Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 294 ሚልዮን ብር ን68,855 ተመዛበልቲ ወገናት ተጠቀምቲ ዝገብር መደብ ልምዓታዊ ሰፍትኔት ዕላዊ ኮይኑ

ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ግዱድ ፀገም ኣለዎም ተባሂሎም ንዝተመልመሉ 68,855 ሽሕ ተመዛበልቲ ወገናት ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ልዕሊ 294 ሚልየን ብር ሓገዝ ንሓሙሽተ ወርሒ ዝፀንሕ ክፍሊት ሴፍቲ ኔት ከምዝውሃብም ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ድኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራውን ወ/ሮ ሑርያ ዓሊ ከምኡ እውን ካብ ሚኒስቴር መሰረተ ልምዓት ፌደራል ዝተወከሉ ኣካላት ኣብ ከተማ መቐለ…

ዜና ትግርኛ
0

ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ ኣኼባ÷ “ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ኣፍሪካዊ ምምሃር፤ ጥንኩር ህንፀት ስርዓታት ትምህርቲ ብምህናፅ ኣብ ኣፍሪካ ኩለ መዳያዊ፣ ፅሬትን ኣግባብነት ዘለዎን ተበፃሕነት ትምህርቲ ምዝርጋሕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ሕብረት ኣፍሪካ ን2024 ዘዳለዎ መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ። ኣብቲ ኣኼባ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት…

ዜና ትግርኛ
0

መበል 49 በዓል በዓል 11 ለካቲት ኣብ መቐለ ክፍለከተማ ሓወልቲ ተኸቢሩ።

መበል 49 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ” 11 ለካቲት መሰረት ፅንዓትናን ውሑስ መፃኢናን እያ ”ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ክብረ በዓል ዝተረኸቡ ተጋዳላይ ኣምበሳደር ፀጋይ በርሀ ለካቲት 11 ትማሊ ዝነበረ ጒዕዞና ንናይ ሎሚ መምሃሪ እዪ ንፅባሕ ድማ ሕድሪ ነቐምጠሉ እዩ ኢሎም።

ዜና ትግርኛ
0

መድረክ ፕሮግራም ዴሞክራሲያዊ ምሕደራ ትግራይ

ምምሕያሽ ዴሞክራሲያዊ ምሕደራ ትግራይ ፡ ኣብ ምዝማንን ምዕራይን ምሕደራ ፡ ስራሕቲ ፍትሒ ካብ ፓለቲካዊ ፅሕንቶ ንምልቓቕን ፡ ሲቭል ሰርቪስን ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ምምሕያሽ ዴሞክራሲያዊ ምሕደራ ትግራይ ሎሚ 6 ለካቲት 2016 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ፕሬዝዳንት ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ፡ ፖሎቲካዊ ውድባት ትግራይ ፡ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ኣካላትን ሙሁራት…

English Newsዜና ትግርኛ
0

Ethiopian Orthodox Church denounces ‘Western influence on homosexuality’, calls for government resistance

 Home/Social Affairs NewsPoliticsSocial Affairs News: Ethiopian Orthodox Church denounces ‘Western influence on homosexuality’, calls for government resistance February 13, 2024  1 minute read Addis Abeba – The Permanent Synod of the Ethiopian Orthodox Tewahedo Church issued a statement yesterday condemning the endeavors of Western nations to “advance homosexuality and same-sex relationships” in Ethiopia “through implicit political and…

ዜና ትግርኛ
0

ኣውሮጳ፡ ንምክልኻል ዘኽእላ ኣጽዋር ክትውንን 10 ዓመት ከምዘድልያ ይግመት

ኣውሮጳ ንርእሳ ንምክልኻል ምሉእ ብምሉእ ድልውቲ ንኽትከውን 10 ዓመት ከምዘድልያ ሓላፊ ናይቲ ዝዓበየ ትካል ምክልኻል ጀርመን [ራይንሜታል]- ንቢቢሲ ገሊጹ። ኣርሚን ፓፐርገር ኣብዚ እዋን’ዚ ብፍላይ መኽዘን ተተኮስትን “ባዶ” ከምዘሎ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፡ ቻንስለር ኦላፍ ሾልዝ፡ ሓደ ዓቢ ሓድሽ መፍረይ ኣጽዋር ውግእ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ምቕማጥ እምነ-መሰረት ኣብ ዝገበሮ ዑደት እዩ። ሚኒስተር ምክልኻል ቦሪስ ፒስቶርየስን ቀዳማይ…

