Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ተዋዳዳሪ ዘይተረኸቦ ግህሰት ሰብኣዊነት ኣብ ትግራይ

ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ኣብ ዝኾነ ክፋል ዓለም ኣይተፈፀመን ክብል ክፍሊ ሕጊ ፓርላማ እንግሊዝ ገሊፁ፡፡ ንኽልተ-ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ደማዊ ኲናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ገበን ኣብ ዝኾነ ክፋል ዓለም ተፈፂሙ ኣይፈልጥን ክብል ክፍሊ ሕጊ ፖርላማ እንግሊዝ ኣፍሊጡ:: እቲ ፖርላማ ናብ ቀወምቲ ኣባላት ሰብኣዊ መሰል ወድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝለኣኾ ፀብፃብ ፃንሒት መርማሪ…

English Newsዜና ትግርኛ
0

Blinken once again tells PM Abiy need for peaceful resolution to end Oromia, Amhara crises

U.S. Secretary of State Antony Blinken once again spoke with Prime Minister Abiy Ahmed expressing US concerns “about the situations in the Amhara and Oromia Regions” in a phone call on Thursday night. This is the second time the US has expressed concerns about the ongoing security crisis in Amhara region since militarized violence griped the region as of…

English Newsዜና ትግርኛ
0

Tigray interim admin requests immediate start of political dialogue with federal gov’t

The Interim Administration of Tigray Regional State has requested an immediate kick start of a political dialogue with the federal government of Ethiopia in accordance with the Cessation of Hostilities Agreement signed in South Africa, Pretoria in November 2022, which resulted in silencing the guns after two years of devastating war. Amanuel Assefa, head of…

ዜና ትግርኛ
0

Tigray Interim Admin, TPLF vow to investigate corruption, bring comprehensive reform and ensure release of detained Tigrayans

In a joint statement given to local media in Mekelle, the capital of Tigray state, on Friday, Getachew Reda, President of Tigray Interim Administration, and Debretsion Gebremichael (PhD), Chairman of Tigray People’s Liberation Front (TPLF) vowed to work jointly to fight against maladministration and widespread corruption in the region, enhance accountability, and conduct a comprehensive reform within…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ልዕሊ 132 ሽሕ ሄክታር መሬት ድርቂ ከምዘጋጠመን ህፁፅ ዝተዋደደ ስራሕ ከምዝጠልብን ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ኣፍሊጡ።

ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ብዋናነት ኣብ ጉዳይ ድርቅን መፍትሒኡን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዞባታትን ወረዳታትን ዘተ ኣሳሊጡ ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ዶ/ር እያሱ ኣብረሃ ሎሚ ዓመት ኣብ 27 ወረዳታት ኣብ ልዕሊ 132 ሽሕ ሄክታር መሬት ድርቂ ኣጋጢሙ ኣሎ ኢሎም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ሓላፊ ካቢኔ ሰክሬተርያት ሽግግር ልምዓት ማሕበረ ቁጠባ ኣይተ በየነ…

ዜና ትግርኛ
0

ቁፅሪ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ስደተኛታት ብ3 ዕፅፊ ወሲኹ

ናብ ኣውሮፓ ንምስጋር ብዝብል ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ኣፍሪካውያን ስደተኛታት ቁፅሮም ብሰለስተ ዕፅፊ ከምዝወሰኸ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ንኣብነት ድማ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ክሳብ ነሓሰ ኣብ ዘሎ እዋን 990 ኣፍሪካውያን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ፀብፃብ እቲ ትካል ኣመልኪቱ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ህይወቶም ዝሓለፈ ኣፍሪካውያን ስደተኛታት ቁፅሮም 334 ከምዝነበረ ኣፍሪካ ኒውስ ፀብፂቡ፡፡ ኣብ ኣውሮፓ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ሓገዝ ምግቢ ተገይሩ

ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ፌዴራል ንተመዛበልቲ ወገናት ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ምግቢ ከምዝገበረ ኮሚሽን ሓደጋ ስግኣት ቅድመ ድልዉነትን መጠንቀቕታን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ምግቢ÷ ስርናይ፣ ሕሩጭ ስርናይ፣ ፋፋን ዘይትን ዘካተተ ከምዝኾነ ዳይሬክተር እቲ ኮምሽን ኣይተ ገብረዝጋብሄር ኣረጋዊ ገሊፆም። እቲ ዝተውሃበ ሓገዝ ንመዛበልቲ ጥራሕ ከምዝወሃብን ቀዳምነት ዝዉሃቦም ወገናት ቀዳምነት ብምሃብ ከምዝከፋፈልን ኣብሪሆም። ን745…

ዜና ትግርኛ
0

ብዓል ዋና ዩናይትድ ስቲል አይተ አዘዞም አየለ አብ ማእኸል መሐብሐቢ ሓርበኛታት እንግዶት ምሳሕ ገይሮም።

ብዓል ዋና ዩናይትድ ስቲል አይተ አዘዞም አየለ አብ ማእኸል መሐብሐቢ ሓርበኛታት ጉድኣት ኲናት ትግራይ ንዝርከቡ ጀጋኑ ጉድኣት ኲናት ትግራይ ናይ ቤተሶቦም መርዓ ዝውዕል ዝነበረ ወፃእን ካልእን ብምውሳክ እንግዶት ምሳሕ ገይሮም። መርዓ ቤተሰበይ ምስዞም ጀጋኑ ኢና ነሕልፎ ብምባል ነቲ እንግዶት ምሳሕ ከምዘሳለጥዎ ዝገለፁ በዓል ሃፍቲ ኣይተ ኣዘዞም ኣየለ፣ ካብዚ ብተወሳኪ ንትካል ገባሪ ሰናይ እሞሆይ ፀጋ 5ዐዐ…

ዜና ትግርኛ
0

ምጅማር ዕላዊ ወፍሪ መንነት(ምትእክካብ እቶት)

ብሰንኪ ወረርቲ ሓይሊ ታት ካብ መረበቶም ተመዚቢሎምን ተሰዲዶምን ከርፋሕ ናብራ ዘሕልፉ ዘለዉ ተጋሩ ሂወቶም ንምድሓን ዝዓለመ ብብርኪ ክልል ወፍሪ ምትእክካብ እቶት ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ ምድሓን መንነት ዝብል ስያመ ዝተውሃቦ ኮይኑንተሓጋገዝ፣ንሕወ ፣ንገስግስ ብዝብል ቴማ እዩ ተጀሚሩ ዘሎ። እቲ ወፍሪ ምትእክካብ እቶት አብ 3 ብርኪ ዝተከፈለ ኮይኑ አብ ሓፂር እዋን ማእከላይን ነዊሕን ተባሂሉ ተኸፋፊሉ አሎ። እቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዓዲ ግራት ኣከባብራ በዓል መስቀል ተረኺቦም ካብ ዘሕለፉዎ መልእኽቲ:—

★እዚ በዓል መስቀል እነኽብሮ ዘለና ናብዚ መድረኽ ዘብፅሑና ሰማእታትና ንክብሮም ብዝምጥን መንገዲ መርድእ ኣርዲእና ብመስዋእቶም ሓዚና ግን ድማ በቲ ዘምፅእዎ ሰላም ቀፃሊ እውን ናይ ትግራይ ህልውና ውሑስ ኣብ ምግባር በዝኸፈልዎ መስዋእትነት እናተሓበንና መርድእ ብስሩዕ ዕላዊ ንምግባር ኣብ እንሸባሰበሉ ኮይንና ኢና ነብዕሎ ዘለና። ★ ካብ ቐፃሊ ሰሙን ጀሚሩ ሰማእታትና በክብሪ እናፍልጠሉ፣ዝግበኦም ክብሪ እንህበሉ ክንጅምር ኢና ★…

