Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ዑደት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ትካል ሓገዝ ስደተኛታት ኣሜሪካን ኣብ መዕቆቢ ተመዛበልቲ መቐለ

ተወከልቲ ቢሮ ስደተኛታትን ተመዛብልቲን ኣመሪካን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ኣብ ከተማ መቐለ 70 ካሬን ኩሓን ዝርከቡ መዕቆቢ ተመዛበልቲ ተረኺቦምን ተመዛብልቲ ኣዘራሪቦም፡፡ እቲ ዑደት ድሌት ተመዛብልቲ ብምድማፅ ብዝበለፀ መንገዲ ንምሕጋዝ ከምዘጠቕም ኤንባሲ ኤሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ተወከልቲ እቶም ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ክልል ዓፋር በራሕለ ተረኺቦም እውን ንተመዛበልቲ ከምዘዘራረቡ እቲ ኤንባሲ ኣብ ኣድራሻ…

ዜና ትግርኛ
0

የቢሾፍቱ ከተማ አስተዳደር 3ነጥብ4 ቢሊዮን ብር ገቢ አገኘ

( በ2015 በጀት ዓመት የ3 ነጥብ 4 ቢሊዮን ብር ገቢ ማግኘቱን የቢሾፍቱ የከተማ አስተዳደር አስታወቀ፡፡ በቀጣይ የከተማዋን ገቢ ለማሳደግ የቱሪስቶችን ቀልብ የሚስቡ ኢንቨስትመንቶች ላይ ከፍተኛ ትኩረት እየሰራ መሆኑን ጠቁሟል፡፡ የቢሾፍቱ ከተማ አስተዳደር ከንቲባ አቶ አለማየሁ አሰፋ በተለይም ለኢትዮጵያ ፕሬስ ድርጅት እንደገለፁት፤ የከተማ አስተዳደሩ የሚቀጥሉትን 10 ዓመታት ማዕከል ያደረገ ፍኖተ ካርታ ነድፎ እየሰራ ነው፡፡ ይህም በተለይ…

ዜና ትግርኛ
0

የኢትዮ ደቡብ አፍሪካ የጋራ የሚኒስትሮች ስብሰባ እየተካሄደ ነው

የኢትዮጵያ እና የደቡብ አፍሪካ የጋራ የሚኒስትሮች ኮሚሽን ስብሰባ በአዲስ አበባ እየተካሄደ ነው። በመድረኩ ላይ እየተሳተፉ የሚገኙት ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትርና የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር አቶ ደመቀ መኮንን ስሰባው ረጅም አመት ያስቆጠረውን የሁለቱን አገራት ዲፕሎማሲያዉ ግንኙነት ያጠናክራል ብለዋል። “ኢትዮጵያ ግጭት ውስጥ በነበረችበት ወቅት የአፍሪካን ችግር በአፍሪካውያን በሚለው መርህ ደቡብ አፍሪካ ችግራችንን በስምምነት እንድንፈታ ትልቅ እገዛና አስተዋጽኦ አድርጋችኋል። ይህም…

ዜና ትግርኛ
0

ኢትዮጵያና ደቡብ አፍሪካ በወንጀል የሚፈለጉ ሰዎችን አሳልፎ ለመስጠት የሚያስችል ስምምነት ተፈራረሙ

በኢትዮጵያና በደቡብ አፍሪካ መካከል በወንጀል የሚፈለጉ ሰዎችን አሳልፎ ለመስጠት የሚያስችል ስምምነት ተፈረመ። ስምምነቱን የደቡብ አፍሪካ የውጭ ጉዳይ ሚኒስቴርና የኢትዮጵያ የፍትህ ሚኒስቴር ተፈራረመዋል። ስምምነቱ በአገራቱ በወንጀል የሚፈለጉ ግለሰቦች ተላልፈው እንዲሰጡ ማድረግ የሚያስችል ማእቀፍ መፍጠር የሚያስችል መሆኑን በፍትህ ሚኒስቴር የህግ ጉዳዮች አለም አቀፍ ትብብር ማእቀፍ ዳይሬክተር አቶ የሱፍ ጀማዎ ተናግረዋል። በስምምነቱ የተቀመጡ በርካታ ቅድመ ሁኔታዎች አሉ ያሉት…

