Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ምጅማር ግልጋሎት ቤት መዘጋጃ  ኣብ መቐለ  ተካይዱ

ብስንኪ  ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኻየደ ቅሉዕ ወራር ስዒቡ  ኣብ  ከተማ  መቐለ  ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ተቖሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት መዘጋጃ ብዕሊ ምጅማሩ ተሓቢሩ ። ሎሚ ኣብ ክፍለ ከተማ  ሰሜን ኣብ ዝተኻየደ ምብሳር ምጅማር ግልጋሎት መዘጋጃ ቤት  ኣብ ከተማ መቐለ  ንአስታት ሰለስተ ዓመት ተቋሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት መሬትን ምሕደራን  ሓዊሱ ግልጋሎት መዘጋጃ  ካብ ሎሚ 12 ጥቅምቲ 2016  ዓ/ም ጀሚሩ …

ዜና ትግርኛ
0

አዋኑ ዘይሓለወ ከቢድ ዝናብ አብ ዝራእቲ ሓደጋ አብፅሑ

አብ ወረዳ ዓዴት አብ ሰለስተ ጣብያ ብዕለት 09/2016 ዓ.ም ማይን በረድን ዝተሓወሶ ሓያል ዝናብ ብምዝናቡ አብ ዝራእቲ ከቢድ ሓደጋ አብፅሑ። ብፍላይ አብተን ክልተ ጣብያታት እታ ወረዳ  ጣብያ ክሳድ ዓኺን ጉንድን አብ መሸላ፣ጣፍ፣ዳጉሻን አብ ቀለብ እንስሳን ከም ጣብያ ከቢድ ጉድአት ዘብፅሐ ኮይኑ አብ ጣብያ ሴኻ ድማ ብክፋል አብ ዝርአቲ ሓደጋ ከምዘብፀሓ ሓበሬታ እቲ ወረዳ የመላኽት ።

ዜና ትግርኛ
0

ሰብ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትካላት ብልዑል ቖራፅነት ክሳተፉ ይግባእ ክብሉ ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ዳግመ ህንፀት ትግራይ ግሁድ ንምግባር ውሽጣዊ ዓቕምታት ምጥቃም ወሳኒ ብምዃኑ ሰብ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትካላት ብልዑል ቖራፅነት ክሳተፉ ይግባእ ክብሉ ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ረዳ ነዚ ዝገለፁ ኣብ ኩለን ዞባታት ትግራይ ኻልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ብበዓል ሃፍቲ ክቡር ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ንዝቐረበ ሰናይ ተበግሶ ሰነድ ስምምዕነት…

ዜና ትግርኛ
0

ምፍርራም ሰነድ ስምምዕነትን ምንባር እምነሰረትን

ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ትግራይ ብልዕሊ 350 ሚልዮን ብር 7 ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ስምምዕነት ሰነድ ተፈራሪሙ። ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ብኲናት ዝዓነወት ትግራይ ዳግም ንምህናፅ ሰብ ሃፍቲ ኮነ ካልእ ዓቕሚ ዘለዎ ትግራዋይ ኣብዚ ከምዚ ዝበለ ቅዱስ ተግባር ክረባረብን ሕድሪ ሰማእታት ትግራይ ከተግበርን ኣተሓሳሲቦም።። በዓል ሃፍቲ ክቡር ዶ/ር ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ሃፍትኻ እትውንኖን ዕውትን ዝኸውን ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ተዛቲዩ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ኬ ያንግ ተዛቲዩ። ኣብ እዋን ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ጠሚቶም ከምዝዘተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝተረከበ ሓበሬታ የረድእ። ካብዚ ብተወሳኺ ምስ ቻይና ርክባት ንግዲ ምስፋሕ ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣፅንኦት ሂቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ሊ ኬ ያንግ ብግደኦም፥ ክልቲአን…

ዜና ትግርኛ
0

ተወሳኺ ነጥብታት ካብ መግለፂ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ !

★ እዚ መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ከም ብሄር እንዝክሮ እዩ። ★ ንጀጋኑ ስውኣት፣ ንስድራ ስውኣት፣ጉዳኣት ኣካል ኮታስ ምእንቲ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ዋጋ ንዝኸፈሉ ዘይኸውን ጥሪት ትግራይ የለን። ★ እቲ ሓዘን ናይ ሕድ ሕድ ስድራ ጥራሕ ኣይኮነን፣ንህልውና ትግራይ ዝተኸፈለ ዋጋ ስለዝኾነ ናይ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ውራይ እዩ ። ★ ተዝከኣል ነይሩ መንእሰይና ዘይስወኣሉ መንገዲ ምመረፁኩ ነይረ ።…

ዜና ትግርኛ
0

ሰማእታትና ዝፈፀምዎ ብቃላት ዘይግለፅ ተጋድሎን ጀግንነትን ንህልውና ዝተኸፈለ ክብር መስዋእቲ እዩ።

— ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ካብኔ ሰክሬተሪያት ሰላምንፀጥታን ትግራይ ሌተነል ጀነራል ታደሰ ወረደ ካብ መግለፂ ሌተነል ጀነራል ታደሰ ወረደ :— ★ እዚ ቃልሲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ መንነት ካብ ገፀ ምድሪ ንምጥፋእ ዝዓለመ ኩናት እዩ ★ ህዝቢ ትግራይ ነዚ ክምክት ልዕሊ ዓቕሙ ዝኾኑ ልፍንታውያን ፀላእቲ ገጢሙ ክቡር መስዋእቲ ኸፊሉ እዩ። ★ ሳላ ስውኣትና…

ዜና ትግርኛ
0

ክቡር መስዋእቶም ብዕሊ ዕላዊ ምግባር ዝጀመርናሉ ምኽንያት ዘመዝገብዎ ዓወት ዓቂብና ተወፋይነቶም ፅንዓቶምን ንምዝካር፣ ህያው ተግባራቶም ንምውራስን ሕድሮም ከምዘይንጠልም ቃል ንምእታውን እዩ- ዶ/ር ደብረፅዮን

👉 ሎሚ ንዝክሮም ስውኣት ሓርበኛታት ብረት ኣልዒሎም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ጆኖሳይድ ንምምካት ኩነታት ኣገዲድዎም ህዝቦም ንምድሓን መስተክር ዝሰርሑ ጀጋኑ እዮም። 👉 ብሄራዊ ሓዘን ዝተኣወጀ ቃልስና ስለዝተዛዘመ ኣይኮነን። ሓራ ዘይወፀ፣ ናብ መረበቱ ዘይተመልሰ ህዝቢ ኣለና፤ ስውኣት ዝተቓለስሉ ዕላማ መሊኡ መዕለቢ ኣይረኸበ። 👉 ሓዘን ብዕሊ ንእውጀሉ ዘለና ምኽንያት ኣብ መላእ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃእን ዘሎ…

ዜና ትግርኛ
0

ምእንተ ህልውናን ምግሃድ ሃገረ ትግራይን ዝተኸፈለ መስዋእቲ ክነዐውቶ ኢና- ኪዳን ሱር ቦቆስ ለውጢ

ስማእታትና ልፍንታውያን ሓይልታት ፅንተት ንምምካት ከምኡ እውን ብሄራዊ ክብሪ ንምዕቃብን ናጽነት ትግራይና ንምግሃድን ዝወፈርኩም ጀጋኑ ኢኹም ‘ሞ ብሄራዊ ክብሪ ተወንዚፍኩም ንዘልኣለም ኣብ ልቢ ሕድሕድ ትግራዋይ ነበርቲ ኢኹም፡፡ ክቡራት ሰማእታትና፡ ንብዓት ኣዶ ትግራይ ንሓዋሩ ጠጠው ክብል ሃቂንኩም፡ መተካእታ ዘይብላ እንኮ ህይወትኩም ተበጅው ኣርካናት ታሪኽ ኢኹም ‘ሞ ኣብ ልብና ዝትከል ሓወልቲ ንኣኹምን ንኣኹም ጥራሕን ዝተገበአ ክኸውን ግድን…