ዜና ትግርኛ
0

በዓል መስቀል ኣብ ጎቦ ጮምዓ

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ጎቦ ጮምዓ ዝኽበር በዓል መስቀል ሎምዉን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ምኽባር ተጀሚሩ ኣሎ። ኣብቲ ኣብ ጎቦ ጮምዓ መቐለ ዝኽበር ዘሎ በዓል መስቀል መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን ኣመራርሓ ጊዝያዊ ምምሕዳርን ተኸተልቲ እቲ እምነትን ተረኺቦም የኽብርዎ ኣለዉ።

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ኢራቅ ኣብ ስነ ስርዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 100 ሰባት ምሕላፉ ተሰሚዑ

ኣብ ሰሜን ኢራቅ ኣብ ስነ ስርዓት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 100 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ንሕልፈት ካብ ዝተቓልዑ ሰባት ብተወሳኺ፥ 150 ሰባት ከምዝቖሰሉ ቢቢሲ ፀብፂቡ። መበገሲ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ መርዓ ዝተተኮሰ ርችት እንተይኮነ ኣይተርፍን ተባሂሉ። ሰብ መዚ እታ ሃገር ብግደኦም፥ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ተቐፃፀልቲ ነገራት ነቲ ባርዕ ሓዊ ኣጋዲደሙዎ ክኾኑ ከምዝኽእሉ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ኬንያ ዝርከቡ ተጋሩ ኣብ ትሕቲ ፅላል ማሕበር ደቂ እኖ ተጠርኒፎም ዝርከቡ ብልዕሊ ሰለስተ ሚኢቲ ሽሕ ቕርሺ ወፃኢ ኣብ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ኣበርኪቶም።

ዝተገፀሙ ተምሃሮና ንሓገዝ ብዝብል መሪሒ ሓሳብ ኣብ ኬንያ ዝርከቡ ተጋሩ ኣብ ትሕቲ ፅላል ማሕበር ደቂ እኖ ዝነጥፉ ልዕሊ ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ ወፃኢ ብምግባር ኣብ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ ዝርከብ ሙሉእ ቐዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሕጉም ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ኣበርኪቶም። ተወካሊ እታ ማሕበር መንእሰይ ይብራህ ደስታ ብሰንኪ ኩናት ዝተሃሰየ ተምሃራይና ሓገዝና ናብ ዝሓሸ ሂወት ንክሰጋገር ኣብ ውሽጢ…

ዜና ትግርኛ
0

ውድድር ጉያ ብምኽንያት በዓል መስቀል

በዓል መሰቀል ዓጋመ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ዓብይ ጉያ ተሳሊጡ፡፡ በዓል መሰቀል ዓጋመ ብዝተፈላለየ ምድላዋት እናቐፀለ እንትኸውን ሎማዓንቲ ድማ ብኣሰናዳእነት ማሕበር ልምዓት ዓጋመን ቃና ኢቨንትን ኣብ ከተማ ዓዲግራት ካብ ማእኸል ፒያሳ ክሳብ ሞቢል 4 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ በፂሕኻ መልሲ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ፡፡ እቲ ውድድር ጉያ ብኣትሌት የማነ ፀጋይን ወዲ ነብስሄር ኣትሌት ሻምበል ምሩፅ…

ዜና ትግርኛ
0

በዓል መስቀል ኣብ ዓጋመ ስነ-ስርዓት ዓኾዓኾዃይ

ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ሜዳ ባዓቲ ማይ መሳኑ ስነ-ስርዓት ዓኾዓኾዃይ ተሳሊጡ። ኣብዚ ስነ ስርዓት ሓላፊ ባህልን ቱሪዝምን ዶ/ር ኣፅብሃ ገብረእግዚኣብሄር ሓዊሱ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ግዚያዊ ምምሕዳር መንግስቲ፥ ዓበይቲ ዓድን ዳያስፖራ ደቂ ትግራይን ከምዝተረኸቡ ቤት ፅሕፈት ኮምኒኬሽን ከተማ ዓድግራት ፀብፂቡ።

