብሃለ ብምትሕብባር ፌደራል ሚኒስቴር ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይን ኣብ ኩለ መዳይ ተጠቃምነት ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቶም ዝተሰርሑ ስራሕትን ንቅድሚት ንዝስርሑ ስራሕቲ ኣንፈት ንምቕማጥን ህልው ኩነታትን ዓለሙ ንምርኣይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ገምጋም እዩ። ኣብ ዝሓለፉ ናይ ፅንተት ኩናት ዓመታት ሰፍ ዘይብል ፀገም ከም ህዝቢ በፂሑ እዩ ዝበላ ወ/ሮ ፍረ ወይኒ…

ዜና ትግርኛ
0

ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንዝበፅሐ መስካሕክሒ ገበን ትኹረት ክገብረሉ ይግባእ- ምትሕብባር ኣውሮፓ ንኣፍሪካ

ንጀኖሳይዳዊ ኲናት ትግራይ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝበፅሐ መስካሕክሒ ገበን፤ ልዑል ጠመተ ክግበረሉ ደብዳቤ ዝፀሓፋ ኣብ ጉዳያት ወፃኢ ኣውሮፓ ጠማቲት ኣፍሪካ ጁልያ ዳንከን-ካሰል ግዳያት ፆታዊ ዓመፅ ህፁፅ ፍታሕ ዝጠልባ ምዃነን ኣፍሊጠን፡፡ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮሚሽን ደቂ ኣንስትዮን ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲን የካይዶ ንዘሎ መበል 68 ጉባኤ ኣመልኪተን መግለፂ ቅዋም ዝለኣኻ፤ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ…