Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ውድብና ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ሙሉእ ሕጋዊ ኣፍልጦ ረኺቡ ኣሎ።

ውድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ካብ ዕለት 17-18/02/2016 ኣ/ግ መስራቲ ውድባዊ ጉባኤኡ ብድምቀት ከምዘካየደ ዝፍለጥ ኮይኑ ብዙሓት ፈተናታት ብጥበብ እናሓለፈ ኩሎም ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሒታት ብምምላእ 20 ጥሪ 2016 ዓ/ም ካብ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሙሉእ ሕጋዊ ኣፍልጦ ረኺቡ ኣሎ። ኩልኹም ኣመራርሓ ፣ ኣባላትን ደገፍትን ባይቶና ፤ ውድብና ናብዚ ብርኪ ንኽበፅሕ ንዘካየድኩምዎ ቃልሲ ምስጋናና እናገለፅና እንቋዕ…

ዜና ትግርኛ
0

ዝኸፍአ ጥምየት ጉሎምኻዳ ጣብያ ሓየሎም

ኣብ ወረዳ ጉሎምኻዳ ጣብያ ሓየሎም ዝኸፍአ ጥምየት ከም ዘሎን መግለፂኡ ድማ ሞትን ንስደት ምበትታንን ከምዝተሳጥሑ ዘዘራረብናዮም ነበርቲ እታ ጣብያ ገሊፆም። ካብ ነበርቲ እታ ጣብያ ሰማንያ ዝኾኑ መራሕቲ ስድራ ብሰንኪ ጥምየት መረበቶም ራሕሪሖም ከምዝጠፍኡን ሃለዋቶም ከምዘይብሎምን ተወካሊ ጣብያ ምምሕዳር ሃለቃ ደስታ ገብረኺዳን ኣረዲኦም። ሓሙሽተ ቤተ ሰብ እተመሓድር ወ/ሮ ብሪ ባህታን ራብዓይ ርእሳ ወ/ሮ ንግስቲ ካሕሳይን ከም…

ዜና ትግርኛ
0

ሞት ህፃናት ኣብ ዓዲግራት

ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ኣብቶም ዝሓለፉ ሹዱሽተ ኣዋርሕ ጥራሕ ናብቲ ሆስፒታል ንሕክምናዊ ሓገዝ ካብ ዝመፁ እቶም 25 ሚኢታዊ ከም ዝሞቱ ኣተሓባባሪ ማእኸል ሕክምና ህፃናትን ኣባፅሕን እቲ ሆስፓታል ኣይተ ስብሓት ሽፋረ ገሊፆም። በዓልቲ ሞያ ሕክምና ሲስተር ራሄል ወልዴ ብወገነን ናብ ሆስፒታል ዓዲግራት ብርክት ዝበላ ኣዴታትን ህፃናት ጥምየት ዝወለዶ ሕማም ተደሪብወን ከምዝመፃን ንሞየአን ዝፈታተን ከቢድ ሐደጋ ሞት…

ዜና ትግርኛ
0

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ሰራዊት ኤርትራ ብህፁፅ ካብ ትግራይ ንክወፅእ ፀዊዑ።

ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ነዚ ዝበሉ ኣብ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ሰላምን ፍትሕን ንትግራይ ዝተሳለጠ መድረኽ እዩ። ኣብቲ መድረኽ ውዕሊ ፕሪቶርያ 15 ኣዋርሕ እንተቑፀረ እኳ በቲ ውዕሊ መሰረት ሰራዊት ኤርትራ ካብ መሬት ትግራይ ክወፅእ አናተገበኦ ክሳብ ሕዚ ኣይወፅኣን ጥራይ እንተይኮነስ ፣ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ተጋሩ ግፍዕታት እናፈፀመ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ሓቢሮም እዮም። 20 ሚያዝያ 2023 ኣቆፃፅራ ኣውሮጳ…

ዜና ትግርኛ
0

ኢራንን ቱርክን ኲናት እስራኤልን ሃማስን ደው ንክብል ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኢራንን ቱርክን ኲናት እስራኤልን ሃማስን ደው ንክብል ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ጋዛ ዝረአ ሰብኣዊ ቅልውላው ደው ንምባልን ቀጣናዊ ምርግጋዕ ንምፍጣርን ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ብምግባር ተላዚቦም። እቲ ኲናት ናብቲ ቀጠና ንከይሰፍሕ ምክልኻል ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣፅንኦት ሂቦም። ነዚ እውን እታ ሃገር…

ዜና ትግርኛ
0

”ብዘይ ኩናት ንፀንት ኣለና፥ ናብ መረበትና መልሱና” ተመዛበልቲ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ

ብሰንኪ ኩናት ፅንተት ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣዕቑቦም ኣብ ከርፋሕ ናብራ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ብዘይ ኩናት ብጥሜት ንፀንት ኣለና፣ናብ መረበትና ምለሱና፣ውዕሊ ፕሪቶርያ ይተግበር፣ ሰፈርቲ ካብ መሬትና ይውፁእልና፣ድምፂ ተመዛበልቲ ይከበር ዝብሉ ጭርሖታት ሒዞም 16 ጥሪ 2016 ዓ.ም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ተመዛበልቲ ውዕሊ ፕሪቶርያ ተተግቢሩ ናብ መረበቶም ክምለሱ…

ዜና ትግርኛ
0

ግደ ፋይናንስ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ትግራይ

ትግራይ ካብቲ በፅሑዋ ዘሎ ኩመዳያዊ ዕንወት ዳግም ኣብ ምህናፅን ዕብየት ትግራይ ኣብ ምርግጋፅን ግደ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዓዘዘ ክኸውን ይግባእ ኢሎም ኣብ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ካብኔ ሴክሬተርያት ዘይምእኹል ምሕደራን ዲሞክራታይዜሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ። ጀነራል ፃድቃን ነዚ ዝገለፁ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ”ግደ ፋይናንስ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ዝተፈላለዩ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣሜሪካ ኣብ ዒራቕ ብኢራን ንዝድገፉ ዕጡቓት ደብዲባ

ኣሜሪካ ሓይልታታ ኣብ ሰለስተ መሳለጥያታት ናይቶም ኣብ ዒራቕ ዝንቀሳቐሱ ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓት ከምዘጥቅዑ ገሊጻ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ኣሜሪካ ሎይድ ኦስቲን፡ እቲ “ተመጣጣኒ” ዝበሎ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ “ኪታብ ሕዝቦላህ ሚልሻ ግሩፕን ካልኦት ብኢራን ዝድገፉ ጕጅለታትን” ከምዝተፈጸመ ኣፍሊጡ። እቶም ዒላማኦም ዝሓለዉ መጥቃዕቲታት “ቀጥታዊ ግብረመልሲ” ናይቲ ኣብ ልዕሊ ኣብ ዒራቕን ሶርያን ዝርከቡ ወተሃደራት ኣሜሪካን መሻርኽታን ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ እዩ ኢሉ።…

ዜና ትግርኛ
0

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዘቲዮም

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ኣብ ምህናፅ እትዓሞም ዘላ ተግባራት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም። ክልቲኦም ኣካላት ኣብ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ሓበራዊ ዛዕባታት ምዝታዮም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ዜና ትግርኛ
0

ኣሜሪካ ብኢራን ይድገፋ ኢዮም ኣብ ዝበለቶም ሚሊሻታት መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣሜሪካ ኣብ ኢራቕ ዝንቀሳቐሱን ብኢራን ይድገፋ ኢዮም ዝለቶምን ሚሊሻታት ዝጥቀሙሎም ሰለስተ ትካላት መጥቃዕቲ ምፍፃማ ኣፍሊጣ። እቲ መጥቃዕቲ ጉጅለ ሚሊሻ ካታይብ ሂዝቦላህን ካልኦት ምስ ኢራን ርክብ ኣብ ልዕሊ ዘለዎም ጉጅለታትን ዒላማ ዝገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ምክልኻል ኣሜሪካ ሎይድ ኦስቲን ተዛሪቦም። “እቲ ስጉምቲ ኣብ ኢራቕን ሶሪያን ዝርከቡ ጉጅለ ዕጡቓት ኣሜሪካን መሓዙታን ንዝፍነዉ መጥቃዕቲታት ኣፀፋዊ ምላሽ ኢዩ” ኢሎም። ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ክቕፅሉ ኢዮም – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ከምዝቕፅሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ ኮማንድ ፖስት እቲ ቀጠናን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽ፣ ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን ቀፀልቲ ምውፋራትን ብምድሃብ ኣብ ከተማ ጎንደር ዘተ ተኻይዱ። ሌተናል ጄኔራል ብርሀኑ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ዝተዋደደ ስራሕ ብምስራሕ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ ትርጉም…

ዜና ትግርኛ
0

ሕቶ ተመዛበልቲ ንምምላስ ብትኹረት ክስራሕ እዩ-ፕረዚደንት ጌታቸዉ ረዳ

ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብን ካልኦት ከባቢን ትግራይን ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት ሰልፊ ብምክያድ ናብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ኣምሪሖም ምስ ፕረዝዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ተራኺቦም። ፕረዝዳንት ጌታቸው ረዳ ምስ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይን ካልኦት ከባብታትን ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ቕድሚ ሕዚ ክንሰርሖ ዝግባእ ስራሕ ብዘይ ምስራሕና ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ክትኾኑ ጌርና ኢና ነዚ ድማ ይቅርታ እንሓተትኩ ካብ ድሕሪ…

ዜና ትግርኛ
0

ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሰራዊትና ተወሳኺ ዓውሚ ዝፈጥር ሓይሊ ብምዃን ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ” ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘበናዊነት ብዝተኸተለ ኣግባብ ካብ ፅባሕ ለውጢ ጀሚሩ ንሓሙሽተ ዓመታት ውዳበ ካልኦት ሃገራት ምስ ከባቢያዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብምጥዕዓም ዘተዋደደ ስራሕ ከምዝተሰርሐ እውን ኣብሪሆም፡፡ “ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ዜና ትግርኛ
0

ብሰንኪ ጥሜት ኣብ ሓደጋ ሞት ንዘሎ ህዝቢ ንምድሓን፡ ስብኣዊ ሓገዝ ውሃብቲ ትካላት ፃዕርታቶም ከሐይሉ ይግባእ-ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ

ዝተዳናጎየ ስራሕቲ ምክፍፋል ስብኣዊ ሓገዝ፣ ዘኸትሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ክንርኢ ኣይንደልን- ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣትሌቫ ካዲሊ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣትሌቫ ካዲሊ ዝመርሐኦ ጉጅለ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ቴስዓ ሚኢታዊ ህዝቢ ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝደልን ብዓለም ለኸ ትካላት ውሃብቲ ስብኣዊ ሓገዝ ዝሽፈን ግን…

ዜና ትግርኛ
0

መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ኣኽሱም ኣብ ወርሒ ግንቦት ንበረራ ክፍቲ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ

ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም ስራሕቲ ፅገና ድሕሪ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከምዝዛዘም ሓላፊ መሰረተ ልምዓት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ኣብይ ዘበነ ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ዑደት ድሕሪ ምግባር፥ ምስ ሰራሕተኛታት እቲ ፕሮጀክት፣ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ፣ ነበርቲ ከተማ ኣኽሱም ዘቲዮም። ብትካል ኮንስትራክሽን ንኡድ 25 ታሕሳስ 2016 ዓ/ም ዝተጀመረ…

English Newsዜና ትግርኛ
0

Tigray youth Exodus

Weekly press release from Salsay Weyane TigrayTigray youth ExodusThousands of young Tigrayans are embarking on perilous journeys to escape the unrelenting hardships that grip their homeland. Despite a year having passed since the Pretoria Agreement promised an end to hostilities, the humanitarian crisis in Tigray persists, driven by deliberate policies and an ineffective interim administration.Forced…

ዜና ትግርኛ
0

ግብጺ ኣብ ልዕሊ ሶማልያ ዝፍጠር ስግኣት ኣይትፈቅድን እያ’- ፕረዚደንት ኣልሲሲ

ግብጺ፡ ኣብ ልዕሊ ሶማልያ ይዅን ጸጥታኣ ዝዀነ ዓይነት ስግኣት ድሕነት ክፍጠር ከምዘይትፈቅድ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ገሊጹ። ኣልሲሲ ብሰንበት ምስ ሶማልያዊ መዘናኡ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ድሕሪ ምዝታዮም ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ሃገሩ ጣልቃ ክትኣቱ እንተ ተሓቲታ ኣብ ጐድኒ ሶማልያ ክትስለፍ እያ ኢሉ። እቲ ፕረዚደንት፡ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ እተረኽበሉ ውዕል ምስ ርእሰ ምሕደራ ሶማሊላንድ ድሕሪ ምፍርራማ ምስ ጐረቤታ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝርከብ ተመዛባላይ ሰልፊ ወፂኦም

ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝርከብ ተመዛባላይ ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ብሰንኪ ወረርቲ ሓይሊታት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ብሓለንጊ ጥሜትን ቁሪን ሕሱም ናብራ ይመርሑ ከም ዘለውን ብህፁፅ ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝሓትት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ በደል ደው ይበል፣ተሓራሲ መሬት እንዳሃለወና ብጥሜት ንፀንት ኣለና፣ስኣን ረዲኤት ብጥሜት ንሃልቕ ኣለና፥…

ዜና ትግርኛ
0

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት

ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ከተማ ዓዲግራት ኣቑቦም ዝርከቡ ብኣሸሓት ዝቑፀሩ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ፣ ከተማ ዛላምበሳ፣ኢሮብ ፣ጉለምኸዳን ካልኦት ከባቢታትን ውዕሊ ፕሪቶርያ ተፈፃሚ ኮይኑ ናብ መረበቶም ክመለሱ ዝፅውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ውዕሊ ፕሪቶርያ ይተግበር፣ካብ ቶኹሲ ዝተረፍና ብሰላሕታ እንተፅኑትና ንሕና እንታይ ንኸውን ኣለና፣ብስእነት ምግብን መድሓኒትን ንበርስ ኣለና፣ናብታ ሰሪሕና እንነብረላ መረበትና መሉስና፣ ወረርቲ ሓይልታትን ሰፈርቲን ካብ መረበትና…

ዜና ትግርኛ
0

ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብን ሰሜን ምዕራብን ትግራይ ውዕሊ ፕሪቶርያ ክፍፀምን ብዘይውዓል ሕደር ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝሓትት ሰልፊ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣካይዶም።

ተመዛበልቲ ብሰንኪ ጥሜትን ስእነት መድሓኒትን መዓልታዊ ሰባት ይሞቱ ከምዘለዉን እዚ ከብቅዕ መንግስቲ ትግራይ ፣ፌደራልን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ግቡኦም ክፍፀሙ ሓቲቶም።

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ከተማ ዓድዋ ተዓቊቦም ዝርከቡ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ሰላማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ።

ከተማ ዓድዋ ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ውዕሊ ፕሪቶርያ ሙሉእ ብሙሉእ ይተግበር ክብሉ ሎሚ 13 ጥሪ 2016 ዓ.ም ሰላማዊ ሰልፊ እናካየዱ ከምዝርከቡ ካብ ከተማ ዓድዋ ሓበሬታን ርክብን እቲ ወረዳ ሓቢሩ ኣሎ።

ዜና ትግርኛ
0

ላዕለዎት ሰበስልጣን ኢራን ‘ብመጥቃዕቲ እስራኤል’ ተቐቲሎም

ኣርባዕተ ላዕለዎት ኣባላት ሓይልታት ጸጥታ ኢራን፡ እስራኤል ኣብ ርእሰ ከተማ ሶርያ ከምዝፈጸመቶ ብዝተጠርጠረ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ተቐቲሎም። ሓለዋ እስላማዊ ሰውራ ኢራን፡ እቲ መጥቃዕቲ ኣርባዕተ ወተሃደራዊ ኣማኸርቲ ከምኡ’ውን ብርክት ዝበሉ ሓይልታት ሶርያ ከምዝቐተለ ብምግላጽ ንእስራኤል ወቒሱ። እስራኤል ዛጊት ርእይቶ ኣይሃበትን። እንተዀነ ንዓመታት ኣብ ሶርያ ምስ ኢራን ኣብ ዝተኣሳሰሩ ዒላማታት መጥቃዕቲ ኣካይዳ እያ። ሓማስ ብ 7 ጥቅምቲ ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

ሱዳን፡ ካብ ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ወጺኣ

ኲናት ከብቅዕ ብዝካየዱ ዘለዉ ጻዕርታት ዘይተሓጎሰት ሱዳን ካብ ኣባልነት ውድብ በይነ መንግስታት ልምዓት ሰሜናዊ-ምብራቕ ኣፍሪቃ (ኢጋድ) ወጺኣ። ኢጋድ ነቲ ትሸዓተ ኣዋርሕ ዘቑጸረ ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ዕጡቕ ጉጅለ ዳዕመ ሰሪዕን (ኣርኤስኤፍ) ዝካየድ ዘሎ ደማዊ ኲናት ደው ንምባል ጻዕሪ ክገብር ጸኒሑ። እቲ ዞባዊ ሕብረት ንኣዛዚ ህጹጽ ደገፍ ኣብ ኣኼባ ክሳተፍ ድሕሪ ምዕዳሙ መንግስቲ ሱዳን ብሓሙስ ንኢጋድ…

ዜና ትግርኛ
0

ንትግራይ ሓዊሱ ኣብ ሰሜናዊ ኽፋል ኢትዮጰያ ኣጋጢሙ ዘሎ ድርቂ ንብዙሕ ኽፋላት ሕብረተሰብ ብዝኸፍኣ ይሃሲ ምህላዉ ዋና ተፀዋዒ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ማርቲን ግሪፍቲዝ ገሊፆም።

ብፍላይ ድማ በቲ ቅሉዕ ኩናት ኣብ ከቢድ ማሕበረ-ቁጠባዊ ቅልዉላዉ ዝርከብ ህዝቢ ብዝኸፍኣ ይሃስዮ ምህላዉ : ማርቲን ግሪፍቲዝ ኣመልኪቶም። ግዘ ብዝኸደ ቑፅሪ እቲ ኹነታት ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ይኸውን ምህላውን :ህይወት ግዳያት ንምድሓን ዘሎ ፀቢብ ዕድል ብኣግባቡ ብምጥቃም ህፁፅ ርብርብ ክግበር እዉን ፀዊዖም። እቲ ኸቢድ ሓደጋ ካብዚ ዝበኣሰ ዋጋ ከየኽፍል ዝግበሩ ሓገዛት ክብርኹ ይግባእ ክብሉ እዉን እቶም…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ክቕፅል ንምግባር ኣባላት ፀፅታን ድሕንነትን ብቆራፅነት ክሰርሑ ይግባእ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ክቕፅል ንምግባር ኣባላት ፀፅታን ድሕንነትን ብቆራፅነት ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ ኮማንድ ፖስት እቲ ቀጠናን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝረተፈላለያ ዞባታትን ምምሕዳር ከተማታትን ንዝተውፃእፅኡን በቢብርኩ ንዝርከቡን ኣባላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ከተማ ጎንደር እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ስልጠና ተረኺቦም…