ዜና ትግርኛ
0

ሓገዝ ምግብን ናውቲ ትምህርትን ካብ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ

ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ መቐለ መዕቆቢ ተመዛበልቲ ንዝርከቡ ወገናት ሓገዝ ምግብን ናውቲ ትምህርትን ሂቦም፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረከቡ ተጋዳላይ ዮሃንስ ወ/ጅውርጊስ (ጆን መዲድ) ተፈናቓሊ ህዝቢ ናብ መረበቱ ክምለስን ኣብ ኢድ ፀላኢ ዘሎ ቦታታት ሓራ ንክወፅእን ተታሒዙ ዘሎ ሰለማዊ ቃልሲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብምግላፅ እዚ ብሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ንተመዛበልቲ ወገናት ዝተውሃበ ሓገዝ ምግብን…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ 2015/16ዓ.ም ኣብ ትግራይ ክዝራእ ተታሒዙ ካብ ዝነበረ ትልሚ እቲ 48 ሚኢታዊ ጥራሕ ተግባራዊ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ።

ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ዘይምትግባሩ ዘጋጠመ ድርቅን ወራር ዕስለ ኣምበጣን እቲ ትልሚ ተግባራዊ ከይኸውን ዕንቅፋት ምዃኑ እውን ሓቢሩ ኣሎ። መንግስቲ ፌደራል ዘለዎ ሓላፍነት ብህፁፅ ክዋፃእ ድማ እቲ ቢሮ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ፀዊዑ።

ዜና ትግርኛ
0

ብነዳዲ ዝሃብተማ ሃገራት ቀረጽ ክሊማዊ ለውጢ ክኸፍላ ኣለወን ተባሂሉ

ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ነበር ጐርደን ብራዉን፡ ብነዳዲ ሃብታማት ዝዀና ሃገራት፡ ድኻታት ሃገራት ኣንጻር ክሊማዊ ለውጢ ንኽቓለሳ ብገንዘብ ክኽሕሰአን ክድግፈአንን ኣለወን ኢሉ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ከም ስዑድ ዓረብ፡ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ቐጠርን ኖርወይን ዝኣመሰላ ብነዳዲ ዝሃብተማን ካብ ነፍሲ ወከፍ ወሰኽ ነዳዲ ዘይተኣደነ መኽሰብ ዝግሕጣ ዘለዋን ሃገራት፡ ካብ መኽሰበን ንድኻታት ሃገራት ከመቓርሓ ከምዘለወን’ዩ ዝጽውዕ ዘሎ። ጐርደን…

ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ንኣምባሳደር ስፔይን ኣብ ኢትዮጵያ ማኑኤል ሳላዛር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦምዎም፡፡

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳን ኣምባሳደር ማኑኤል ሳላዛርን ሎሚ 15 መስከረም 2016 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሐፈት ፕረዚደንት ዝተመያየጡ ኮይኖም፣ እዋናዊ ኩነታት ክልልና ብዝምልከት ብፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ መብርሂ ተወሃብዎም’ዩ። ኣምባሳደር ማኑኤል ሳላዛር ብወገኖም መንግሰቶም ኣብ ዘፈራት ጥዕና ፣ ሕርሻን ትምህርታዊ ስልጠናን ፕሮጀክትታት ብምሕንፃፅ ክሕግዙ ከምዝደልዩን ቅድም ክብል ኣብ ሽረን ኣክሱምን ዝነበሩ ፕሮጀክትታት ዳግም ንምጅማር ከምዝተዳለዉን ገሊፆም እዮም፡፡እቶም ኣምባሳደር…

ዜና ትግርኛ
0

ቅድሚ ሰሙን’ውን፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ንኮንጎ ብራዛቪል ንልዕሊ 39 ዓመታት ዝመርሓ ፕረዚደንት ደኒስ ንጉሶ ዕልዋ መንግስቲ ተፈቲንሉ ዝብል ወረ ተቓሊሑ ምንባሩን እታ ሃገር ካብ ሓቒ ዘርሓቐ ምዃኑን ሓቢራ ነይራ’ያ።

