Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ መዚ መንግሰቲ ኣሜሪካ ዕውት ዘተ ከምዘሳለጡ ገሊፆም

ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ምስ ዝተፈላለዩ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ኣብ ህልው ኩነታት ትግራይ ብሓፈሻ፣ ኣብ ምጅማር ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ትግበራ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ኣብ ምርግጋፅ ስግግር ፍትሒ ብፍላይ ጠሚቶም ውፅኢታዊ ዘተ ምክያዶም ኣብ ገፅ ትዊተሮም ገሊፆም ። ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ሴናተር ኒውጀርሲ ኮሪ ቡከር ብዛዕበ ዝተቛረፀ ሰብኣዊ ረዲኤት ዳግም ንምጅማር ኣብዝከኣለሉ ኩነታት ፃዕሪ ምሕያል ከምዘድሊ’ውን ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

በኦሮሚያ ክልል በ5 ቢሊየን ብር ወጪ 1 ሺህ 395 ኪ.ሜ የመንገድ ግንባታ ስራ ተከናወነ

በኦሮሚያ ክልል በ2015 በጀት ዓመት 5 ቢሊየን ብር በሚጠጋ ወጪ 1 ሺህ 395 ኪሎ ሜትር አዲስ የመንገድ ግንባታ ስራ መከናወኑን የክልሉ መንገዶችና ሎጂስቲክስ ቢሮ አስታውቋል፡፡ በቢሮው የእቅድ ዝግጅት እና ክትትል ግምገማ ዳይሬክተር አሸናፊ ሃብታሙ እንደገለጹት÷ በተጠናቀቀው በጀት ዓመት በክልሉ የትራንስፖርት ፍሰትን የሚያሳልጡ በርካታ መንገዶች ተገንብተዋል፡፡ በዚህ መሰረት በበጀት ዓመቱ 5 ቢሊየን ብር በሚጠጋ ወጪ 1…

ዜና ትግርኛ
0

ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ-ስልጣናት ኣሜሪካ ኣብ ህልው ውድዓዊ ኩነታት ትግራይ ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም።~~~~~~ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ-ስልጣን ኣሜሪካ ኣብ ህልው ውድዓዊ ኩነታት ትግራይ ብሓፈሻ፣ ኣብ ምጅማር ሰብኣዊ ሓገዝ፣ አፈፃፅማ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ምርግጋፅ ፍትሓዊ ስግግር ድማድ ብፍላይ ጠሚቶም ውፅኢታዊ ዘተ ኣካይዶም።

እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሴናተር ኒውጀርሲ ኮሪ ቡከር ብዛዕበ ዝተቛረፀ ሰብኣዊ ረዲኤት ዳግም ንምጅማር ኣብዝከኣለሉ ኩነታት ፃዕሪ ምሕያል ከምዘድሊ’ውን ኣብ ምርድዳእ በፂሖም ፡፡ ብኻልእ ወገን ምስ ተሓባባሪት ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ሞሊ ፊ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን ምስ ኣብ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ክፍሊ ሓፈሻ ዓለማዊ ገበናዊ ፍትሒ ኣምባሳደር ቤት ቫን ሻክን ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

የሩሲያ-ዩክሬን ግጭት እንዲያበቃ ማድረግ በአፍሪካ ‘ህይወት ማዳን’ ማለት ነው – አዛሊ አሱማኒ

የሩሲያ- ዩክሬን ግጭት እንዲያበቃ ማድረግ በጥቁር ባህር በኩል ወደ ውጭ በሚላኩ እህል እና ሌሎች ምርቶች ላይ ጥገኛ የሆኑ ሰዎችን ህይወት ማዳን ማለት ነው ሲሉ የወቅቱ የአፍሪካ ህብረት ሊቀመንበር የኮሞሮሱ ፕሬዚዳንት አዛሊ አሱማኒ ገለጹ። ፕሬዚዳንቱ በሴንት ፒተርስበርግ እየተካሄደ ባለው የሩስያ-አፍሪካ የመሪዎች ጉባኤ ላይ ባደረጉት ንግግር በሩሲያና ዩክሬን መካከል ሰላማዊ አብሮነት መቀጠል እንዳለበት ገልጸዋል። በፈረንጆቹ 2022 የተደረሰው…