ዜና ትግርኛ
0

ብውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ተረባሕቲ ክንኮንስ ይትረፍ ንዝበኣሰ ሕማምን ሞትን ተሳጢሒና ንርከብ፦ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ

ብሰንኪ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመን ዝቕፅል ዘሎን ፅንተት ብልፍንታውያን ወረርቲ ሓይልታት ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ወረዳታት ቃፍታ ሑመራን ወልቃይትን ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ንግዚኡ ተዓቒቦም ዝርከቡ ተመዛበልቲ በዓል ጥምቀት ቃና ዘገሊላ ኣኽቢሮም ፡፡ እቶም ተመዛበልቲ ብሰብ ሰራሕን ተፈጥሮኣውን ተደራረብቲ ፀገማት ዝበፅሕዎም ዘለው ሓሳረ መከራን ሞትን ተፃዊሮም ነቲ መግለፂ…

ዜና ትግርኛ
0

ዘተ ምስ ነበርቲ ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝርከባ ከትማታትን ውረዳታትን ዞባ ደቡብ ትግራይ

ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ከተማ ማይጨው ምስ ወከልቲ ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝርከባ ከትማታትን ውረዳታትን ዞባ ደቡብ ትግራይ ዘትዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ብተሳተፍቲ ዝተፈላለዩ ሕቶታት ዝቕረቡ ኮይኖም ብፍላይ ኣብ ኣተገባብራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ፣ ምምላስ ተመዛበልትን ምውሓስ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይን ውህደት መሪሕነት ትግራይ ዘሎ ኩነታት እንታይ ከም ዝመስልን መብህርሂ ክወሃቦም ሓቲቶም። ብተወሳኺ እውን ሉኣላዊ መሬት ትግራይ ከይመለስካ…

ዜና ትግርኛ
0

ብኣስታት 200 ሚልዮን ብር ዝህነፅ ዘመናዊ ሪጅናል ሪፈረንስ ላብራቶሪ ማይጨው ሰረት እምነ ኩርናዕ ብፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተነቢሩ ።

ህንፀት እቲ ዝተነበረ ሰረት እምነ ኩርናዕ ብሓገዝ መንግስቲ ፌደራልን ባንኪ ዓለምን ከምዝሳለጥ ዝተሓበረ ኮይኑ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ክዛዘም እዩ ተባሂሉ ድማ ትፅቢት ይግበር። ሚንስትር ድኤታ ሚንስቴር ጥዕና ፌደራል ኣየለ ተሾመ ከምዝገለፅዎ ካልኦት ዝዓነው ትካላት ጥዕና መሊስካ ኣብ ምህናፅ እውን ብትኹረት ከምዝስራሕ ሓቢሮም። ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብግድኦም ህንፀት እቲ ዝተነበረ እምነ…

ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያ ካብቲ ምስ ሶማሊላንድ ዝገበረቶ ስምምዕ ከይሰሓበት ኣይንዘራረብን-ሶማልያ

ኢትዮጵያ ምስ ርእሰ ምሕደራ ሶማሊላንድ ዝኸተመቶ ስምምዕ እንተዘይስሒባ ምስታ ሃገር ዝግበር ሽምግልና ከምዘየለ ሶማልያ ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሶማልያ፡ ባይቶ ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ልኡላውነት ሶማልያ ክኽበር ኣለዎ ድሕሪ ምባሉ ስዒቡ እዩ ኢትዮጵያ ነቲ ስምምዕ ክትስርዝ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ቅድሚ ክልተ ሰሙን፡ ሶማልያ ግዝኣተይ እትብላ ሶማሊላንድን ንኢትዮጵያን ኣፍደገ ባሕሪ ኣፍልጦ ሃገርነትን ዝምልከት መረዳድኢ ሰነድ ምፍርራመን ይዝከር።…