ዜና ትግርኛ
0

ፅማቅ ሳይቨር ፖወር ትግራይ ሚድያ ዜና

# ዝኽሪ ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ ኣብ ኣሜሪካ ኮሎምበስ ኦሃዮ  ክምዝሳለጥ ተገሊፁ ።  # ኣብ እዋን ብሄራዊ ሓዘን፣ መርድእን ሕብረተሰብ ግቡእ ግልጋሎት ንክረክብን ይስራሕ ምህላዉ ቢሮ መጓዓዝያ ትግራይ ኣፍሊጡ። # ዝኽሪ ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ ኣብ ሃገረ ዴንማርክ  ክሳለጥ እዩ ። # “ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ዝሓለፉ ሰማእታትና ብልምዓት እንተደቢስናዮም ዝበለፀ ክብሪ ኣለዎ”- ብፁእ ሊቀ ጳጳስ ኣቡነ ሊባኖስ…

ዜና ትግርኛ
0

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ እንትኽፈት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝካየደሎም ከባታት ወሽመጥ ጋዛን ዌስት ባንክን ዝነብሩ 800 ሺሕ ነበርቲ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽረኽቡ ዘኽእል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ዝኣትወሉ ኩነታ ንምምችቻው ናፃ…

English News
0

ኣፍጋኒስታን ካልኣይ ግዘ ብከቢድ ርዕደ መሬት ተጠቒዓ

ኣፍጋኒስታን ኣብ መዓልቲታት ኣፈላላይ ንካልኣይ ግዘ ብከቢድ ርዕደ መሬት ተጠቒዓ። ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 3 ዝተመዝገበ ከቢድ ርዕደ መሬት÷ ኣብ ግዝኣት ሄራት ካብ ዘጋጠመን ልዕሊ 2 ሺሕን 400 ሰባት ንሕልፈት ካብ ዘቃለዐ ድሕሪ ሒደት መዓልቲታት ኢዩ ንካልኣይ ግዘ ተመሳሳሊ ሓደጋ ኣጋጢሙ ዘሎ። እቲ ሓደጋ ዋና ከተማ ግዝኣት ሄራት ኣብ ዝኾነት ዝርከብ ከባቢ ሎሚ ንጉሆ ከምዘጋጠመ…

ዜና ትግርኛ
0

ቻይና ጎንፂ እስራኤል – ሓማስ ንምቁራፅ ነሸማግል ክትብል ንግብፂ ፃውዒት ኣቕሪባትላ

ቻይና ጎንፂ እስራኤል – ሓማስ ኣዚዩ ከምዘተሓሳሰባን ነተን ሃገራት ምስ ግብፂ ብምዃን ክተሸማግለን ከምትደሊን ገሊፃ። ፍሉይ ልኡኽ ጉዳያት ማእኸላይ ምብራቕ ቻይና ዣይ ጁን ከምዝበሉዎ÷ ብፍላይ እቲ ኲናት ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ወገናት ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ እናተቐጠፈ ዝርከብ ህይወት ንፁሃን ከምዘተሓሳሰቦም ሳውዝ ቻይና ሞርኒንግ ፖስት ፀብፂቡ፡፡ ብምዃኑ ነተን ሃገራት ምስ ግብፂ ብምዃን ንምሽምጋል ድሌት ከምዘለዎም ሓጋዚ ሚኒስትር…

ዜና ትግርኛ
0

ዑደት ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ !

ኣተሓባባሪ ጉጅለ ልኡኽ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ህፀፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ( ኦቻ) ምስ ፕረዚዳንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዙርያ ተመዛበልቲ ዉሽጢ ዓድን ዘለዉሉ ኩነታትን ኣድሂቦም ዘትዮም። ኣይተ ጌታቸው ረዳ ንቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ብተመዛበልቲ ምትሓዞም…

ዜና ትግርኛ
0

ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ትግራይ ሎሚ ብዕሊ ምውሃብ ተጀሚሩ።

ቢሮ ትምህርቲ ከምዝገለፆ ኣብዚ ዝወሃብ ዘሎ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ልዕሊ 9 ሺሕን ተምሃሮ ፈተና ክወስዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ዩኒቨርስቲ ራያ 1561 : ኣብ ዪኒቨርስቲ መቐለ 2280 : ኣብ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት 2382 : ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣክሱም 3291 በድምር ልዕሊ ትሽዓተ ሽሕ ተምሃሮ ይፍተኑ ኣለው ። እቲ ቢሮ ወሲኹ ከምዝበሎ እቲ ሃገራዊ ፈተና ካብ ሎሚ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣሜሪካ ጦር ሓይላ ናብ እስራኤል ከምዘፀገዐት ተሰሚዑ

ሃማስ ኣብ ደቡባዊ እስራኤል መጥቃዕቲ ምፍፃሙ ስዒቡ ኣሜሪካ ጦር ሓይላ ናብ እስራኤል ከምዘፀገዐት ተሰሚዑ። ብሄራዊ ድሕንነት ኣሜሪካ ከምዝሓሮ÷ መጥቃዕቲ ሃማስ ስዒቡ ዋሺንግተን ኣውሮፕላን ዝሽከማ መርከባትን ተዋጋእቲ ጄታትን ናብ ምብራቕ ባሕሪ ሜዲትራንያን እናንቀሳሰት ትርለከብ፡፡ እቲ ወታደራዊ ምንቅስቓስ÷ መጥቃዕቲ ሃማስ ንምክልኻልን ንእስራኤል ሓገዝ ኣፅዋር ንምግባርን ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን÷ ሃማስ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝፈፀሞ…

ዜና ትግርኛ
0

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ንደበስ ስድራ ስውኣት ዝውዕል 550 ሚልዮን ብር ከምዝለገሰ ኣፍሊጡ።

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላልየ ማሕብራዊ ፀገማት ሕዝቢ ትግራይ ንምቕራፍ እጃሙ እናበርክተ ከምዝፀንሐ ዝገለፁ ኣካያዲ እቲ ትካል ኣይተ ክብርኣብ ተወልደ ሕዚ ድማ ንደበስ ስድራ ስውኣት ብር 550 ሚልዮን ብር ብመንገዲ ቤት ፅሕፈት ምግባረ ሰናይ ትእምት ንመንግስቲ ኣታዊ ምግባሩ ኣፍሊጦም።ስድራ ስውኣትን ውግኣት ኪናትን ብዘላቕነት ዓርሶም ዝኽእልሉ ኩንታት ምምችቻው ግደ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ዝብሉ ኣይተ ክብርኣብ ተወልደ ፋብሪካ…

ዜና ትግርኛ
0

 ብሓማስ ዝተወዘዐ ዓለም ዘስደመመ መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ 50 ዓመታት ታሪክ ኣስራኤል ተራእዩ ዘይፈልጠ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ኮይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ

ስላም ተከታተልቲ ሳይቨር ፖወር ትግራይ ሚድያ ሎሚ ብሓማስ ዝተወዘዐ ዓለም ዘስደመመ መጥቃዕቲ እስራኤል ዛዕባ  ዝገልፅ ፅፁይ ፅሑፍ ቀሪቡ ኣሎ  ሰናይ ንባብ! ሃገረ እስራኤል ድሕሪ ምዝዛም መግዛእቲ እንግሊዝ ኣብ ፍልስጤም ኣብ 1948 ዝተመስረተት እያ ። ግጭት ዓረብን እስራኤልን ካብ መወዳእታ መበል 19 ክፍለ ዘመን ዝጅምር ኮይኑ፡ ኣይሁዳውያን ጽዮናውያን ንህዝቢ ኣይሁድ ዓዲ ንምምስራት ብዝብል ዕላማ ናብ ፍልስጤም…