ዜና ትግርኛ
0

“በሁለተኛው የሩስያ-አፍሪካ ጉባዔ ኢትዮጵያ በሁለትዮሽና በባለብዙ ወገን ዲፕሎማሲ ስኬታማ ሥራዎችን አከናውናለች”

በሁለተኛው የሩስያ-አፍሪካ ጉባዔ ኢትዮጵያ በሁለትዮሽና በባለብዙ ወገን ዲፕሎማሲ ስኬታማ ሥራዎችን ማከናወኗን የመንግሥት ኮሙኒኬሸን አገልግሎት ሚኒስትር ዴኤታ ሰላማዊት ካሣ ገለፁ። ጠቅላይ ሚኒስትር ዶክተር ዐቢይ አሕመድ እና ፕሬዝዳንት ቭላድሚር ፑቲን የሀገራቱን የፖለቲካና የባህል ዲፕሎማሲ በኢኮኖሚው መስክ ማጠናከር እንደሚገባ የጋራ አቋም አንጸባርቀዋልም ብለዋል። የመንግሥት ኮሙኒኬሸን አገልግሎት ሚኒስትር ዴኤታ ሰላማዊት ካሣ፤ በማብራሪያቸው የሩስያ-አፍሪካ የኢኮኖሚና የሰብዓዊነት ጉባዔ ኢትዮጵያ በልማት ሥራዎች…

ዜና ትግርኛ
0

ሕማም ኮሌራ ኣብ ምክልኻል መራሕቲ ሃይማኖት ኣመራርሓን መላእ ሕብረተሰብን ብዕቱብ ክሰርሕ ይግባእ ክብል ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ።

እቲ ቢሮ ኣብ ከተማ መቐለ ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ምስ ኣመራርሓ ወረዳታት ፣መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ዘሳልጥ ዘሎ ኮይኑ ፤እቲ ሕማም እንተተራእዩ ኣብ ሓፂር እዋን ዝቐትል ብምዃኑ ኩሉ ሕብረተሰብ ኣብ ምክልኻል እቲ ሕማም ኣፍልጦ ሒዙ ክሰርሕ ከምዝግባእ ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ኣማኒኤል ሃይለ ገሊፆም። ሕማም ኮሌራ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኢትዮጵያ ሂዎት ደቂ ሰባት…

ዜና ትግርኛ
0

ተመዛበልቲ ወገናት ሕዚ እውን ኣብ ከቢድ ማሕበረ-ቑጠባዊ ፀገማት ወዲቕና ኢሎም

ናብ መረበትና ክንምለስ ብዘይምክኣልናን እዋን ክራማት ኣብ ከቢድ ማሕበረ-ቑጠባዊ ቕልውላው ሕማማትን ወዲቕና ኣለና ክብሉ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ተዓቚቦም ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ገሊፆም። ህዝብን ምምሕዳር ከተማ መቐለ ነቶም ኣብ ማእኸል መዕቖቢ ስደተኛታት ከተማን መቐለን እንዳባጉናን ዝርከቡ ወገናት ብልዕሊ 16 ሚልዮን ቕርሺ ዝዓደግዎ ሓገዝ እኽሊ ኣበርኪቱ ። እዞም ወገናት ንካልኣይ ግዘ ዝተመዛበሉ እንትኾኑ ዘለውሉ ኩነታት ኣብዩ ሓደገኛ…

ዜና ትግርኛ
0

ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ሊቃነ ጳጳሳት

ኣብ ከተማ መቐለ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ሊቃነ ጳጳሳት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤት ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይ ተሳሊጡ። ብመንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤት ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይ ዝተሰየሙ ሓደሽቲ ብፁኣን ሊቃነ ጳጳሳት ኣብ ከተማ መቐለ ደብረ ገነት ኪዳና ምህረት ቤተክርስትያን እንትኣተው ምእመን ነባራይ ከተማ መቐለ ብዝደመቐ ኩነታት ኣቀባብላ ገይርሎም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ድማ…

