Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሳፋሪኮም ኣብ ትግራይ ክጅምር ድዩ?

ኣብ ኢትዮጲያ ግልጋሎት ቴሌኮም ናይ ምሃብ ፍቓድ ረኪቡ ናብ ተግባር ዝተሰጋገረ ዓለምለኸ ኩባንያ ቴሌኮም ሳፋሪኮም ኢትዮጲያ ኣብ ትግራይ ዝርግሐ ኔትዎርክን መሰረተ ልምዓትን ንምስላጥ ኣብ ዘኽእሎ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ምስ ላዕለዎት ኣመረራሓ ጊዝያዊ ምምሕዳር ከም ዝዘተየ ሳፋሪኮም ኢትዮጲያ ዕላዊ ገይሩ ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ካምፓኒ ዊም ቫንሄለፑትን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ሳፋሪኮም…

ዜና ትግርኛ
0

ብዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ማእኸል ኣይተ ሰሎሙን መዓሾ ዝተጸወዐ ህጹጽ ኣኼባ ጽባሕ ረቡዕ 21 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ኣብ ኣኽሱም ክሳለጥ እዩ.

ብዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ማእኸል ኣይተ ሰሎሙን መዓሾ ዝተጸወዐ ህጹጽ ኣኼባ ጽባሕ ረቡዕ 21 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ኣብ ኣኽሱም ክሳለጥ እዩ። እቲ ጽባሕ ኣብ ኣዳራሽ ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ተጸዊዑ ዘሎ ህጹጽ ኣኼባ ኣብዞባ ማእኸል ናይዝርከባ 22 ወረዳታት ኣማሓደርቲ ሓዊሱ ኣብተን ወረዳታት ንዘለዉ ካድረታት ውድብ ህወሓት ፥ ተወከልቲ ሓረስቶት ፥ ነጋዶ ፥ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ኣካላትን ዝሳተፉሉ እዩ።…

ዜና ትግርኛ
0

እስራኤል ምስ ሓማስ ‘ከቢድ ልውውጥ’ ተዅሲ ክካየድ ሓዲሩ ኢላ

ወሃቢ ቃል ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል ፒተር ለርነር ፡ ኣብ መንጐ ሓይልታት እስራኤልን ሓማስን “ከቢድ ልውውጥ” ተዅሲ ክካየድ ከምዝሓደረ ገሊጹ። ለርነር ምስ ቢቢሲ ብሬክፋስት ኣብ ዝገበሮ ጻንሒት፡ ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል “ደረጃ ብደረጃን እናሸራረፈን ንሓማስ ይድምስሶ ኣሎ” ኢሉ። ዕላማኡ ድማ ምስ ሓማስ ምግጣምን “ትሕተ ቅርጺታቱ ምዕናውን” ከም ዝዀነ ተዛሪቡ። ለርነር፡ ሓማስ ኣብ መሳጊድን ህንጻታት ሲቪላትን ኰይኑ ይዋጋእ…

ዜና ትግርኛ
0

ክልቲኣዊ ስምምዕ ክልል ትግራይን ክልል ላዝዮን ዘጠናኽር ክታም

ኣብ ሃገረ ጣልያን ናይ እትርከብ ክልል ላዝዮ ፕረዝደንት ፍራንሲስኮ ሮካ ሎሚ ረፋድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምምፃእ ሃገረ ጣልያን ብፍላይ ድማ ክልል ላዝዮ ምስ ትግራይ ዘለዎ ርክባት ኣብ ዘጠናኽሩ ኩለመዳያዊ ምሕዝነት ኣመልኪቶም ምስ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ዘትዮም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶርያን ዘጋጥምዎ ዘለው ማሕለኻታትን ፥ ኣብ ትግራይ ዝተኸየደ ወራር ስዒቡ ዝበፅሐ ፅንተትን…

ዜና ትግርኛ
0

ወረዳ ፃዕዳ እምባ: ምንባር እምነ ሰረት 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ጣብያ ማይ መገልታ

ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ማይ መገልታ ብበዓል ሃፍቲ ዶ/ር ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ብ50 ሚልዮን ብር 2ይ ብር ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ ሎሚ 20 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም እምነ ሰረት ተነቢሩ፡፡ ሓላፊ ካቢኔ ሴክሪተርያት ሽግግር ማሕበራዊ ልምዓት ፕሮፌሰር ክንደያ ገ/ህይወት ብበዓል ሃፍቲ ዶ/ር ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ዝተገበረ ሰናይ ተግባር ብምምስጋን ዝዓነወት ትግራይ ዳግም ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ርብርብ ኩሉ እጃሙ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ሃገረ ጣልያን ናይ እትርከብ ክልል ላዝዮ ፕረዝደንት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ

ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ብላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቀባብላ ተገይርሉ። ጉጀለ ሉኡኽ ክልል ላዝዮ ሃገረ ጣልያን ኣብ ፃንሒቱ ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ክዝቲ እዩ። ኣብ ኩሓ አብ ዝርከብ ሆሰፒታል፣ ዩኒቨርስቲ መቐለን ካልኦትን ዑደት ከምዝገብር እውን ንምፍላጥ ተኻኢሉ።

ዜና ትግርኛ
0

ፃዉዒት ሓገዝ ዓፂድ

ኣብ ወረዳ ታሕታይ ማይጨው ነበርቲ ጣብያ ማይ በራዝዮ ዝኾኑ ሓረስቶት ኣብ ዝሓሸ ብርኪ ዘብፅሕዎ ዝራእቶም ብምኽንያት ወቕቱ ዘይሓለወ ዝናብ ይበላሸው ብምህላዉ መንግስታዉን ዘይመንግስታዉን ኣካላት ኣብ ወፍሪ ምእካብ ምህርቲ ሓገዝ ክገብሩሎም ፀዊዖም። ኣመሓዳሪ ወረዳ ታሕታይ ማይጨው ኣይተ ግዛቸው ገ/መስቀል ኣብታ ወረዳ ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 11 ሽሕ ሄክታር መሬት እቲ 2 ሽሕን 987 ሄክታር ጥራሕ ከምዝተዓፀደን ምህርቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣብያ ሓወልቲ ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ንዝህነፅ ቤት ትምህርቲ እምነ ሰረት ኣንቢሩ

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣብያ ሓወልቲ ብክቡር ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ንዝህነፅ ቤት ትምህርቲ ሎሚ 19 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም እምነ ሰረት የንብሩ ኣለው። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ዝተረኸቡ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ፣ ኩለና ተሓባቢርና ትግራይ ክንሃንፅ ይግባእ ነዚ ቀንዲ ድማ ኣብያተ ትምህርቲ ብምህናፅ ክንጅምሮ ይግባእ ኢሎም። ክቡር ዶክተር…

ዜና ትግርኛ
0

ሓፂር ሓበሬታ ንመላእ ህዝብና- ካብ ባይቶና

ባይቶና ካብ ጥቅምቲ 17-18/2016 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ዝፀወዖ ውድባዊ ጉባኤ ብልዑል ፅምብል ተዓጂቡ ብዓወት ተኸንቢቱ ኣሎ። ካብ ትግራይ ሙሉእን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለምናን ዝተፀውዑ ልዕሊ 700 ኣባላት ውድብና ኣብ ሰዓቶም ተረኺቦም ኣብ ሕገ-ደንቢን ፖለቲካዊ ፕሮግራም ውድብና ዓሚቕን ውዑይን ተሳትፎ ብምግባር ኣፅዲቕዎ ኣሎ። ብዙይ መሰረት፩. ውድብና ኣብ ናይ ትግራይ ፍልስፍና፣ ባህሊ፣ ታሪኽ፣ መንነት፣ ስልጣነን ማእኸል…

ዜና ትግርኛ
0

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ኣሜሪካ ይዝትዩ ኣለዉ

ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይዝትዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ምዕባለ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ኩነታት ሰብኣዊ ሓገዝን ካልኦት ተዛመድቲ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት እቲ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ ገሊፁ።

ዜና ትግርኛ
0

እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ብጥምረት ማሕበራት ተጋሩ ዲያስፖራ (ኣታድ) ዝወፀናይ ቅዋም መግለፂ