ዜና ትግርኛ
0

ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም

ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም። ትራምፕ ኣብ ፍሎሪዳ መንበሪ ገዝኦም ኣብ ዝርከብ ናይ ድሕንነት ካሜራ ዝተቐረፀ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ኣብቲ ገዛ ዝርከብ በዓል ሞያ ፅገና ንኸጥፈኦ ኣገዲዶም ብዝብል ተወሳኺ ክሲ ከምዝቐረቦም ቢቢሲን ኣልጀዚራን ፀብፂቦም። ናቶም ትእዛዝ ስዒቡ ድማ ቅድሚ ሕዚ ዓበይቲ ሚስጢራዊ ሰነዳት ኣሜሪካ ብግቡእ ኣይሓዙን ብዝብል ምስ ዝቐረበሎም ክሲ ተተሓሒዙ መረዳእታ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ “ዳግመ ህንፀት ትግራይ ሕውየትን” ዘድሀበ መድረክ ዘተ ተካይዱ

እግሪ ምትካልን ዳግመ ህንፀት ትግራይን ብዝብል ቴማ ንምርግጋፅ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ክውሰዱ ዘለዎምን ዝውሰዱ ዘለው ተበግሶታትን ኣመልኪቱ ዘተ ተሳሊጡ። ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብዝኾነ መንገዲ ክንሓልፎ ዘይንኽእል ዋኒን ኩሉ ትግራዋይን ናይ ሓባር ዕላማን ከቢድ ሸኽምን እዩ ድማ ኢሉ ጀነራል ታደሰ ወረደ። እቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ዕንወት ከቢድን ፃዕሪ ዝሓትትን ዋላ እንተኾነ ኩለ መዳያዊ ዓቕምታትና ብምጥቃም ንምፍትሑ…

ዜና ትግርኛ
0

ሓደጋ ዉሑጅ ኣብ ማእኸል መዕቖቢ ተመዛበልቲ ዓብዪ ዓዲ

ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ ብዕለት 17 ን 18 ን 2015 ዓ.ም ብዝወቕዐ ሓያል ዝናብ ኣብ ትካል ምግባረ ሰናይ እሞሆይ ፀጋ ግርማይ ከቢድ ሓደጋ ከም ዘብፀሐ ተሓቢሩ። ኣብቲ ማእኸል ንተመዛበልቱ ዝተዳለዉ ልዕሊ 3 ሚልዮን ብር ዝዋጎኦም ምግብታትን መሳርሕታት ምግብን ብዉሑጅ ከም ዝተወሰዱ እሞሆይ ፀጋ ግርማይ ንተሌቭዥን ትግራይ ገሊፀን። ክሳብ ሕዚ መንግስታዉን ዘይመንግስታዉን ትካላትን ዲያስፖራን ህይወት ተመዛበልቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ መኾኒ ሓርበኛታት ደቁ ተቐቢሉ።

ካብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ሉዓላዊ መሬቱን ንዝተዘፀመ ልፍንታዊ ጀኖሳይዳዊ ወራር ንምምካት ናብ ገድሊ ተፀንቢሮም ግቡኦም ፈጺሞም ካብ ኣሃዱታቶም ብኽብሪ ንዝተሰነዩ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ህዝቢ ከተማ መኾኒ ብዝለዓለ ክብሪ ተቐቢልዎም። ህዝቢ ከተማ መኾኒ ትግራይን ተጋሩን ካብ ጽንተት ንምድሓን ኣብ ዝተኻየደ መሪር ቓልሲ ግቡኦም ፈጺሞም ብኽብሪ ንዝተሰናበቱ ጀጋኑ ተጋደልቲ ብዝለዓለ ኽብሪ ዝተቐበሎም ኾይኑ ነቲ ዝፈጸምዎ ገድላዊ ታሪኽ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣሸማገልቲ ሃገራት ዉዕሊ ፕሪቶርያ ከይዲ ኣፈፃፅምኡ ዳግም ተመሊሶም ክከታተልዎ ይግባእ – ተሰናበቲ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ክፍለ ከተማ ሰሜን