ዜና ትግርኛ
0

እስራኤል፡ ከቢድ መጥቃዕቲ ሓማስ ወሪዱዋ፤ ‘ተራእዩ ዘይፈልጥ ስለያዊ ፍሽለት’ ተባሂሉ

እስራኤል፡ ቀዳም ንግሆ ብኣሽሓት ሮኬታት ሓማስ ተጠቒዓን፡ ዕጡቓት ሓማስ ድማ ዶባት ደፊኦም ናብ እስራኤል ብምእታዎምን፡ ድሕሪ 1973፡ ኣብዚ 50 ዓመታት ተራእዩ ዘይፈልጥ ስለያውን ጸጥታውን ፍሽለት ከምዘጋጠማ ይግለጽ ኣሎ። ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጕጅለ ሓማስ ልዕሊ 2500 ሮኬታት ናብ እስራኤል ድሕሪ ምትኳሱን ዕጡቓቱ ናብ ደቡባዊ እስራኤል ድሕሪ ምእታዎምን እስራኤል ኲናት ኣዊጃ። ድሕሪ’ዚ ከቢድ መጥቃዕቲ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን እስራኤል ኣብ…

English Newsአማርኛ ዜናዜና ትግርኛ
0

Despite several pleas, draft deadline to extend UN rights experts’ Ethiopia mandate expires

Despite repeated please from rights organizations worldwide, the deadline to submit a draft motion to extend the mandate of the International Commission of Human Rights Experts on Ethiopia (ICHREE) at the 54th regular session of the United Nations Human Rights Council passed today at 1:00 PM CEST today. In addition to global rights organizations including Human…

ዜና ትግርኛ
0

ፑቲን፡ ሃገሩ ፈተነ ብኒዩክሌራዊ ጸዓት ዝሰርሕ ሚሳይል ከም ዘካየደት ገሊጹ

ሩስያ “ናይ መወዳእታ ዕዉት ፈተነ” ብኒዩክሌራዊ ጸዓት ዝሰርሕ ክሩዝ ሚሳይል ከም ዘካየደት ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ገሊጹ። ኣቐዲሙ፡ ጋዜጣ ኒውዮርክ ታይምስ ፈተነ ናይቲ ብቡረቨስትኒክ ዝፍለጥ ኣጽዋር ኣብ ቀረባ ግዜ ክካየድ ምዃኑ ዝገልጽ ጸብጻብ ኣውጺኡ ነይሩ፤ እንተዀነ ኣፈኛ እቲ ፕረዚደንት ነጺጉዎ ጸኒሑ እዩ። እዚ ንፈለማ እዋን ኣብ 2018 ወግዓዊ ዝዀነ ናይ ፈተነ ኣጽዋር፡ ደረት ኣልቦ ርሕቀት ክጕዓዝ…

ዜና ትግርኛ
0

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ጉዳይ መርማሪ ጉጅለ ገበናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝሓዞ መርገፂ ዓለም ለኸ ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ኮኒኖም።

ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ዓለምለኻዊ ገበናት ከፃሪ ዝተጣየሸ መርማሪ ጉጅለ ዉድብ ሕቡራት መንግስታት ዕድመ ስርሑ ንከይናዋሕ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ዝወሰድኦ መርገፂ ሓደገኛ እዩ ክብል ሂዩማን ራይትስዎች ኣጠንቂቑ። ኤክስኪዩቲቭ ዳይሬክተር ህዩማን ራይትስዎች ቲራና ሃሰን ነቲ መርገፂ ዘይሓላፍነታውን ንግዳያት ተወሳኺ በደልን እዩ ክብላ ኮኒነን ኣለዋ። ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላትን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብዚ ጉዳይ ስቕታ ምምራፆም…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ መፈለምታ ወርሒ ጥቅምቲ ዝሳለጥ ስነ-ስርዓት ብሄራዊ ሓዘን፣ መርድእን ዝኽርን ስውኣት ሓርበኛታት ትግራይ ሕጋዊ ስርዓትን ኣንፈትን ተኸቲሉ ንክካየድ ዘኽእል ምድላው ይውገን ከምዘሎ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ኣይተ ሓዱሽ ተስፉ ንድምፂ ወያነ ትግራይ ኣብ ዙርያ እቲ ዝወፀ መምርሕን ኣፈፃፅማን ኣድሂቦም መብርሂ ሂቦም ኣለዉ።