ዜና ትግርኛ
0

ጆ ባይደን፡ እስራኤል ኣብ ራፋሕ ንዝተቓልዑ ሰባት ክትከላኸል ጸዊዑ

ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ኣብ ዝርከብ ራፋሕ “ተዓጽዮም” ዘለዉ ሰላማውያን ሰባት “ተቓላዕቲ” ስለዝዀኑ ክሕለዉ ኣለዎም ኢሉ። እስራኤል ነቶም ኣብ ደቡባዊት ከተማ ቓዛ ተዓቚቦም ዘለዉ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፍልስጤማውያን ንምሕላው እኹል ጻዕርታት ክትገብር ኣለዋ ኢሉ። ራፋሕ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ከቢድ መጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ይወርዳ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኰይኑ፡ ብርክት ዝበሉ ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ፍልስጤማዊ…

ዜና ትግርኛ
0

Sudan’s internet partially restored

Sudan’s telecommunications network and internet partially came back online on Monday after the government-owned “Sudani” company set up a temporary data centre in Port Sudan. This follows a nationwide outage ordered by the Rapid Support Forces, which control the data centres of the different telecommunications companies in Khartoum. Most cities regained access to Sudani’s services,…

ዜና ትግርኛ
0

ኣሜሪካ ንእስራኤል፣ ዩክሬንን ታይዋንን ሓገዝ 95 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቓ

ሴኔት ኣሜሪካ ንእስራኤል፣ ዩክሬንን ታይዋንን ሓገዝ 95 ቢሊየን ዶላር ንምግባር ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። እቲ ሓገዝ ብኣባላት ሴኔት 67 ን 32 ብዝኾነ ኣብዝሓ ድምፂ ከምዝፀደቐ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ተወከልቲ ሪፐብሊካን እቲ ሴኔት ነቲ ውሳነ ከምዝተቓወሙዎ ተሓሩ፡፡ ብሄራዊ ድሕንነት ኣሜሪካን ንምርግጋፅ ከምኡ እውን ወታደራዊ ሓይሊ ዩክሬንን እስራኤልን ንምጥንኻር ዝውዕል ሓገዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ንታይዋንን ኣብ ጋዛ…

ዜና ትግርኛ
0

ሃገራት ብሪክስ 45 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስት ክግበር ዝኽእል ሃፍቲ ከመዘለወን ተሓቢሩ

ኣባል ሃገራት ብሪክስ 45 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስት ክግበር ዝኽእል ሃፍቲ ከመዘለወን ፀብፃብ ሃፍቲ ብሪክስ ሄንሌይን ፓርትነርስን ኣመልኪቱ። ቅድም ክብል ሩሲያ፣ ህንዲ፣ ቻይና፣ ደቡብ ኣፍሪካን ብራዚልን ሓቝፉ ዝነበረ ብሪክስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ፣ ስዑድ ዓረብ፣ ኢራን፣ ግብፂን ሕራት ኤሚሬታት ዓረብን ብምፅምባር እቲ ጉጅለ ከምዝተስፋሕፈሐ ተገሊፁ። ብመሰረት እቲ ፀብፃብ ዓሰርቲአን ሃገራት ኣብዚ ሕዚ እዋን 1 ነጥቢ 6…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ትሸዓተ ወረዳታት ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዓመታዊ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ ብዕሊ ተጀሚሩ።