ናይ ስዉኣትና መርድእ ይኣኽለና ካልኣይ መርድእ ኣይተስምዑና! ህዝቢ ትግራይ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፍለጥ ናይ ፅንተት ተግባር ተፈፂሙዎ ድሕሪ ከቢድ መስዋእትነት ናብ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ተበፂሑ። ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ንህዝቢ ትግራይ ክተምፅ ኦ ክሕለው ዝፀንሐ ፍረ ሰላም ግና ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ከይተኸብረ፣ ዝተመዛበሉ ወገናትና ከይተመልሱ፣ መሬትና ኣብ ኢድ ፀላእቲ እንዳሃለወ ድሕሪ ሰሙን ድሕሪ ክልተ ሰሙን እንዳተባህለ ሎሚ ከም…

ዜና ትግርኛ
0

እስራኤል ‘ንኹሉ ስጉምቲ ክወስድ ተገድድ ኣላ’ – ፕረዚደንት ኢራን

ፕረዚደንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፡ እስራኤል እትወሰዶ ዘላ ስጉምቲ “ቀይሕ መስመራት ሰጊሩ’ሎ፡ እዚ ድማ ኩሉ ሰብ ስጉምቲ ክወስድ ከገድዶ ይኽእል’ዩ” ክብል ኣጠንቂቑ። ራይሲ ብሰንበት ኣብ ኤክስ (ናይ ቀደም ትዊተር) ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ ወሲኹ፡ “ዋሽንግተን ዝኾነ ነገር ከይንገብር ትሓተና፡ እንተኾነ ግን ንእስራኤል ሰፊሕ ደገፍ ትህብ ኣላ። ኣመሪካ ናብ ‘ኣክሲስ ኦፍ ረሲስታንስ’ መልእኽቲ ሰዲዳ፡ ካብ ዓውደ ውግእ ግን…

ዜና ትግርኛ
0

ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ብሰንኪ ጆኖሳይዳል ኲናት ትግራይ ተቋሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ጀሚሩ።

18 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም፤ ኣብ ትሕቲ ፅላል ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ተወዳዲሮም ዝሓለፉ 60 ተምሃሮ ታሽዓይ ክፍሊ ተቀቢሉ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምጅማሩ ምኽትል ፈፃሚ ዳይሬክተር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዶክተር ተስፋሁነኝ ሃይለማርያም ገሊፆም። እዚ ዝተገለፀ ትማሊ ቀዳም 17 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ስነ ስርዓት ኣቀባበላ እንትግበረሎም እዩ። ኣብቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ካብ መደረ መኽፈቲ መድረኽ ጉባኤ ህዝባዊ ርክባት ትግራይ

ነቲ መድረኽ ብመልእኽቲ ዝኸፈቱ ፈፃሚ ስራሕ ጉባኤ ህዝባዊ ርክባት ትግራይ መጋቢ ብርሃናት ተስፋይ ሃደራ ፣ እቲ ጉባኤ ካብ ዝኾነ ፓለቲካዊ ወገናውነት ነፃ ምዃኑ ዝሓበሩ እንትኾን ትግራይ ማእኸል ዝገበረ ስራሕ ዝሰርሕ ሲቪኽ ማሕበረሰብ ምዃኑ ገሊፆም። መጋቢ ብርሃናት ተስፋይ ሃደራ ብተወሳኺ ፣ ውሽጣዊ ሓድነትና ብምሕላው ዲፕሎማሲና ካብ ውሽጢ ንደገ ክኸውን ኣለዎ ኢሎም። ዕላማ ጉባኤ ህዝባዊ ርክባት ትግራይ…

ዜና ትግርኛ
0

ዘለናዮ መድረኽ ፈታንን ሕልኽላኻት ዝበዝሖ እንተኾነውን ከም ህዝቢ ሓደ ኾይንና ሓድነትና ብምስጣም ክንሰግሮን ኢና – ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ

ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ኣብ 7 ዞባታት ትግራይ ኣብያተ ትምህርቲ ክሃንፁ 350 ሚሊዮን መዲቦም ምንቅስቃስ ከም ዝጀመሩ ዝፍለጥ ዩ። ሎሚ ድማ ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ጣብያ ሰረት ቁሸት ማርያም ቆራር ተረኺቦም እምነ ሰረት ኣንቢሮም ኣለው። ኣብቲ እዋን ዘረባ ዘስምዑ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ፅባሕ ብሄራዊ ሓዘን ኮይንና…