ንልዕሊ ክልተ ዓመት ኣንፃር ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ጆኖሳይዳዊ ኲናት ኣብ ምምካት ዝፀንሑ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ብኽብሪ ተሰናቢቶም ኣለዉ። ህዝብን ምምሕዳርን ክፍለ ከተማ ሰሜን ከተማ መቐለ ድማ ብሄራዊ ክብሪ ኣጎናፂፉ ተቐቢልዎም ኣሎ። ብመሰረት ዉዕሊ ፕሪቶርያ ሰራዊት ትግራይ ጉቡኡ ከመዝፍፅምን ብኡ ልክዕ እዉን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሕገ-መንግስታዊ ግዝኣት ትግራይን ዝተመዛበሉ ወገናትን ክምልስ ከምዝግባእ ድማ ዘዘራረብናዮም ተሰናበቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣቀባብላ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ከተማ ውቕሮ

ምእንተ ህዝቦም ክብሉ ኣብ መኸተ ልፍንታዊ ወራር ጀኖሳይዳውያን ሓይልታት ነይሮም ንውዕሊ ተፃብኦ ጠጠው ምባል ፕሪቶሪያ ስዒቡ ካብ ሰራዊት ትግራይ ብኽብሩ ዝተሳናበቱ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ከተማ ውቕሮ ብክብሪ ናብ ማሕበረሰቦም ተመሊሶም። ሃለዋትን ድሕንነት ህዝብና ንምውሓስ ኢና ናብ ቃልሲ ወፂና ንህዝብና ድማ መስዋእትን መጉዳእቲ ኣካልን ከፊልና ናብዚ መድረኽ ሰላም በፅሑ ይርከብ ዝበሉ እቶም ሓርበኛታት ተጋደልቲ ሐዚ እውን እቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ሰለስተ ሽሕ መካይን ኣብ ዝጸዓነት መርከብ ዘጋጠመ ባርዕ ሻቕሎት ፈጢሩ

ኣስታት 3 ሽሕ መካይን ሒዛ እትጓዓዝ ዝነበረት መርከብ፡ ኣብ ደች ገማግም ደሴት ኣምላንድ ብዘጋጠማ ባርዕ ሓዊ፡ ሓደ ባሕረኛ ክመውት እንከሎ 22 ጉድኣት ወሪድዎም። ገሊኦም ባሕረኛታት ካብቲ ሓዊ ንምህዳም ክሳብ 30 ሜትሮ ናብ ውሽጢ ባሕሪ ኣትዮ። ነቲ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ዘጋጠመ ሓደጋ ንምቍጽጻር ሰፊሕ ስርሓት ዝካየድ ዘሎ ኰይኑ፡ እቲ ባርዕ ንመዓልታት ክቕጽል ከምዝኽእል ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን…

English News
0

The U.S. Embassy signed a grant with the Ethiopian Academy of Sciences (EAS)

The U.S. Embassy signed a grant with the Ethiopian Academy of Sciences (EAS) to organize public lectures for American Scholars and Ethiopian alumni of exchange programs in the United States.  The Embassy, represented by Counselor for Public Affairs Officer Ruth Anne Stevens-Klitz, and Professor Teketel Yohannes, the Executive Director to the Ethiopian Academy of Sciences,…

ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 400 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 400 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ ደገፍ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣገልግሎት ልምዓት ሓይሊ ሰብ ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣሓመድ ሽዴንን ሚስተር ኦስማን ዲዮንን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ካብቲ 400 ሚሊየን ዶላር እቲ 350 ሚሊየን ደገፍ ልምዓት እንትኸው፥ 50 ሚሊየን ድማ ብልቓሕ ዝተውሃበ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ…

ዜና ትግርኛ
0

ህዝብን ምምሕዳርን ወረዳ ሕንጣሎ ካብ ሰራዊት ብኽብሪ ንዝተሰናበቱ ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ድሙቕ ኣቀባብላ ገይርሎም።

ብኽብሪ ዝተሰናበቱ ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ሕድሪ ሰውኣትና ዓቒብና ናብ ሕብረተሰብና ድሕሪ ምሕዋስና እነካይዶ ሰላማዊ ቃልሲ ንዳግመ ህንፀት ትግራይ ወሳናይ ግደ ክንፃወት ኢና ክብሉ ቃሎም ኣሐዲሶም።

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ምጥንኻር ፎረም መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ዘድሃበ ዋዕላ ተሳሊጡ።

ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ክልል ትግራይ ምስ ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ(ACSOT) ብምትሕብባር ኣብ መዳይ ምጥንኻር ፎረም መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት (Go NGO) ኣድሂብ ዋዕላ ተኻይዱ። ኣብቲ ዋዕለ ዝተፈላለዩ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ዝተረኸቡ እንትኾን ትግራይ በቲ ኩናት ዝበፅሓ ዕንወትን ኣብ ዳገመ ህንፀትን ትግራይን ዝሰርሕሉን ህዝቢ ተጠቃሚ ዝኾነሉ ከይዲ ዘድሃበ ዘተ ምኻኑ ተገሊፁ። ትግራይ ኣብ ከቢድ ኩናት…

ዜና ትግርኛ
0

”ትማሊ፣ሎሚ ኮነ ፅባሕ ተጋደልቲ ኢና”- ተመለስቲ ጀጋኑ ተጋደልቲ

ህዝብን ምምሕዳርን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ መቐለ ህዝቢ ትግራይ ብልፍንታውያን ወረርቲ ካብ ዝገጠሞ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ሓራ ንምውፃእ በጃ ህዝቦም ንምኻን ናብ ገድሊ ተፀንቢሮም ኣብ መኸተ ንዝፀንሑን ሐዚ ብኽብሪ ካብ ሰራዊት ንዝተሰነዩ ሓርበኛታት ደቁ ተቐቢሉ። ካብቶም ተመለስቲ ጀጋኑ ንሕና ሎሚ ኮነ ፅባሕ ተጋደልቲ ኢና ትማሊ ምእንተ ህዝብናን ሉዓላዊ መሬትናን ምውሓስ ክንብል ከቢድ መስዋእቲን ኣካል ምጉዳልን ብፆትና ከፊልና…

ዜና ትግርኛ
0

ኣቀባብላ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ትግራይ ከተማ ማይጨው

ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ማይጨው ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳያዳዊ ወራር ንምብርዓንን ክብሪን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ንምምላስ ናብ ገድሊ ብምፅንባር ህዝባዊ ልእኽቶኦም ኣብ ምፍፃም ፀኒሖም ብኽብሪ ካብ ሰራዊት ዝተመለሱ ጀጋኑ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ብኣኹም ኮሪዕና ክብሪ ንዓኹም ብምባል ድሙቕ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ።

አማርኛ ዜና
0

የሩሲያው ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ለአፍሪካ እህል በነፃ ለማቅረብ ቃል ገቡ

ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ምዕራባውያን የጥቁር ባሕር እህል ስምምነትን ላልተገባ ጥቅም በማዋል “እፍረት የለሽ” ድርጊት ፈጽመዋል በማለት ወቅሰዋል። ፕሬዚዳንቱ ለአፍሪካ ነፃ እህል ለማቅረብ ቃል የገቡ ሲሆን፣ በሀገራቸው እና በአህጉሪቱ መካከል ያለው የንግድ ልውውጥ እ.ኤ.አ. በ2022 ከደረሰበት የ18 ቢሊየን ዶላር በላይ እንደሚያድግ ያላቸውን እምነትም ገልጸዋል። በሴንት ፒተርስበርግ ከሚካሄደው የሩሲያ-አፍሪካ የመሪዎች ጉባኤ በፊት በሰጡት መግለጫ፣ አፍሪካ በቡድን 20…