ኣብቲ ንዕስራ መዓልታት ዝሳለጥ ወፍሪ ኣብ 11ሽሕን 233 ዕዮታት ጉጅለ ዝተወደበ ልዕሊ 130 ሽሕ ህዝቢ ክሳተፍ ትፅቢት ይግበር። ኣብ 238 መፋስሳት ኣስታት ሸሞንተ ሽሕ ሄክታር ንምዕቃብ ከምዝተተለመ ‘ውን ኣብ ምምሕዳር ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ኣተሓባባሪ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ኣይተ ሃፍተስላሰ ኣሰፋ ንድምፂ ወያነ ትግራይ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ ገሊፆም። ብብርኪ ዞባ ሎሚ ኣብ ወረዳ ላዕላይ…

ዜና ትግርኛ
0

ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን እዚ ዓመት ጉዳይ ምውሓስ ህልውና ተገይሩ ክስረሓሉ ከም ዝግባእ ተሓቢሩ ።

ብስም ጀጋኑ ሰማእታት ተሰይሙ ኣብ ትሸዓተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ትግራይ እናተሳለጠ ዝፀንሐ ዓመታዊ ናፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ ዕለት ሎሚ 4 ለካቲት ብዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ ። ኣብቲ ብብርኪ ዞባ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣብያ ኤቦ ብዕሊ ዝተጀመረ ዓመታዊ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ዝተረኸቡ ምክትል ፕረዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገብረ ትንሳኤ እዚ…

ዜና ትግርኛ
0

ምጅማር ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ዞባ ምብራቕ

ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ዞባ ምብራቕ ላዕለዎት ኣካላት ኣመራርሓ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ዞባ ምብራቕን ኣመራርሓ ሓይሊታት ፀጥታ ትግራይን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ጣብያ ቂሐን በዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ። ኣብቲ ኣብ ወራዳ ፅራእ ወንበርታ ጣብያ ቂሓን ሎሚ ዕለት 4 ለካቲት 2016 ዓ/ም ብዕሊ ዝተጀመረ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ላዕለዎት ኣመራርሓ ትግራይን ሚኒስትሪ ሕርሻን፣ ኣመራርሓ ሓይልታት ፀጥታ…

ዜና ትግርኛ
0

ምጅማር ስራሕቲ ዳግመ ምክልኻል HIV ኤድስ ኣብ ትግራይ

ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ፕሮጀክት ስራሕቲ ምክልኻል ኤድስ ተጀሚሩ። ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም HIV ኤድስ ዝስራሕ ዝነበረ ፕሮጀክት ብዕሊ ምጅማሩ ተገሊፁ። እቲ ብ CDC ዝፅዋዕ ፕሮጀክት ብመንግስቲ ኣሜሪካ ዝምወልን ኣስታት 5ሚልዮን ዶላር ተመዲብሉ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤችኣይቪ ኤድስ ትኹረት ገይሩ ዝሰርሕ ከምዝኾነን እዋን ፃንሒቱ ድማ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ከምዝኾነን ተሓቢሩ።…

ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያ፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን ዝሓቖፈ ልኡኽ ኣሜሪካ ፅባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

ላዕለዎት ሰበስልጣን ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ወፃኢ ዝርከብዎ ጉጅለ ሰበስልጣን መንግስቲ ኣሜሪካ ካብ ፅባሕ ሰኑይ ጀሚሩ ንመዓልታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጻንሒት ከምዝገብር ተሓቢሩ። ምስቲ ድሕሪ ሒደት መዓልታት ዝጅመር ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ብዝተሓሓዝ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝመጽእ ዘሎ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ጻንሒቱ ምስ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ክዘራረብ ምዃኑ ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብተደጋጋሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝመላለሱ…

ዜና ትግርኛ
0

መጉዳእቲ ዘለዎም ተጋደልቲ ትግራይ ካብ ዘለዎም ፀገም ንምውፃእ ኩሉ ዝኸኣሎ ክፍፅም ከምዝግባእ ተገሊፁ።

እዚ ዝተገለፀ ደጀን ሆስፒታል ሓይልታት ትግራይ ምስ ዓወት ልጃለምን መምህር ሙሉ ሃ/ስላሴን ብምትሕብባር ጉድኣት ንዘለዎም ተጋደልቲ ትግራይ ይወሃብ ኣብ ዘሎ መነቓቕሒ ስልጠና እዩ። ኣብዚ መድረኽ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ደጀን ሪፈራል ሆስፒታል ተጋዳላይ ሙዑዝ ኣስገዶም፣ መጉዳእቲ ዘለዎም ተጋደልቲ ትግራይ ካብ ዘለዎም ፀገም ንምውፃእ ኩሉ ዝኸኣሎ ክፍፅም ከምዝግባእ ሓቢሩ። መጉዳእቲ ዘለዎም ተጋደልቲ ትግራይ ህላወ…