ዜና ትግርኛ
0

ኲናት ኒውክሌር ካብ ክሌማዊ ለውጢ ዝኸፍአ ኣይኮነን – ኣንቶኒ ብሊንከን

ኲናት ኒውክሌር ካብ ክሌማዊ ለውጢ ዝኸፍአ ኣይኮነን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ትማሊ ኣብ መደብ ቴሌቪዥን 60 ደቒቕ ኣውስትራሊያ ቀሪቦም ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዓለም እናተርኣ ዝመፅአ ክሌማዊ ለውጢ ዝዓበየ ፈተና እናኾነ ምምፅኡ ገሊፆም፡፡ “ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዓለም ንህይወት ደቂ ሰባት ዝፈታተኑ ጎንፂታት ኣለዉ” ዝበሉ እቶም ሚኒስትር÷ ይኹን እምበር…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ዋዕላ ‘‘ሩስያ-ኣፍሪቃ‘‘ ክሳተፍ ዝቐነየ ፕ/ት ኢሰያስ ኣፎርቂ፣ ድሕሪ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ኣብ ጽንብል ‘‘Russian Navy Day Celebration today” ተሳቲፉ’ሎ።

ኣብ ዋዕላ ‘‘ሩስያ-ኣፍሪቃ‘‘ ክሳተፍ ዝቐነየ ፕ/ት ኢሰያስ ኣፎርቂ፣ ድሕሪ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ኣብ ጽንብል ‘‘Russian Navy Day Celebration today” ተሳቲፉ’ሎ። ብዘይካ’ዚ ፕ/ት ኢሰያስ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ምክልኻል ሩስያ’ዉን ምብጻሕ ብምክያድ ምስ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝርርብ ኣካይዱ።

ዜና ትግርኛ
0

ፕሬዚዳንት ፑቲን ሓሳብ ሰላም ኣፍሪካ ኣብ ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን መሰረት ክኸውን ከምዝኽእል ገሊፆም

ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሓሳብ ሰላም ኣፍሪካ ኣብ ሞንጎ ሩሲያ-ዩክሬን እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ጠጠው ንምባል መሰረት ሰላም ክኸውን ከምዝኽእል ገሊፆም፡፡ ንሬውተርስ ፀሪሑ ኣልጄዚራ ከምዝፀብፀቦ÷ ኣፍሪካያን መራሕቲ ዘቕረቡዎ ትልሚ ሰላም ዋላ እኳ ሙሉእ ዝርዝሩ ዕላዊ ኣይገበር እምበር እቲ ጎንፂ ንምህዳእ ተኸታታሊ ስጉምቲታት ዘመላኸተ ኢዩ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም÷ ጦር ሩሲያ ንደሓር ክምለስ፣ ታክቲካዊ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ሩሲያ…

ዜና ትግርኛ
0

ዕስለ ኣንበጣ ከብፅሖ ዝኽእል ሓደጋ ንምክልኻል ውሳነታትን ኣንፈታትን ዘካተተ ወሳነ ተዋሂቡ !

ሓይሊ ዕማም(Task Force) ክጣየሽ ተወሲኒ ኣሎ !! ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ 22 ሓምለ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ፣ ዕስለ ኣንበጣ ከብፅሖ ዝኽእል ሓደጋ ንምክልኻል ውሳነታትን ኣንፈታትን ኣሕሊፉ። ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ መዋሰንታት ክልል ዓፋር ዝርከባ ወረዳታት ዕስለ ኣምበጣ ከም ዝተርኣየ ዝገምገመ እቲ ካቢኔ፣ ብካቢኔ ሴክሪታሪያት ስግግር ልምዓት…