ዜና ትግርኛ
0

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ልኡል ፈይሰል ቢን ፈርሃን ኣልሳኡድ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዳቮስ እናተኻየደ ዝርከብ ኢኮኖሚክ ፎረም ዓለም እንትኸውን÷ ኣብ ዘተኦም ድማ ክልተኣዊን እዋናዊን ጉዳያ ትኹረት ገይሮም፡፡ ካብዚ በተወሳኺ ኣብ ጉዳይ ኣተሓሕዛ ዜጋታት ጠሚቶም ዝተዛተዩ እንትኾኑ÷ ኣብቲ ጉዳይ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ተቐራሪበን…

ዜና ትግርኛ
0

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ተዛቲዮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ምስ ፕሬዝዳንት ዊልያም ሩቶ ተራኺቦም ኣብ ዞባዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ገሊፆም።

ዜና ትግርኛ
0

ብምኽንያት ኣብ ከተማ ማይጨዉ ዝኽበር በዓል ጥምቀት ኣብ ወረዳ እንዳ መኾኒ ከረን ዳባት ዝካየድ ዘሎ ስነ-ስርዓት ኡርና።

ኡርና ማለት ኣብ እዋን ክራማት ከፍቲ መዳረትን መንቀሳቐስን ከይስእና ምችው ከባቢ ተመሪፁ ክልተ ሰለስተ ወርሒ ክሰፍራ ዝግበረሉ ስነ-ስርዓት እዩ። እዚ ባህላዊ ክብሪ ንከይጠፍእ ብምኽንያት በዓል ጥምቀት መይጨው ነቲ ባህላዊ ክብሪ ተዓቂቡ ንክኸይድ ብምዕላም ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ኡርና ድማ ካብ ተመዛበልቲ ዝተወከሉ፣ ኣባላት ስድራ ስውኣትን ካልኦት ማሕበረሰብን ኣብ ዝተረኸብሉ እንግዶት ምሳሕ ተኻይዱ ።

ዜና ትግርኛ
0

ሓደጋ ነፊሪት

ዋንነታ ናይ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ነፋሪት ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ተሳፈርቲ ፅዒና ከባቢ ሰዓት 8 :00 ምስበፅሐት ኣብ ጎማ ብዝበፅሐ ፀገም መዕረፊ መስመራ ናይ ምስሓት ሓደጋ ኣጋጢሙ። ዛጊድ ብዝበፀሐና ሓበሬታ ኣብ ህይወት ሰባት ዝበፀሐ ሓደጋ ከምዘየለ ተገሊፁ።

ዜና ትግርኛ
0

ዘተ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ነበርቲ ወረዳ ኣፅቢ

ኣብ ከቢድ ጥሜት ዝርከብ ህዝብና ንምድሓን ዝካአለና ኩሉ ዓቕሚ ኣዋዲድና ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፡፡ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብድርቂ ዝተጠቅዑ ነበርቲ ወረዳ ኣፅቢ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም፡፡ ብሰንኪ ደርቂ ንጥሜትን ሞትን ተቓሊዕና ሕሱም ናብራ ነሕልፍ ኣለና ዝበሉ ነበርቲ ወረዳ ኣፅቢ መንግስታዊ ኣካላትን ገበርቲ ሰናይን ብህፁፅ ክበፅሑልና ይግባእ…

ዜና ትግርኛ
0

ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ

ብምክትል ኤታማዦር ሹም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ዝርከብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ተዓዚቡ። እቲ ልኡኽ ከይዲ ስልጠና እቲ ሓይሊ ሜካናይዝድ ዝተመልከተ እንትኸውን÷ ድሕሪ ትዕዝብቲ ድማ ጄኔራል ኣበባው ታደሰ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ÷ “ኣብ ምዕባለ ዕቤት ኢትዮጵያ ዕንቅፋት ንምፍጣር ዝፅዕሩ ፀላእቲን ሓደሽቲ ሓይሊታትን እናተኣኻኸቡ ከምዝኾኑ ንርኢ ኣለና” ኢሎም፡፡ “ፀላእቲ እንታይ…

