ኩርናዕ ኣሜሪካ ኣብ መቐለ ዳግም ተከፊቱ
ኩርናዕ ኣሜሪካ ብዝብል ዝፍለጥ ማእኸል ሓበሬታን ቴክኖሎጅን ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ዳግም ተኸፊቱ ግልጋሎት ክህብ ጀሚሩ ። እዚ ብምትሕብባር ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያን መቐለ ዩንቨርስትን ዝተሃነፀ ማእከል መንእሰይ ክእለት ቋንቋ እንግሊዘኛ ክብ ዘብልሉን ምስ ካልኦት ዓለም ለኸ ዩኒቨርስቲታት ርክባት ክፈጥሩን ዓቕሞም ዘዕብይሉን ሙዃኑ ተሓቢሩ ። ኩርናዕ ኣሜሪካ ዳግም ምኽፋቱ ኣብ ምብሳር ኣብ ኢትዮጵያ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ…