ዜና ትግርኛ
0

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘላቒ ሰላም አብ ምርግጋፅ ቀዳምነት ሂቡ እናሰርሐ ከምዝኾነ ካብኔ ሴክሬተርያት ማሕበራውን ሰግግር ልምዓት ፕሮፌሴር ክንድያ ገሊፆም።

ፕሮፌሴር ክንደያ ነዚ ዝበሉ ኣብ ዓለም ለኸ ኮንፈረስ ዋዕላ ሰላም ተረኺቦም እዩ። ኣዕናዋይነት ኩናት ካብ ህዝቢ ትግራይ ንላዕሊ ምስክር የለን ዝበሉ ፕሮፌሴር ክንደያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኣወጀ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ዘስክፍ ኩለመዳያዊ ዕንወት ኣብፂሑ እዩ ኢሎም። ፕሮፌሴር ክንደያ ብተወሳኺ ኣብ ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ደግመ ህንፀት፣ ምይይጥ ምግባር ኣገዳሲ ምኻኑ ብምግላፅ ፀገማትና በዝሰልጠነ ኣገባብ በሰላም ምፍታሕ ክንለማመድ…

ዜና ትግርኛ
0

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካብ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ዝረኸበን ሰለስተ ዓበይቲ ጀነሬተራት ማይ ንመናእሰይ ሎሚ ኣረኪቡ ።

ነፍስ ወከፈን ካብ 30 ክሳብ 40 ሄክታር ዓቕሚ ምልማዕ ዘለወን ሰለስተ ጀነረተራት ማይ ሎምዓቲ ኣብ ዞባ ማአኸል ትግራይ ወረዳታት ኣበርገለ የጭላ ጣንቋ ምላሽን ማይቅነጣልን ንዝርከቡ መናእሰይ ብሓገዝ ሂቡ ኣሎ ። እዚን ልዕሊ 1.5 ሚልዮን ብር ግምት ዋጋ ዘለወን ጀነተራት ኣብ ምልዋጥ ሂወት ልዕሊ 400 መናእሰይ ዓብይ እጃም ከም ዘለወን ተገሊፁ ኣሎ ። እዘን ዓበይቲ ጀነሬተራት…

ዜና ትግርኛ
0

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዳግመ ህንፀትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ክልል ትግራይ ዝጠመተ ገምጋም የሳልጡ ኣለዉ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ስራሕ ካብ ዝጅምር ንነዘ ዝነበርዎ ስራሕቲን ምምሕያሻትን ብዕምቆት ምግምጋም ጀሚሮም። እቲ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝግበር ዝረብሕ ገምጋም ኣብ ድህረ ጎንፂ ዳግም ህንፀትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ዝጠመተ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ዜና ትግርኛ
0

ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም

ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ትዕግስት ሃሚድ ዋና ዳይሬክተር ኢንፎርሜሽንን መርበብ ድሕንነትን ብምዃን ከምዝተሸማ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ዜና ትግርኛ
0

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ተሸይሞም

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ከምዝተሸሙ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ዜና ትግርኛ
0

ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባኡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ከምዝተሸሙ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ዜና ትግርኛ
0

ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጲያ ኣብ ትግራይ ንዝተኻየደ ፅንተታዊ ኩናት ስዒቡ ካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉን ብድርቂ ንዝተጠቕዑን ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 67 ሚልዮን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣበርኪቱ

ምስ ጉዳያት እስልምና ትግራይ ዝነበሮ ርክባት ንምሕዳስ ብኣካል ይቕርታ ንምሕታት መቐለ ዝርከብ ጉጅለ ሉኡኽ ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጲያ ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝርከቡ ወገናት እውን ሓገዝ ሒዙ መፂኡ እዩ ። ብሰንኪ እቲ ፅንተታዊ ኩናት ካብ ቤት ንብረቶም ዝተመዛበሉ ከም እውን ብድርቂ ንጥምየት ዝተቓልዑ ወገናት ምግቢ ኣፋውስን ካልኦት ናውትን ሎሚ ብሓገዝ ኣበርኪቶም ኣለው ።…

ዜና ትግርኛ
0

ብሸኽ ሓጂ ሙሐመድ ኢብራሂም ቱፋ ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መቐለ ኣትዩ

ብሸኽ ሓጂ ሙሐመድ ኢብራሂም ቱፋ ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ዝመፀ ምስ ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ ተቋሪፁ ንዝነበረ ዝምድና ብኣካል ይቕረታ ንምሕታትን ደገፍ ንምግባርን ሙኻኑ ተገሊፁ እዩ ። ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኲናት ብዘይምቅዋሙ ይቅረታ ምሕታቱ ስዒቡ ሓበራዊ ምርድዳእ ከምተበፅሐ…

ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ጀኔቫ ኣማኻሪ IOM ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘተ ኣካይዶም።

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ጀኔቫ ካታሪን ስተች ዝተመርሐ ልኡኽ ጉጅለ ሎሚ 29 ጥሪ 2016 ዓ/ም ተቐቢሎም ኣብ ተግባራዊነት ዉእሊ ፕሪቶሪያን ዝተፈላለዩ ኣገደስቲ ጉዳያትን ዘትዮም ። ህልዊ ኩነታት ትግራይ ንምዕዛብ ሓሲቦም ብምምፀኦም ከም ጉጅለ ዘመስገኑ ፕረዚደንት ጌታቸው ውዕሊ ፕሪቶሪያ ዝፈጠሮ ጭላንጭል ሰላም ከምዘሎ ኮይኑ ወረርቲ ሓይልታት ወሪሮም ካብ ዝሓዝዎም ግዝኣታት ትግራይ ክወፁ መንግስቲ ፌደራል…

ዜና ትግርኛ
0

ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ መበል 46 ጨንፈር ኣብ ከተማ ፈረስ ማይ ከፊታ ።

ትማሊ 27 ጥሪ 2016 ዓ∕ም ነበርትን ኣመራርሓ ወረዳ ከተማን እምባስነይቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ብዕሊ ተመሪቓ ዝተኸፈተት ቤት ፅሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ብተደጋጋሚ ብወረርቲ ሓይልታት ብዘይኣፈላላይ ዝተጨፍጨፈ ህዝቢ ናብ ንቡር ሂወት ንምምላስን ብዘይ ዝኾነ ትሕጃ ልቓሕ ብምሃብ ናብ ስራሕ ክተሓሓዛን ብምውሳን ከም ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ናይ ባዕላ ተራ ንምፅዋት ከምዝኾነ ተሓቢሩ እዩ ። ካብዚ ብተወሳኺ ነዘን ድርብ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ተወሳኺ ደብዳባት ከተካይድ ውዒላን ሓዲራን

ኣብ ርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ – መቐለ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ዓይደር፡ ኮሪደራት ጽዑቕ ምጉያይ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዘስዓቦ ዓውዓውታ ኣሰንይዎም ኣሎ። ሕክምና ህጻናት ኣብ ዝወሃበሉ ኩርናዕ ዘለዉ ክፍሊታት ዓራት ግን ጸጥታ ውሒጥዎም ይረኣዩ። እቶም ደኺሞም ተጋዲሞም ዝረኣዩ ህጻናት ነቲ ኣብዚ እዋን ንሰሜን ኢትዮጵያ [ትግራይ] ዝሃሲ ዘሎ ቅልውላው መግቢ ዝምስክሩ እዮም። መብዛሕትኦም ዕሸላት ኰይኖም፡ ብኸቢድ ሕጽረት መግቢ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ሶማልያ ብውሕዱ 7 ኢትዮጵያውያን ብዕጡቓት ተቐቲሎም