አማርኛ ዜና
0

ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ከፕሬዚዳንት ፑቲን ጋር በሁለትዮሽ ጉዳዮች ላይ መክረዋል

የኢፌዴሪ ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር) ከሩሲያው ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ጋር በሀገራዊ ሁለትዮሽ ጉዳዮች ላይ መክረዋል፡፡ በኮንስታንቲኖቭስኪ ቤተ መንግሥት በፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ደማቅ አቀባበል ተደርጎላቸዋል። በውይይታቸውም ሁለቱ መሪዎች በሁለቱ ሀገራት መካከል ያለውን የቆየ እና ታሪካዊ ግንኙነት በማጠናከር የንግድ ግንኙነታቸውን ወደ ላቀ ደረጃ ለማድረስ በሚያስችላቸው ጉዳዮች ላይ መክረዋል። በግብርና እና በማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪዎች ዙሪያ በትብብር ለመሥራት ያላቸውን…

ዜና ትግርኛ
0

የኢትዮጵያ ልዑካን ቡድን በግብጽ አዲስ እየተገነባ ያለውን የካይሮ ከተማን ጎበኙ

ከተለያዩ ከተሞች እና ተቋማት የተወጣጣው የልዑካን ቡድን የካይሮ ከተማን የሕዝብ ብዛት መጨናነቅ ለማስተንፈስ መልሶ የማልማትና ለወደፊቱ ትውልድ የሚሆን ዘመናዊ፣ ሁለገብና ምቹ ከተማን ለመገንባት የተሠሩ ሥራዎችን ጎብኝቷል። ጥንታዊነትን ከዘመናዊነት፤ ገጠርን ከከተማ አስማምቶ ለማደግ የተከናወኑ ተግባራትንም ተመልክቷል። በጉብኝቱ ወቅት ከካይሮ ከተማ አስተዳደር ጋር ከተሞችን በማዘመን፣ ወቅቱን የዋጀ የከተማ የመሠረተ ልማት ግንባታንና የተጨናነቁ የከተማ አካባቢዎችን ስለማስተካከል በተሰሩ ስራዎች…

ዜና ትግርኛ
0

ኣቀባብላ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ትግራይ ክ/ከተማ ዓይደር

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ሉዓላዊ ግዝኣቱን ንዝተፈፀመ ልፍንታዊ ወፍሪ ጀኖሳይዳዊ ወራር ንምምካት ህዝባዊ ልእኽቶ ተቐቢሎም መስተንክራዊ ጅግንነትን ቅያን ኣብ ምፍፃም ነይሮም ሐዚ ብኽብሪ ካብ ሰራዊት ዝተነከዩ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ክፍለ ከተማ ዓይደር ናብ ማሕበረሰቦም እንትምለሱ ህዝቢ ድሙቕ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ።

አማርኛ ዜና
0

ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ በሩሲያ አፍሪካ የመሪዎች ጉባኤ ለመሳተፍ ቅዱስ ፒተርስበርግ ከተማ ገብተዋል

ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ በሩሲያ አፍሪካ የመሪዎች ጉባኤ ላይ ለመሳተፍ ቅዱስ ፒተርስበርግ ከተማ ገብተዋል። ጠቅላይ ሚኒስትሩና ልኡካን ቡድናቸው ቅዱስ ፒተርስበርግ አውሮፕላን ማረፊያ ሲደርሱ በክብር ዘብ ሰላምታ የታጀበ ደማቅ አቀባበል ተደርጎላቸዋል። በከተማው የሚገኘውን እና በሁለተኛው የአለም ጦርነት የተሰዉ የሩሲያ ሠማእታትን ለመዘከር የአበባ ጉንጉን የማኖር ስነ-ሥርአትም አከናውነዋል። ከዚሁ ጋር ተያይዞ የተገነባውን ሙዚየምም ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ ተዘዋውረው…

English News
0

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ካብ 29 ሓምለ ክሳብ 01 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ተምሃሮ ከም ዝቕበል ዕላዊ ገይሩ።

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ናይ ድህረ-ምርቓ ተምሃሮን ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኲናት ትምህርቶም ክክታተሉ ዘይከኣሉ ኣብ ካልኦት ዩኒቨርስታት ኢትዮጵያ ተምሃሮ ዝነበሩ ሓዊሱ ኩሎም መደበኛ ተምሃሮ ካብ 29 ሓምለ ክሳብ 01 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ተምሃሮ ከም ዝቕበል ዕላዊ ገይሩ። ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ብሰንኪ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ኲናት በቶም ወረርቲ ከቢድ…

አማርኛ ዜና
0

በትግራይ ክልል ከ55 ሺህ በላይ ታጣቂዎች ወደ ሕብረተሰቡ ተቀላቀሉ

በትግራይ ክልል የነበሩ ከ55 ሺህ በላይ ታጣቂዎች ወደ ሕብረተሰቡ መቀላቀላቸውን የክልሉ ጊዜያዊ አስተዳደር ም/ርዕሰ መስተዳድርና ሰላምና ፀጥታ ቢሮ ኃላፊ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገለጹ፡፡ ጀነራል ታደሰ ወረደ ዛሬ በሰጡት መግለጫ÷ በፕሪቶሪያው የሰላም ስምምነት መሰረት ከ55 ሺህ በላይ ታጣቂዎች ወደ ሕብረተሰቡ እንዲቀላቀሉ በክብር ሽኝት ተደርጎላቸዋል ብለዋል፡፡ ይህም የትግራይ ሕዝብ ዘላቂ ሰላም እንዲሰፍን ያለውን ዝግጁነት ያሳያል ነው ያሉት፡፡…

ዜና ትግርኛ
0

ብሰንኪ ጆኖሳይድ ኵናት ትግራይ ኣብ ዘፈር መንገዲ ዝበፅሐ ከቢድ ጉድኣት ብቅልጡፍ ምፅጋንን ምልማዕን ስራሕቲ የሳልጥከ ምዘሎ በዓል መዚ መንገድታት ትግራይ ኣፍሊጡ።

ብኵናት ልዕሊ 80 ምኢታዊ መንገዲታት ትግራይ ጉድኣት በፂሒዎ እዩ። ሓላፊ በዓል መዚ መንገድታት ትግራይ ኢንጂነር ኣርኣያ ግርማይ ብፍሉይ ምስ ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ኣብ ዝገበርዎ ቃለመሕተት ከምዝገለፅዎ ብሰንኪ ጆኖሳይዳል ኵናት ትግራይ ኣብ ዘፈር መንገዲ ዝበፅሐ ከቢድ ጉድኣት ብቅልጡፍ ምፅጋንንምልማዕን ከምኡ እውን ሓረስቶት ኣብ ግምት ውሽጢ ብምእታው ጣብያታትን ከተማታትን ንምርኻብ ዘኽእል ስራሕቲ ይሳልጥ ኣሎ። “ብሰንኪ ጆኖሳይዳል ኵናት…

ዜና ትግርኛ
0

“ፀላእትና ኣብ ኢትዮጵያ ዘይትነብር ትግራይ ይፈጥሩ ኣለዉ”ብፁኣን ሊቃነ ጳጳሳት ትግራይ

ብፁኣን ሊቃነ ጳጳሳት ትግራይ ኣብ ማሕበረ ዴጎ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተጨፍጨፉ መቓብር ሰላማውያን ምእመናን ዑደት ብምክያድ ፀሎተ ፍትሓት ገይሮም። ኣብ መወዳእታ ድማ ዝስዕብ መልእኽቲ ኣሕሊፎም።ማሕበረ ዴጎ ቅዱስ ማቴዎስ ሓወርያ ናብ ኢትዮጵያ እንትመፅእ፣ ወንጌል ዝሰበኸሉን ኣክሱማውያን እግዚኣብሔር ዘኽብሩ ሃይማኖተኛታት ከምዝኾኑ ንዓለም ዝመስከረሉን ብዙሓት ገዳማውያን ዝተቐበርሉን ቅዱስ ስፍራ እዩ። ኢትዮጵያውያን ታሪኾም እንተዝፍትሹ ነይሮም፤ ሕምብርቲ ኢትዮጵያ እዚ ስፍራ እዩ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣቀባብላ ሓርበኛታት ተመለስቲ ሰራዊት ትግራይ

ሓርበኛታት ተመለስቲ ሰራዊት ትግራይ ወረዳ ኣሕፈሮም ናብ ማሕበረሰቦም እንትበፅሑ ኣቀባብላ ክብሪ ተገይሩሎም። ድሕንነት ህዝብና ንምኽባር ኢና ናብ ቃልሲ ወፂና ንህዝብና ድማ መስዋእትን መቁሰልትን ከፊልና ዝበሉ እቶም ሓርበኛታት ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ብዝተጀመረ ከይዲ ሰላም መሰልን ድሕንነትን ህዝብና ክኽበር ተስፋ ብምግባር ኢና ናብ ናብራና ንምለስ ዘለና ኢሎም። ምስ ህዝብና ብምትሕብባር አብ ስራሕቲ ልምዓትን ፀፅታን ግብኡና ክንፍፅም ኢና…

ዜና ትግርኛ
0

የፕላንና ልማት ሚኒስትር ዶክተር ፍጹም አሰፋ ከጀርመን የልማት ሚኒስትር ጆከን ፍላዝባርት ጋር ተወያዩ

የፕላንና ልማት ሚኒስትር ዶክተር ፍጹም አሰፋ፤ ከጀርመን የልማት ሚኒስትር ጆከን ፍላዝባርት ጋር የሁለትዮሽ ውይይት አደረጉ። የሁለቱ አገራት ሚኒስትሮች የሁለትዮሽ ውይይቱን ያደረጉት በጣሊያን ሮም እየተካሄደ በሚገኘው የተባበሩት መንግሥታት ድርጅት የሥርአተ-ምግብ ሽግግር ጉባኤ ጎን ለጎን ነው። በውይይቱ ኢትዮጵያ በግብርና ልማት እያከናወነቻቸው ያሉ ውጤታማ ስራዎችና በዘርፉ በጋራ መስራት የሚያስችሉ ጉዳዮች ተነስተዋል። ጀርመን የኢትዮጵያን የግብርና ስራዎች በማዘመን በኩል የተለያዩ…

ዜና ትግርኛ
0

ልዕሊ 50 ሽሕ ሰራዊት ትግራይ ብኽብሪ ናብ ማሕበረሰቡ ተሰንዩ።

ብመሰረት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ልዕሊ 50 ሽሕ ሰራዊት ትግራይ ብኽብሪ መሰነይታ ከም ዝተቐነሰ ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሓላፊ ካቢኔ ሴክሪተርያት ሰላም ፀጥታን ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበዎ መብርሂ ገሊፆም፡፡ እቶም ዝተቐነሱ ሰራዊት 19 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘለዋ ኣብ ኩለን ወረዳታት ድሙቕ ኣቀባብላ ይግበረሎም ከም ዘሎ ዝገለፁ ተጋዳላይ ታደሰ…

አማርኛ ዜና
0

የኢትዮጵያ አጎዋ ዕድል ማንሰራራት እና የቀጠለው የቮን ባተን ሞንታግ ሙግት

የአሜሪካ መንግሥት ከትግራዩ ጦርነት ጋር ተያይዞ ኢትዮጵያን ለአፍሪካ አገራት ከሚሰጠው የቀረጥ ነጻ ንግድ ዕድል (አጎዋ) መሰረዙን ያስታወቀው በጥቅምት 2013 ነበር፡፡ ኢትዮጵያን ከቀረጥ ነጻ እድሉ ያስወጣት ጦርነት በሠላም ስምምነት ከተቋጨ ከ10 ወራት ገደማ በኋላ ደግሞ የአሜሪካ መንግሥት የኢትዮጵያ ዕግድ ይነሳ ወይስ ፀንቶ ይቆይ በሚለው ላይ የመጀመሪያውን ውይይት አድርጓል፡፡ በጉዳዩ ላይ የሚመክረው በአሜሪካ የአጎዋ ንዑስ ኮሚቴ ከባለድርሻ…