ኣብቲ እዋን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት፡ ወተሃደራት እታ ሃገር ነቲ ወዲ 79 ዓመት ኰይኑ ዘሎ ፕረዚደንት ደኒስ ንጉሶ ካብ ስልጣን ንምእላይ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ኣካይዶም ዝብል ዜና’ዩ ተናፊሱ ነይሩ። ፕረዚደንት ደኒስ ንጉሶ ብተመሳሳሊ ኣብቲ ፕረዚደንት ብሩንዲ ኢቫሪስተ ንዳዪሽሚየ ዝተሳተፎ መበል 78 ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኣመሪካ ኣብ ዝገሸሉ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ብድሕሪኡ ካብ ስልጣን ንምዕላዉ…

ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ብሩንዲ ‘ዕልዋ ተፈቲንዎ’ ንዝብል ወረ ነጺጉ

ፕረዚደንት ብሩንዲ ኢቫሪስተ ንዳዪሽሚየ፡ ኣብቲ ንሱ ናብ ኩባን ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ ኣኼባ ሕቡራት ሃገራትን ንምስታፍ ንኽልተ ሰሙን ካብ ሃገሩ ወጻኢ ዝነበረሉ፡ ኣብ ልዕሊኡ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ተፈጺምዎ ዝብል ክንዛሕ ዝጸንሐ ወረታታት ብምዅናን ውጹእ ሓሶት ምዃኑ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ካብ ሃገሩ 10 መስከረም ምስ ወጽአ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ኣንጻሩ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዘተኻየደ ዝገልጽ ዘረባታት ብዙሓት…

ዜና ትግርኛ
0

Several killed, many injured in fresh clashes in Babile near Oromia, Somali regions border

views of local officials in Babile district as well as East Hararghe zone from the Oromia side have been futile. In March, Addis Standard reported that seven people were killed and 14 others seriously injured following days of clashes between communities residing in adjacent districts of Tulu Guled in Somali region and Chinaksan in Oromia region. Earlier in January,…

English Newsዜና ትግርኛ
0

TPLF Central Committee calls for UN experts’ mandate extension, full implementation of Pretoria agreement; admits “internal weaknesses”

 Home/Politics EthiopiaHumanitarian Crisis in TigrayNewsPoliticsTigray Interim AdministrationTigray regional state  Trending News: TPLF Central Committee calls for UN experts’ mandate extension, full implementation of Pretoria agreement; admits “internal weaknesses” September 26, 2023  4 minutes read TPLF Chairman Debrestion G/Michael. Photo Credit: DW TV Addis Abeba – After a week-long deliberations, the Central Committee (CC) of Tigray People’s…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ዓሚቕ ድኽነት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ምጥንኻር ዓርሰ ምርኮሳ ግዚኡ ዝጠልቦ ዉራይ ” ፡- ተጋዳላይ ተኽላይ ኣሸብር

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ዓሚቕ ድኽነት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ምጥንኻር ዓርሰ ምርኮሳ ግዚኡ ዝጠልቦ ዉራይ ምዃኑ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካቢኔ ሴክረታሪያት ዳግመ ህንጸትን ምጥያሽን እግሪ ምትካልን ተጋዳላይ ተኽላይ ኣሸብር ገሊጹ ። ተጋዳላይ ተኽላይ ኣሸብር ነዚ ዝገለጸ ኣብ 2013 ዓ/ም ህዝቢ ትግራይ ህልዉኑኡ ንምርግጋጽ የካይዶ ኣብ ዝነበረ ናይ ህልውና መኸተ ኣብቲ እዋን ደቡባዊ…