ዜና ትግርኛ
0

ኢራን ኣብ ጉጅለ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ

ኢራን ኣብ ግዝኣት ፓኪስታን ዝርከቡ ጉጅለ ዕጡቓት ዝዓለመ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃማ ተገሊፁ፡፡ እቲ መጥቃዕቲ ብኲናት እስራኤልን ሃማስን እናተሓመሰ ዝርከብ ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ዝ ዝበኣሰ ወጥሪ ከምዝኣተወ ዘርኢ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን እቲ መጥቃዕቲ “ዘይሕጋዊ” ክብል ዝገለፆ እንትኸውን÷ በቲ መጥቃዕቲ ክልተ ህፃናት ከምዝሞቱን ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝቖሰሉን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኢስላማባድ ዝርከብ…

ዜና ትግርኛ
0

ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ንዘጋጠሙ ዙርያ መለሽ ፀገማት ንምቅላል ዝዉዕል ሓገዝ ኣበርኪታ።

እታ ማሕበር ንሕክምና ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዝዉዕል ልዕሊ 5 ሚልዮንን 756 ሽሕን ቅርሺ : ኣብ ሓደጋ ጥምየት ንዝርከቡ ወገናት ድማ ልዕሊ 2 ሚልዮንን 302 ሽሕ ቅርሺ : ብጠቅላላ እታ ማሕበር ልዕሊ 8 ሚልዮንን 58 ሽሕን ሓገዝ ምግባራ ተገሊፁ ኣሎ። ማተሰኣ ኣብ ዝሓለፈ እዉን ማሕበረ- ቁጠባዊ ፀገማት ህዝቢ ትግራይ ንምቅላል ዝዉዕል ኣስታት 12 ሚልዮን ቅርሺ ሓገዝ ምግባራ…

ዜና ትግርኛ
0

“ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንበዓል ሃፍቲ ክቡር ዶ/ር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ” ኣምባሳደር ትምህርቲ ትግራይ ” ዝብል ማዓርግ ሂቡዎም።” ዶ/ር ኪሮስ ጉዕሽ

በዓል ሃፍቲ ክቡር ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ትግራይ በቲ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ኣብ ዘፈር ትምህርቲ ንዝበፀሓ ከቢድ ዕንወት ዳግም ንምህናፅን ዝተመሃረ ትውልዲ ንኽፍጠርን ይገብርዎ ንዘለው ተበግሶን ተግባርን ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ “ኣምባሳደር ትምህርቲ ትግራይ ” ዝብል ናይ ክብሪ ማዓርግ ከም ዝሃቦም ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ዶ/ር ኪሮስ ጉዕሽ ገሊፆም። ቢሮ ትምህርቲ ነዚ ማዓርግ ዝሃበ ብበዓል ሃፍቲ ክቡር ዶ/ር…

ዜና ትግርኛ
0

ዘተ ፕሬዚዳንት ጌታቸው ምስ ወከልቲ ህዝቢ

ፕሬዚዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ኣብ ከተማ ሽረ ይዛተዩ ኣለው ። ኣብ ዙርያ ካብ መረበቱ ተመዛቢሉ ኣብ ማእኸላት መዕቖቢ ዝርኸብ ህዝብናን ብሓፈሻ ድማ ኣብ መላእ ህዝቢ ትግራይ ዘለዉ ፀገማት ፣ ጉዳይ ልምዓታዊ ምንቅስቓስ ከመይ ንዓምም ኣብ ዝብሉን ካልኦትን ዘዕባታት ምስ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን…