ዓብዪ ጉያ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ
ብምኽንያት ስላሴ ጥሪ ኣብ ከተማ ሽረእንዳስላሰ 5 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ዓብይ ጉያ ተኻይዱ::ብኣትሌታት ደቂ ተባዕትዮ ፍቓዱ ኣስፍሃ ቀዳማይ ብምውፃእ እንትዕወት መውጫ ኣዳነን ቢንያም ኣለሙን ድማ ብቕደም ሰዓብ ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ሒዞም:: ብተመሳሳሊ ብደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌታት መርሃዊት መውጫ ፣ሰናይት ገብረመድህንን ፋና ኣፈወርቂን ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን ። ብውድድር ህፃውንቲ ብስራት…