ኣብ ደቡባዊ ሶማልያ ኣብ እትርከብ ጌዶ ዝተበሃለት ክልል መንነቶም ዘይተፈለጠ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 7 ኢትዮጵያውያን ክሞቱ እንከለዉ፡ ካልኦት ብዙሓት ድማ ኣብ ስግኣት ከምዝወደቑ ተገሊጹ። ኣብ ከባቢ ዶብ ሶማልያን ኬንያን ኣብ እትርከብ ከተማ ለደሃዎ ድሕሪ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ ኣብኡ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓደጋ ከምዘለዉን ብዙሓት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝደልዩን ወኪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማልያ ንቢቢሲ ሓቢሩ።…

ዜና ትግርኛ
0

ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርግሐን ግድብ ገረብሰገን ሰነ ስርዓት ሳይት ርክክብ ተኻይዱ።

ካልኣይ ብርኪ ፕሮጀክት ህንፀትን ዝርግሐን ግድብ ገረብ ሰገን ቁፅሪ ክልተ መሰተማይን ሳኒቴሽንን ቅድሚ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ትግራይ ዝተጀመረ ከምዝነበረ ኣብ ቢሮ ሃፍቲ ማይን መቐለ ቑፅሪ ክልተ ገረብ ሰገን መስተማይን ሳኒቴሽንን ፕሮጀክት መተሓባበሪ ኢንጅነር ደስታ ግደይ ገሊፆም። ኢንጅነር ደስታ እቲ ፕሮጀክት በሰንኪ እቲ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርግሐን ግድብ ገረብ ሰገን ንልዕሊ ሰለስተ ዓመት ድው ኢሉ…

ዜና ትግርኛ
0

ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም

ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም። ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ሃጌ ጌንጎብ ብዝሓደሮም ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ይዝከር። ብመሰረት እዚ ምቡምባ ትማሊ ፕሬዚዳንት ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ኔቱምቦ ናንዲ-ንዳይትዋህ ድማ ምክትል ፕሬዚዳንት ብምዃን ምሻሞም ዢንዋ ፀብፂቡ።

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ቦስተን ውድድር ውሽጢ ገዛ ኒው ባላንስ ጉዳፍ ፀጋይን ለሜቻ ግርማን ተዓዊቶም

ኣብ ቦስተን ውድድር ውሽጢ ገዛ ኒው ባላንስ ጉዳፍ ፀጋይን ለሜቻ ግርማን ተዓዊቶም። ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተወዳደረት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ÷ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቕ 58 ሰከንድን 11 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ፡፡ ኣብቲ ርሕቐት ጓል 18 ዓመት ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም 3 ደቒቕ 58 ሰከንድን 43 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ፡፡…

ዜና ትግርኛ
0

ኣፈ-ጉባዔ ታገሰ ጫፎ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣፈ-ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ድማ እቲ ሙዚየም ነቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዘጎብነየኦም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ገሊፀን፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ዑደት ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ÷ ተምሳሌት ሓድነት፣ ምትሕብባበርን ሰዓራይነትን ኢትዮጵያውያን ዝኾነ ዓወት ዓድዋ ዘንፀባርቕ እቲ ሙዚየም÷…

ዜና ትግርኛ
0

ሕብረትን ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረትን ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር ኣብ ምጥንኻር ዝጠመተ ልዑል መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጥዕና፣ ሰብኣዊ ጉዳያትን ማሕበራዊ ልምዓትን ሚናታ ሳማቴ ሴሱማን ኮሚሽነር ድሕንነት ጥዕናን ምግቢን ሕብረት ኣውሮፓ ስቴላ ኪሪያ ኪዲስን ተረኺበን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኦም ከምዝተርኣየ ተሓቢሩ።