ዜና ትግርኛ
0

Peace and Justice forTigreans International

October 28, 2023 Subject: Denouncing the recent EHRC misleading report about the situation of IDPsin the Tigray region of EthiopiaPJTI denounces the continued misleading report by the Ethiopia Human RightsCouncil (EHRC) about the situation of internally displaced people (IDP) in Tigray. Therecent EHRC report falsely states that many of the IDPs in Tigray have returned…

ዜና ትግርኛ
0

ካብ ወዳቢ ኮሚቴ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ዝተውሃበ መግለፂ

ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ካብ ጥቅምቲ 17-18/2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ሓፈሻዊ ጉባኤ ንምክያድ ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ፡፡ ባይቶና ከም ውድብ ኣብ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ፤ ኣብ ባህሊ፤ ታሪኽ፤ ክብሪታት፤ መንነት፤ ስልጣነን ህዝብና ማእኸል ገይሩ እናተቓለሰ ዝመፀን፤ ሐዚ እውን ኣብ ምቅላስ ዝርከብን ኮይኑ እዞም መደባት ንምዕዋት ናይ ወሎዶና ታሪኻዊ ሓላፍነት ተሸኪሙ ንቕድሚት ንምግስጋስ ዘኽእሎ ውድባዊ…

ዜና ትግርኛ
0

ሪፎርም ኣብ ማሕንቖታት ስርዓት ጥዕና ዝዓለመ መድረክ ተሳሊጡ

ብምትሕብባር ሚኒስቴር ሓለዋ ጥዕና ኣብ ላዕለዎት ትካላት ጥዕና ኣብ ኣወሃህባ ግልጋሎት ዝረአ መረረትን ማሕንቆታት ስርዓት ጥዕናን ሪፎርም ብምክያድ ዝሓሸ ኣወሃህባ ግልጋሎት ምፍጣር ኣብ ዝኽእለሉ መንገዲ ንምንዳይ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ፡፡

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ኤርትራ ዝርከብ መዓስከር እስራኤል ብዕጡቓት ከምዝተሃረመ ተገሊፁ

ኣብ በይሩት ዝመደበራ ኣል ማያዲን ዝተባህለት ማዕከን ዜና፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ መዓስከር እስራኤል ብዕጡቓት ከምዝተሃረመ ሎሚ ዓርቢ 27 ጥቅምቲ ኣብ ዝዘርግሓ ዜና ሓቢራ። ብመሰረት እታ ማዕከን ዜና፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ደሴታት ዳህላክ ኣብ ዝርከብ ወተሃደራዊ መደበር ዓስኪሮም ዝነበሩ ወተሃደራት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝወረዶም ምንጭታት ኤርትራ ንኣል ማያዲን ሓቢሮም ትብል። እቶም ምንጭታት፡ እቲ መጥቃዕቲ ብፍሉይ ንየመን ገጹ…

ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክበን ብምጥንኻር ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ትምህርቲን ልምዓትን ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ሓላፊ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይመር መኮነን ኣብ ወታደራዊ ትምህርቲን ስልጠናን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ክልቲአን ሃገራት ሰራዊተን ንምዝማን ኣብ ዝገብረኦ ፃዕሪ ልምዲን ተሞክሮአንን ንኽለዋወጣ ምቹው ኩነታ ዝፈጥር ስምምዕነት ከምዝተገበራ ሌተናል…

ዜና ትግርኛ
0

ኣሜሪካ ኣብ ዝተመረፁ ግዝኣታት ሶሪያ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ገሊፁ

ኣሜሪካ ኣብ ዝተመረፁ ግዝኣታት ምብራቓዊ ሶሪያ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኢራንን ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓትን ዝጥቀሙሎም ወተሃደራዊ ማእከላት ዒላማ ዝገበረ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ኣብ ምብራቓዊ ሶሪያ ክልተ ቦታታት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ቀጥታዊ ትእዛዝ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኢራቕን ሶሪያን ዝርከቡ መዓስከራት ሰራዊት ኣሜሪካ ንዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዓፀፋዊ ምላሽ…

ዜና ትግርኛ
0

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዘካዮዶ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዘካዮዶ መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ምምሕልላፉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣመልኪቱ። ውሳነታት መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ብሰፊሑ ድሕሪ ምዝታይ እታወታት ብምውሳኽ ንኽፀድቕ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኽመሓላለፍ ብሙሉእ ድምፂ ወሲኑ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ብሰፊሑ…

ዜና ትግርኛ
0

ንናይ ሽዱሽተ ዞባታት ሓለፍቲ ኣብያተ ፅሕፈት ምልዕዓል ህዝቢ ኮይኖም ተመዲቦም ኣብ ስራሕ ዝፀንሑ ኣመራርሓ ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒሎም

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ንናይ ሽዱሽተ ዞባታት ሓለፍቲ ኣብያተ ፅሕፈት ምልዕዓል ህዝቢ ኮይኖም ተመዲቦም ኣብ ስራሕ ዝፀንሑ ኣመራርሓ ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒሎም። ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት15 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም

ዜና ትግርኛ
0

”ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ሓላፍነት ዝጎዶሎ ፀብፃብ ምውፅኡ ብኣውርኡ ብስቓይ ህዝቢ ትግራይ ምብጫው እንትኾን ኣብኡ እንተሎ ከዓ ማሕበረሰብ ዓለም ንምድንጋር ዓሊሙ ኮነ ኢሉ ዘዳለዎ ቅጥፈት ስለዝኾነ ተቐባልነት ዘይብሉ ተግባር እዩ።”

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዘውፅኦ ሓላፍነት ዝጎደሎ ፀብፃብ ኣመልኪቱ ካብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተውሃበ መልሲ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ተመዛበልቲ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ መንግስቲ ፌዴራል ብዝገበሮ ፃዕሪ ብስንኪ ኲናት ዝተመዛበሉ ተጋሩ ብብዝሓት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱን ሰብኣዊ ሓገዝ እውን እናቐረበሎም ከምዝኾነ ኣምሲሉ ፀብፃቡ ዕላዊ ገይሩ ኣሎ። ሚልዮናት ተጋሩ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ዝኸፈአ ኩነታት ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

ዝተጀመረ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም

ኣብ ፅባሕ ብሄራዊ መርድእና ዘሎ ዕማም ኣብ ዞባታት ደቡብ፣ ደቡብ ምብራቕን ምብራቕን ከምኡ ድማ ኣብ ዞባታት ማእኸላይን ሰሜናዊ ምዕራብን ዝረአ ዘሎ ወቅቱ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዘራእቲ ከብፅሖ ዝኽእል ሓደጋ ንምክልኻል ምስ ዝምልከቶም ገበርቲ ሰናይ ኣካላትን ህዝብን ተወዲድካ ምስራሕ ምዃኑ ዝሓበሩ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ፤ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት መንግስቲ ብዘውፀኦ ኣንፈት መሰረት ብፍላይ ናይ ስድራ ስውኣት ዝራእቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ እንተሰርሐ፣ ፌዴራል መንግስቲ ግን ግዝኣት ትግራይ ክሳብ ሕዚ ክምለስ ኣይካኣለን — ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ

ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ብኣምባሳደር እንግሊዝኛው ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዎልችን ኣብ ጀርመን ዳይሬክተር ጀነራል ኢኮኖሚያዊ ኮኦፕሬሽንን ዲቨሎፕመንትን ፎር ኣፍሪካ ብራይት ፒክልን ዝተመርሐ ጉጅለ ሎምዓልቲ ኣብ ዘሳለጥዎ ምይይጥ፣ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ይሰርሕ እኳ እንተሃለወ፣ ፌዴራል መንግስቲ ግን ብወረርቲ ሓይልታት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ዝተትሓዘ ከባቢታት ትግራይ ክሳብ ሕዚ ክምለስ ብዘይምግባሩ…

ዜና ትግርኛ
0

ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ሃምዶክ፡ ኲናት ንምቁራጽ ሓድነት ሱዳን ክህሉ ይጽውዕ

ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ዓብደላ ሓምዶክ ኣብታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዘላቒ ፍታሕ ንምርካብ ኣብ መንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ትማሊ ሶኑይ ጸዊዖም። ሓምዶክ ጻውዒቱ ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ናይቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ኲናት ሱዳን ንምቁራጽ ስሙር ዲሞክራስያዊ ሲቪላዊ ግንባር ንምፍጣር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ናይ ሰለስተ መዓልታት ኣኼባ እዩ። ሓላፊ መሰጋገሪ ካቢነ ሚኒስተራት ነበር ኣብ ዘስምዖ…

ዜና ትግርኛ
0

ካብ ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ መቐለ ዝተውፃእፀአ ማሕበረሰብ ወፍሪ ዓፂድ ንስድራ ስውኣት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ወረዳ ሕንጣሎ ኣሳሊጡ

እቶም ኣብቲ ወፍሪ ዝተሳተፉ ወገናት ካብ ማሕበረሰብ ንግዲ ከተማ መቐለ፥ ካብ ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት፥ ካብ ጋንታ ስፖርት መቐለ 70 እንደርታን ሲራክ ማሕበር መናእሰይን ካልኦትን ዝርከብዎም እዮም። ከም ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ድማ ኣብ 5 ወረዳታት ወፍሪ ዓፂድ ንስድራ ስውኣት ተሳሊጡ።

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ወፍሪ ምእካብ ዝባፅሑ ዘራእቲ ይሳለጥ ኣሎ

ዋና ኣመሓዳሪ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣይተ ኣስመላሽ ገብረስላሴ ንድምፂ ወያነ ትግራይ ከም ዝበልዎ ወፍሪ ዓፂድ ዝባፅሑ ዘራእቲ ኣብ 13 ጣብያታት እታ ወረዳ ካብ 7 ክሳብ 21 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ብወፍሪ እናተሳለጠ እዩ። ኣብቲ ዝሳለጥ ዘሎ ወፍሪ ስድራ ስዉኣት ቀዳምነት ተዋሂብዎም ክሕገዙ ቀፂሎም ድማ ኣረጋዉያንን ፀገም ጥዕና ዘለዎም ነበርቲ ተጠቀምቲ እናኾኑ እዮም ። ኣብቲ ወፍሪ ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

ምእንተና ዝተሰውኡ ደቅና ሰማእታትና እዮም

” ክንፀንዕ ይግባእ ፥ ስድራ እዞም ሰማእታት ምሕጋዝ ናይ ነፍስ ወከፍ ዜጋ ግቡእ ‘ ዩ ። ተሓጋጊዝና ናብ ልምዓት ክንኣቱ ኣለና። እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ሰናይ ተግባር ካልኦት እውን ክስዕብዎ ኣለዎም። ዓድና ሰላም ይግበረልና” ሎሚ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ሕንጣሎ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ዓፂድ ዝተሳተፉ ኣቦታት ሃይማኖት ትግራይ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ።

ዜና ትግርኛ
0

ውሕመ ዓለማዊ ኩነታት ኣብ ግምት ዘእተወ ምምሕያሽ ንክገብር ተሓቲትቱ

ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ቻርተር ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ብምዝታይ ዓለማዊ ኩነታት ኣብ ግምት ዘእተወ ምምሕያሽ ንክገብር ኢትዮጵያ ሓቲታ።  ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሎ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ዝተሳለጠ መበል 78 መርሃ ግብሪ ዕለተ ዝኽሪ ውሕመ ተሳቲፎም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኢትዮጵያ መስራቲት ሃገር ብምዃና መትከላት ቻርተር እቲ ትካል ትድግፍ ኢያ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ፈላማይ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ ኣካደን 

ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ፈላማይ ዝኾነ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ ኣካደን።  እቲ ሰለስተኣዊ ወታደራዊ ልምምድ ካብ ሰሜን ኮሪያ ክፍኖ ዝኽእል መጥቃዕቲ ኒውክሌርን ሚሳኤልን ንምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ ልሳነ ምድር ኮሪያ ዝተኻየደ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ÷ ኒውክሌር ናይ ምሽካም ዓቕሚ ዘለዋ ስትራቴጂክ ቦምብ ትድርቢ ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ከምዝተሳተፈት ተሓቢሩ፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ ዘበናዊ ተዋጋእቲ ጄታት…

ዜና ትግርኛ
0

እስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ዝተፀወዐ ጉባኤ ብዘስምምዕነት ተበቲኑ

ተጋዲዱ ዘቐፀለ ኲናት እስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ትማሊ ብግብፂ ዝተኻየደ ጉባኤ ሰላም ብዘስምምዕነት ተበቲኑ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ኣሜሪካን እስራኤልን እንተይተሳተፋ ምትራፈን ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣሕመድ ፋህሚ ኣብዝሃቡዎ መግለፂ÷ “ግብፂ እናተበኣኣሰ ኣብ ዝመፅአ ሰብኣዊ ቅልውላው ንተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ጭብጢ ኣብ ምትሓዝ ተሳኺዑላ ኢዩ” ኢሎም፡፡ ኣብቲ ጉባኤ÷ ተወከልቲ ሕቡራት መንግስታት ፣ ጆርዳን፣ ኳታር፣…

ዜና ትግርኛ
0

ኢራን፡ ማእከላይ ምብራቕ ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ክኸይድ ከምዝኽእል ኣጠንቂቓ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ሑሴን ኣሚር ዓብደላሂያን፡ እስራኤል ኣብ ወሽመጥ ቓዛ እትገብሮ መጥቃዕቲ እንተዘየቋሪጻ ማእከላይ ምብራቕ ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ክኸይድ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ። ኣሜሪካ፡ ንመንግስቲ እስራኤል ወተሃደራዊ ደገፍ ብምሃብ “ተሓታቲት” ምዃና’ውን ገሊጹ። ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንያሚን ናታንያሁ ንሰራዊት እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ህዝቡ ንህይወቱ ኣብ ውግእ ከምዘሎ ኣጠንቂቑ። ኣንጻር ሓማስ ዝካየድ ዘሎ…

ዜና ትግርኛ
0

ሳልሳይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ደምቢታትን መምርሒታትን ኣመላልኣን ኣላቕቓን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ግብፂ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ

ኣብቲ ድርድር ድማ ኣብ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ቴክኒካልን ማዕቐፍ ህጊን ኣብ ዝሐሸ ውፅኢት ንምብፃሕ ትኹረት ከምዝግበር ተሓቢሩ፡፡  ኢትዮጵያ ኣብ 2015 ብብርኪ መራሕቲ ዝተፈረመ መግለፂ መምርሒ ስምምዕነት መሰረት ብምግባር እቲ ድርድር ብፍትሓውነትን ምኽንያታዊ ኣጠቓቕማን መምርሒ መሰረት ብምግባር ኣብ ውፅኢት ንምብፃሕ ከምትሰርሕ ተገሊፁ፡፡

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ክልል ኣምሓራ ተነቢሩ ኣብ ዝነበረ የሰዓት ሰዓት እቶ እቶ መመሓየሺ ተገይሩ 

.ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣንፃራዊ ሰላም ምምፅኡ ስዒቡ ኣብ ሰዓት እቶ እቶ ምምሕያሽ ከምዝተገበረ ኮማንድ ፖስት ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢር ኮሙኒኬሽን ክልል ኣምሓራን ኣባል ኮማንድ ፖስትን መንገሻ ፈንታው( ዶ/ር)÷ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ብኮማንድ ፖስት ሰዓት እቶ እቶ ተነቢሩ ከምዝነበረ ኣብሪሆም፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብቲ ክልል ብዝተገበረ ስራሕ ምኽባር ሰላም ኣንፃራዊ ሰላም ምምፅኡ ስዒቡ ድማ ተነቢሩ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ሸዉዓተ ጣብያታት ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ሓደጋ ድርቂ ከም ዘጋጠመ ተገሊፁ

በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ሂወት ሰብን ጥሪትን ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ከም ዘሎ ድማ ተሓቢሩ። መተሓባበሪ ዘራእትን መስኖን ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ኣይተ ካሕሳይ ገብረማርያም ከም ዝበልዎ ሎሚ ዘበን ክራማት ኣብታ ወረዳ ካብ ዝርከባ 12 ጣብያታት እተን ሸዉዓት ብኸቢድ ድርቂ ተሃስየን እየን። እተን ዝተረፋ ሓሙሽተ ጣብያታት እዉን ብወሳናይ መልክዑ ብድርቂ ተጎዲአን ኣለዋ ዝበሉ ኣይተ ካሕሳይ ከም ሳዕቤኑ…