ዜና ትግርኛ
0

በአሜሪካ የአጎዋ ንዑስ ኮሚቴ የኢትዮጵያ ዕግድ ይነሳ ወይስ ፀንቶ ይቆይ የሚለውን መገምገም ጀመረ

የአሜሪካ የንግድ ተወካይ (USTR) ጽሕፈት ቤት የአጎዋ ንዑስ ኮሚቴ፣ ኢትዮጵያ ለ2024 (እ.ኤ.አ.) የአጎዋ ተጠቃሚነት ብቁ መሆኗን ለመለየት ግምገማ ማካሄድ ጀመረ። ንዑስ ኮሚቴው ሰኞ ሐምሌ 17 ቀን 2015 ዓ.ም. የመጀመሪያውን የባለድርሻ አካላት ውይይት (Public Hearing ) ማካሄዱ የታወቀ ሲሆን፣ በዚህም ከኢትዮጵያ በተጨማሪ የሌሎች ከሰሃራ በታች ያሉ የአፍሪካ አገሮችን ብቁነት ለመገምገም ውይይት አካሂዷል። ንዑስ ኮሚቴው ማካሄድ ከጀመረው…

ዜና ትግርኛ
0

‹‹በትግራይ ክልል ባለፉት ስድስት ወራት 1,300 ሰዎች በረሃብ ሞተዋል›› የክልሉ አደጋ ሥጋትና አመራር ኮሚሽን

ከባለፈው ጥር ወር ወዲህ በትግራይ ክልል ከ1,300 በላይ ሰዎች በረሃብ መሞታቸውን፣ የክልሉ አደጋ ሥጋት አመራር ኮሚሽን፣ ለፌዴራልና ለዓለም አቀፍ ሰብዓዊ ድርጅቶች ባቀረበው ሪፖርት አስታወቀ፡፡ ሪፖርቱ ዓርብ ሐምሌ 14 ቀን 2015 ዓ.ም. የቀረበ ሲሆን ያለፉትን ሁለት ሳምንታት አያካትትም፡፡ ከምግብና መድኃኒት አቅርቦት ጋር ተያይዞ የሚሞቱ ሰዎች በከፍተኛ ሁኔታ እየጨመረ መሆኑን፣ በአሁኑ ጊዜ 950 ሺሕ ተፈናቃዮች በክልሉ እንዳሉ፣…

ዜና ትግርኛ
0

የሩሲያ እና የቻይና ከፍተኛ ባለሥልጣናት ለዓመታት ዝግ ወደ ነበረችው ሰሜን ኮሪያ ተጓዙ

በሩሲያ የመከላከያ ሚኒስትር ሰርጌይ ሾይጉ የሚመራ ቡድን ከቻይና ልዑክ ጋር በመሆን ዛሬ ሰሜን ኮሪያን ይጎበኛል። የሁለቱ አገራት ልዑካን ሰሜ ኮሪያ የምታከብረውን 70ኛ ዓመት የኮሪያ ጦርነት ፍጻሜ ክብረ በዓል ዝግጅት ላይ ይታደማሉ ተብሎ ይጠበቃል። ዝግጅቱ በግዙፍ ወታደራዊ ትዕይንት የሚታጀብ ነው። የኮሮናቫይረስን ለመከላከል በሚል ድንበሯን ከዘጋች በኋላ በሰሜን ኮሪያ ይፋዊ ጉብኝት ሲደረግ ይህ የመጀመሪያው ነው። ነገር ግን…