ዜና ትግርኛ
0

ሓዱሽ ዳይረክተር ትካል ተራድኦ ኣመሪካ /USAID/ ኣብ ኢትዮጵያ

ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ /USAID/ ንስኮት ሆክላንደር ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ዳይረክተር እቲ ትካል ኮይኖም ክመርሑ ቃል ማሕላ ከምዘፈፀሙ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ሰማንታ ፓወር ኣብ ገፅ ተዊተረን ገሊፀን ፡፡ ሰማንታ ፓወር ስኮት ሆክላንደር ምስቲ ኣብ ዘበነ መሪሕነቶም ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ነዊሕ ርክብ ብጥንካረ ክሳዕ ዝመርሑ ኣዝዮም ኣድላዪ ክኾኑ ኢዮም ብምባል ስራሕቶም ብዕውት መንገዲ ከምዝፍፅሙ ተተስፍየን፡፡…

ዜና ትግርኛ
0

ሰበር ዜና ፦ 2ይ ዙር ሹመት ኤጲስ ቆጶሳት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትግራይ ይካየድ ኣሎ።

2ይ ዙር ሹመት ኤጲስ ቆጶሳት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትግራይ ሎሚ 23/11/2015 ዓ/ም ኣብቲ ቅዱስ ስፍራ ኣኩሱም ይካየድ ኣሎ። 3 ኤጲስ ቆጶሳት ክሽወሙ ምኳኖም ምንጭታት ሳይቨር ሓቢሮም ።

ዜና ትግርኛ
0

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሎሚ 22 ሓምለ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ፣ ዕስለ ኣንበጣ ከብፅሖ ዝኽእል ሓደጋ ንምክልኻል ውሳነታትን ኣንፈታትን ኣሕሊፉ።

ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ መዋሰንታት ክልል ዓፋር ዝርከባ ወረዳታት ዕስለ ኣምበጣ ከም ዝተርኣየ ዝገምገመ እቲ ካቢኔ፣ ብካቢኔ ሴክሪታሪያት ስግግር ልምዓት ቁጠባ ዝምራሕን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት ዘካተተ ሓይሊ ዕማም(Task Force) ክጣየሽ ወሲኒ ኣሎ። ብተዛማዲ ንስራሕ ዘድሊ ባጀት ክምደብ ኣንፈት ዘቐመጠ እቲ ካቢኔ፣ መናእሰይ፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ሰራዊት ትግራይ፣ በቢደረጅኡ ዘሎ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣሜሪካ ንታይዋን ንወተሃደራዊ ደገፍ ዝውዓል 345 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ

ኣሜሪካ ንታይዋን ንወተሃደራዊ ደገፍ ዝውዓል 345 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ። እቲ ደገፍ ንታይዋን ክብ ዝኾነ ይኹም ኣንፈት ንዝመፅእ ፅሕተራ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ንእትገብሮ ፃዕሪ ንክተማዕብል ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ማዕቐፍ ደገፍ፥ ፀረ ነፈርቲ፣ ሚሳኤል፣ ወታደራዊ ስልጠናን ካልኦት ኣፅዋራት ኩይናትን ዘካተተ ኢዩ። ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ታይዋን፥ ኣሜሪካ ኣብ ታይዋን ዘላቒ ሰላም ንክህሉ ዓሊማ ንዝገበረቶ ደገፍ ንንእድ…

ዜና ትግርኛ
0

ንመፍረያይነት 2015/16 ዓ/ም ዝውዕል እኹል ዘበናዊ ድዂዒ ኣትዩ- ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን

ንመፍረያይነት 2015/16 ዓ/ም ዝውዕል እኹል ዘበናዊ ድዂዒ ከምዝኣተወ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ምስ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ እዩ። ከም ትልሚ 400 ሽሕ ኩንታል ዩርያ ከምኡ እውን 400 ሽሕ ኩንታል ኤምፒኤስ ዝዓይነቶም ዘበናዊ ድዂዒ ጠለብ ምንባሩ ዝሓበሩ ኣብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ዳይሬክተር ልቓሕን ዕዳጋን ኣይተ ገብረስላሴሰ ኪዳነ እዚ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተቛረፀ ሰብኣዊ ረዲኤት ዳግም ክጅምር ፃውዒት ቀሪቡ