ዜና ትግርኛ
0

መንበረ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ትግራይ ምእንተ ህላወን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ኢሎም ክቡር መስዋእቲ ዝኸፈሉ መላምል ደቂ ህዝቢ ትግራይ ናይ ክብሪ ሰማእትነት ክወሃቦምን “ሰማእታት ሃገረ እግዚኣብሄር ቅድስት ትግራይ” ተባሂሎም ክስየሙ ወሲኑ ኣሎ።

መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ብተወሳኺ ድማ ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ እንኮ ህይወቶም ንህላወ ህዝቦም ዘወፈዩ ብምዃኖም ኣብ ዝግበር ፀሎተ ፍትሓት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክፍሊት ግልጋሎት ክወሃብ ከም ዝወሰነ ኣፍሊጡ ኣሎ። ቤት ፅሕፈት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ላዕለዋይ ቤት ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ እዚ ተግባራዊ ንክኸውን ናብ ኩለን ሃገረ ሰብከታቱ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ኣሎ።

ዜና ትግርኛ
0

ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያ ንምዝማን ሓገዝ ከምዝገብር ተገሊፁ

ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ባንኪ ዓለም ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስቴር እቶትን ላዕለዎት ኣመራርሓ ባንኪ ዓለምን “ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያን ብምዝማን ወፃኢ ዝቑጥብን ውፅታዊን ግልጋሎት ምሃብ” ብዝብል ማዕቐፍ ኣብ ዝትግበር ፕሮጀክት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ እቲ ፕሮጀክት ኣታዊ ታክሲ ኢትዮጵያ ካብ ሓፈሻዊ ፍርያት ውሽጢ ሃገር ዘለዎ ጥምረት ንምድንፋዕ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ መጀመርያ ወርሒ ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ብሄራዊ ሓዘን ክእወጅ እዩ።

— ሓላፊ ካብኔ ስክሬተርያት ፀጥታን ሰላምንን ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳርን ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ ወዲ ወረደ ካብ መግለፂ ተጋደላይ ታደሰ ወረደ ዝተወሰደ ነጥብታት:— ★ሰራዊት ትግራይ ብልሒ ጫፍ መኸተ ህዝቢ ትግራይ እዩ ። ★ መርድእ ጀጋኑ ስውኣትና ነፍሲ ወከፍ ስድራታት ክርዳእን፣ነፍሲ ወከፍ ስድራ በቢኣድራሻኡ ሰርትፊኬት፣ጀግንነቶም ዝገልፅ ደብዳበ ናብ ሕድሕድ ስድራ ክበፅሕ ክግበር እዩ። ★ እቲ መርሀ ግብሪ…

ዜና ትግርኛ
0

ደቂ ኣንስትዮ ወተሃደራት እስራኤል ምስ ፍልስጤማዊ እሱር ጾታዊ ርክብ ፈጺመን ብዝብል ካብ ሓለዋ ተኣጊደን

ደቂ ኣንስትዮ ወተሃደራት እስራኤል ምስ ሓደ ፍልስጤማዊ እሱር ጾታዊ ርክብ ፈጺመን ብዝብል ክሲ ኣብ ዝለዓለ ፀጥታ ዘለዎ ቤት ማእሰርቲ ሓለውቲ ኮይነን ከየገልግላ ተኣጊደን። ብመሰረት ጸብጻባት ማዕከናት ዜና እስራኤል፡ እታ ወተሃደር ምስቲ ንሲቪል እስራኤል ዘጥቅዐ ፍልስጤማዊ እሱር ኣካላዊ ርክብ ከምዝነበራ ተኣሚና። ንሳ፡ ኣብ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ከም ዝነበረት ኰይና፡ እዚ ድማ ንመብዛሕትኦም እስራኤላውያን ግዴታ እዩ። ኣብ እስራኤል…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ኣርባዕተ ጀላቡ ተጻዒኖም ናብ ኣውሮጳ ክሰግሩ ዝፈተኑ 600 ስደተኛታት ተታሒዞም

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት ብኣርባዕተ ጀላቡ ተጻዒኖም ብባሕሪ ናብ ኣውሮጳ ክሰግሩ ዝፈተኑ 600 ስደተኛታት ከምዝሓዘ ሓይሊ ባሕሪ ሰኔጋል ሓቢሩ። እዞም ስደተኛታት ናብተን ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝርከባ ደሴታት ካናሪ ንምእታው መደብ ከምዝነበሮም ሓይሊ ባሕሪ ሰኔጋል ሓቢሩ። ብቐዳም ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተዘርግሐ ስእሊ ብዘይካ እዞም ተታሒዞም ዝተበሃሉ 600 ስደተኛታት ካልኦት ኣብ ሰኔጋላዊት ከተማ ሰይትን ልዊስ ናብ…

ዜና ትግርኛ
0

ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ብኻራ ተባኢሶም ሞትን መቝሰልትን ኣጋጢሙ

ኣብ እስራኤል ኣብ መንጐ ደገፍትን ተቓወምትን መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓርብን ቀዳምን ካራ ዝተሓወሶ ደማዊ ባእሲ ከምዘካየዱ ፖሊስ ተልኣቪቭ ኣፍሊጡ። ኣብ መጀመርታ ዝሓለፈ ወርሒ ድሕሪ ዝተኻየደ ፖሊስ ዝኣተውዎ ከቢድ ባእሲን ዕግርግርን ወጥሪ ሰፊኑ ከምዝጸንሐ ዝዝከር እዩ። በዚ መስረት፡ ዓርቢ ምሸት፡ ኣብ ከተማ ተልኣቪቭ፡ ሃቲክዋ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፡ ኣብ መንጐ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ብዝተፈጥረ ካራ…

ዜና ትግርኛ
0

2ይ ጉባኤ ልምዓት ሃፍቲ ሰብን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ካልኣይ ጉባኤ ልምዓት ሃፍቲ ሰብን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ÷ “ንባዕልኻ ዝድግፍ ስነ-ምህዳር ንምህናፅ፥ ቀፃሊ ዕድል ስራሕ፣ ልምዓት ክእለትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ብምትሕብባር ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን፣ ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ልምዓት ጀርመን (ጂ.አይ.ዜድ.)፣ ኤቲዲ ኢትዮጵያን ኢንስቲትዩት ዘ-ኣይ ካፒታልን ዝተሰናደአ ጉባኤ ከምዝኾነ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም (ITU) ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ጉባኤ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳብ 24 መስከረም 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን እቲ ሕብረትን ዘሰናድኡዎ ጉባኤ÷ “ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ንዘላቒን ፍትሓዊን መፃኢ ግዘ ሽቶታት ዘላቒ ልዓት ኣፍሪካ ትግበራ ምቅልጣፍ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ። እቲ ጉባኤ ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

“ሰላምና ነፅንዕ ዝዓነወት ትግራይ ዳግም ንምህናፅ!!”

“ሰላምና ነፅንዕ ዝዓነወት ትግራይ ዳግም ንምህናፅ!!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብመሪሕነት ሚኒስተር ኢንዱስትሪ ፌደራል፣ ቢሮ ኢንዱስትሪን ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ካብ 24-30 መስከረም 2016 ዓ/ም ኣብ ሰሜናዊት ኮኾብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝካየድ ሃገር ለኸ ምንቕቓሕን ምልዕዓልን መፍረይቲ ትካላት ኢንዱስትሪ ትግራይ ንምምራሕ ካብ ዝተጣየሹ ሸውዓተ ንኡሳን ኮሚቴታት ሓደ ንኡስ ኮሚቴ ምልመላን መረፃን ተሳተፍቲ ኢንተርፕራይዛት ክሳብ ሐዚ…