ዜና ትግርኛ
0

ሐገዝ ናውቲ ትምህርቲ ማሕበር ልምዓት እገላ

ማሕበር ልምዓት እገላ፣ አብ አዲስ አበባን ስዑዲ ዓረብን ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ እገላ ብምትሕብባር ልዕሊ 6 ሚልዮን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እገላ አረኪባ። ተመሃሪት ንያት ይርጋለም ተምሃሪት 7ይ ክፍሊ ብሰንኪ ኮረናን ጀኖሳይዳዊ ኩናት ትግራይን ንልዕሊ ሰለስተ ዓመት ካብ መአዲ ትምህርቲ ተፈልያ ብምፅናሕ ብዝተረኸበ ተስፋ ሰላም ናብ ቤት ትምህርቲ ተመሊሳ እቲ ቤት ትህርምህታን…

ዜና ትግርኛ
0

ነቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኸፈሎ ከቢድ ዋጋ ዝምጥን ምንቅስቓስ ብምግባር ትግራይ ናብ ዝሓሸ ለውጢ ክነሰጋግራ ይግባእ ።

—ተጋዳላይ ዮውሃንስ ወልደጊዮርጊስ (መዲድ) ዘይተመለሱ ቑዕፊ ሕቶታት ህዝቢ ትግራይ ምላሽ ንክረኽቡ ህዝቢ ትግራይ ሓድነቱ ኣፅኒዑ ክቃለስ እውን ፀዊዑ። ነቲ ሕዚ በፂሕናዮ ዘለና ምዕራፍ ቓልሲ ንምስግጋር ህዝቢ ትግራይ ዝኸፈሎ ከቢድ መስዋእትን መቑሰልትን ልዑል ክብሪ ሂብካ ብቐፃልነት ነቲ ዝተኸፈለ መስዋትን መቁሰልትን ዝምጥን ቓልሲ ብምክያድ ትግራይ ናብ ዝሓሸ ሃዋሁው ለውጢ ምስግጋር ከምዝግባእ ተጋዳላይ ዮውሃንስ ወልደጅወርግስ (ጆን መዲድ) ተዛሪቡ።…

ዜና ትግርኛ
0

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ ፅገና መንገዲ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም መንገድታት ፀፀር ፅገና የሳልጥ ከምዘሎ ገሊፁ፡፡ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብቶም ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ብልፍንታውያን ወረርቲ ሓይልታት ዝዓነው መሰረተ ልምዓት መንገዲን ከምኡ እውን ብሰንኪ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ትግራይ ከይተፀገኑ ዝፀንሑ መንገድታት ኣብ ምፅጋን ከም ዝርከብ ኣፍሊጡ። ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብ እንትጨ ናብ ነበለት ዝወስድ 39 ኪሎ…

ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ምትሕብባረን ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ደመቀ መኮንን ምስ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ መዘነኦም ሼክ ዓብዱላህ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ጎና ጎኒ መበል 78 ኣኼባ ውሕመ ዝተኻየደ ምዃኑ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ዘተኦም ድማ ናይ ሓባር ጉዳያት ኣብ ዝኾኑ ክልተኣዊን ዞባዊን ዛዕባታት ዘልዐሉ እንትኾኑ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ኩለመዳይ ምትሕብባር ንምድንፋዕ ተስማዕሚዖም።…

ዜና ትግርኛ
0

ካልኣይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ካልኣይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ደምቢታትን መምርሒታትን ኣመላልኣን ኣላቕቓን ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። መራሒ ጉጅለ ልኡኽ ተደራዳሪ ወገን ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር)፥ እቲ ልዝብ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2015 ዝተበፅሐ መምርሒ መግለፂ መሰረት ብምግባር ብዓወት ድሕሪ ዝተዛዘመ ራብዓይ ዙር ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ከምዝኾነ ገሊፆም። ብምዃኑ ኣበዚ ዙር ዝግበር ዘተ…

ዜና ትግርኛ
0

ኤችኣይቪ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ፈተነ ክታበት ይግበር ኣሎ

ደቡብ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ሓድሽ መከላኸሊ ክታበት ኤችኣይቪ ምፍታን ከም ዝጅምራ ተገሊጹ። ኣብዚ እዋን ድማ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክሊኒካዊ ፈተነ ዝሳተፉ ሰባት ክምዝግባ ጀሚረን ኣለዋ። ብመሰረት ሃገራዊ ትካላት ጥዕና ኣመሪካ፡ እቲ ቪኣይኣር-1388 ዝተባህለ ክታበት፡ ንኣካላት ቲ-ዋህዮታት ንምሕጋዝ ዝተዳለወ እዩ። ቲ-ዋህዮታት ኣካል ስርዓተ ምክልኻል ሕማም ኰይኖም፡ ካልኦት ዋህዮታት ጸገም ከይህልዎም ድማ ይቈጻጸሩን ይምርምሩን። እቲ ክታበት፡ ስርዓተ ምክልኻል…

ዜና ትግርኛ
0

ስዑድ ዓረብን እስራኤልን ውዕል ሰላም ንምኽታም ተቓሪበን

መራሒ ስዑድ ዓረብ ልዑል መሓመድ ቢን ሳልማን፡ ሃገሩ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ምስ እስራኤል ዘለዋ ምቅርራብ ተደልድሎ ከምዘላ ገሊጹ። ኣብ መንጐ እዘን ንነዊሕ ዓመታት ዲፕሎማስያዊ ርክባት ዘይነበረን ሃገራት ዝግበር ስምምዓት ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ዓቢ ለውጢ ከምጽእ ከምዝኽእል’ዩ ዝግለጽ። እንተዀነ እቲ ምስ ማዕከናት ዜና ብዙሕ ቃለ መሕተት ዘየካይድ ልዑል መሓመድ ቢን ሳልማን፡ ምስ ፎክስ ኒውስ…

ዜና ትግርኛ
0

መራሒ ሱዳን ኲናት ናብ ጐረባብቲ ሃገራት ክጋፋሕ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ

መራሒ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ናብ ጐረባብቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክጋፋሕ ከምዝኽእል ንሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ። ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፡ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ማሕበረሰብ ዓለም ንተጻባኢ ሓይሊ ወሃብ ህጹጽ ደገፍ – ዳዕመ-ሰሪዕ – ግብረ ሽበራዊ ኢሉ ክብይኖ ተማሕጺኑ። መራሒ ዳዕመ-ሰሪዕ ሓምዳን ደጋሎ፡ ብኻልእ ገጽ፡ ተዅሲ ደው ንምባል ድሉው ምንባሩ ገሊጹ። ሱዳን ካብ መፋርቕ ሚያዝያ ጀሚሩ ህይወት…

ዜና ትግርኛ
0

ተጋሩ ዲያስፓራ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈፀሙ ገበናት ፍትሒ ክረኽቡ ዝፅውዕ ሰልፊ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄነቫ ኣሳሊጦም።

ተጋሩ ዲያስፓራ ትማሊ ኣብ ጄኔቫ ቤት ፅሕፈት ውድብ ሀገራት ካውንስል ሰብኣዊ መሰላት ተሪኺቦም ደምፆም ኣስሚዒም እዮም። ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝተኸፈተ ቅሉዕ ጄኖሳይዳዊ ኩናት ስዒብ ዝተፈፀሙ ዓለም ለኸ ገበናት፣ ግፍዕታትን ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ፍትሒ ክረኽቡ ዝሓተቱ እቶም ተጋሩ ዲያስፓራ ዕድመ ስራሕ ዘበን ዓለም ለኸ ኮሚሽን ምፅራይ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሀገራት ክናዋሕ ፀዊዖም ። በተመሳሳሊ…

ዜና ትግርኛ
0

ውሕመ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ጉቴሬዝ ገሊፆም

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ድማ “ሰላም ፣ምዕባለ፣ ለውጢን ዘላቒነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጎድና ጎኒ ዝተኻየደ ኢዩ፡፡ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ እዋን ዘተ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዓሚቕ ስምዒት ምሕዝነት ከምዘለዎም ኣብሪሆም፡፡ ኢትዮጵያ ዘለዉዋ ማሕበረ-ኢኮኖሚያዊ…