እቲ ዕስለ ኣንበጣ ናብ ናይ መስኖ ከባብታት ንከይኣቱ ሓረስቶትን ሰብ ሞያን ኣድላዪ ክትትል ንክገብሩ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቑጠባ እታ ወረዳ ኣገንዚቡ ‘ሎ። ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ቕድም ክብል ንኽልተ ኣዋርሕ ዝኣክል ንዘራእትን ኣግራብን ዘጥቅዕ ዝነበረ ዕስለ ኣንበጣ ኦም ብዝተወደበ መልክዑ ብዝተገበረ ምርብራብ ምክልኻል ከምዝተኽኣለ ዝዝከር ኮይኑ ሐዚ ድማ ካብ ዕለት 26 ጥሪ 2016 ዓ/ም ጀሚሩ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ትግራይ ተጠቀምቲ ዝናብ ፅድያ ዝኾና ከባቢታት ዝህልው መጠን ዝናብ ልዕሊ ስሩዕ ምዃኑ ተገሊፁ።

ብሙኻኑ ድማ ኣብ ተጠቀምቲ ዝናብ በልጊ ዝኾኑ ከባቢታት ትግራይ ዘሎ ሓረስታይ ስራሕቲ ሕርሻ ከምኡ እውን ዕቀባ ማይን ሓመድን ከሳልጡ መተሓሳሰቢ ቐሪቡ ኣሎ ። እዙይ ዝተገለፀ ኤጀንሲ ሜትሮሎጂ ኢትዮጵያ ጨንፈር ትግራይ ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ እዩ። ኣብቲ መደረኽ ዝተረኸቡ መተሓባባሪ ትንበያን ቅድመ መጠንቀቕታ ኣይተ ዳርጌ ፍቓዱ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ጨንፈር ኤጀንሲ ሜትሮሎጂ ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ስራሕ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ምርመራን ክትትልን ዓለምለኻዊ ገበናት ዝጠመተ ስልጠና ንሰብ ሞያ ሕጊ ይወሃብ ኣሎ።

እዚ ብ ዓቀብቲ ሕጊ ንሰብኣዊ መሰላት ኣብ ከተማ መቐለ ንዓቀብቲ ሕጊ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ፣ኣብ ምርመራ፣ ክትትልን ኣመሰራርታ ክሲ ዓለምለኻዊ ገበናትን መሰረት ተገይሩ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና እዩ። ዳይሬክተር ዓቀብቲ ሕጊ ንሰብኣዊ መሰላት (Lawyers for Human Rights) ኣይተ ኣመሃ መኮነን፣ እቲ ስልጠና ኣብ ምምርማር ገበን ንዝተዋፈሩ ኣባላት ፖሊስ እውን ከምዝወሃብ ኣመላኺቶም። ስልጠና ይህቡ ዘለው ተሓባባሪ ፕሮፌሰር…

ዜና ትግርኛ
0

እንግሊዝ ሓደጋ ጥሜት ትግራይ ዘሰንብድ ክትብል ምግላፃ ቢቢሲ ፀብፂቡ

ኣብ ትግራይ ዘሎ ጥሜት ኣብ ዘሰንብድ ብርኪ ምብፅሑ ዝገልፁ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ እንግሊዝ ሚኒስቴር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣንድሪው ሚቸል፤ ህፁፅ ስጉምቲ እንተዘይተወሲዱ ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ክኸውን ከም ዝኽእል ኣጠንቂቖም፡፡ ሆስፒታል ዓይደር ዑደት ብምግባር ንሕዱር ሕማም ዝተቓልዑ ወገናት ከም ዝተዓዘቡ ዝገለፁ እቶም ሚኒስቴር፤ ድባብ ሆስፒታል ዓይደር ምልክት ከቢድ ጥሜት ትግራይ ምዃኑ ምስክርነት ሂቦም፡፡ ኣብ ትግራይ ዘሎ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት መጥቃዕቲ ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት ዕላማ ብምግባር ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ምፍፃመን ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝሓሮ÷ ክልቲአን ሃገራት ብኣየርን ብባሕሪን ብዝገበረኦ ወፍሪ ምጥቃዕ ኣብ የመን ትሕዝቶ ሁቲ ኢዮም ዝተብሃሉ 36 ዒላማታት ዕዉት መጥቃዕቲ ፈፂመን፡፡ እቲ መጥቃዕቲ ዓመፅቲ ሁቲ ኣብ ልዕሊ ኣሜሪካን እንግሊዝ…