እቲ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ትግራይ ዝተቛረፀ ሰብኣዊ ረዲኤት ስቓይ ህዝቢ ይውስኽ ብምህላው እቲ ረዲኤት ዳግማይ ክጅመር ከም ዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ። እቲ ፃውዒት ድማ ብኮንግረስማን ጆን ጋራሜንዲን ኢልሃን ኦማርን ናብ ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ/USAID /ሳማንታ ፓወር ዝተፀሓፈ ደብዳበ እዩ። ኣዶ መንበር ጉጅለ ስራሕ ፖሊሲ ኣሜሪካን ኣፍሪካን ኢልሀን ኦማርን ሓበራዊ…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ክልተ ጉጅለ ተመቂሉ ብክልተ ማህተም እናተሓመሰ ዝርከብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ፡ ብጉጅለ መሪሕ ኪዳነ ኣመነን ክብሮም በርሀን ካብ መረፃ ቦርድ ፍቃድ መተሓባበርነት ረኪበዮ ብዝበሎ መሰረት ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ህዝባዊ ስብሰባ ኣካይዱ

ኣብ ክልተ ተመቂሉ ብክልተ ማህተም እናተሓመሰ ዝርከብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ሎሚ ብ ኣይተ ኪዳነ ኣመነን ክብሮም በርሀን መሪሕነት ብመረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ መተሓባበርቲ ምኳኖም ብዝገልፅ ደብዳቤ መሰረት ኣብ ቤት መዘጋጃ መቐለ ህዝባዊ ስብሰባ ኣካይድና ክብሉ ገሊጾም። ምምሕዳር ከተማ መቐለ ን ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ኣብ ቤት መዘጋጃ መቐለ ኣዳራሽ ብ ዕለት 19/11/2015 ከም…

አማርኛ ዜና
0

ሩሲያ የዩክሬንን እህል የመላክ ስምምነት እንድታከብር የግብጹ መሪ አሳሰቡ

የሩሲያው ፕሬዛዳንት ቭላድሚር ፑቲን ባስተናገዱት የሩሲያ አፍሪካ ስብሰባ ላይ የግብጹ ፕሬዛዳንት ጠንከር ያለ ሃሳብ አንስተዋል። ፕሬዝዳንት አል ሲሲ ዩክሬን እህል ወደ ውጭ እንድትልክ የሚያስችለው ስምምነት በፍጥነት እንዲታደስ የሩሲያ አቻቸው ቭላድሚር ፑቲንን በብርቱ አሳስበዋል። ስምምነቱ “ወሳኝ” ነው ያሉት አብድል ፈታህ አል ሲሲ፣ ችግሩ በፍጥነት ተቀርፎ ድሃ አፍሪካውያን መፍትሄ ሊያገኙ ይገባል ብለዋል። ሩሲያ ከስምምነቱ የወጣችው ባለፈው ሳምንት…

አማርኛ ዜና
0

ሩሲያ በዩክሬኗ ከተማ የጋራ መኖሪያ ቤት እና የደኅንነት ሕንጻን በሚሳኤል ደበደበች

በምስራቃዊ ዩክሬን በምትገኘው ዲኒፕሮ ከተማ ትናንት ሌሊት [አርብ] ሩሲያ የሚሳኤል ጥቃት ፈጽማለች። በጥቃቱ የጋራ መኖሪያ ቤት እና አንድ የደኅንነት መሥሪያ ቤት ሕንጻ ኢላማ ተደርገዋል። የከተማዋ ባለሥልጣናት እንዳስታወቁት በጥቃቱ ቢያንስ 9 ሰዎች ጉዳት ደርሶባቸዋል። ሁለቱ ሕጻናት መሆናቸው ታውቋል። የቢቢሲ የዘገባ ቡድን በስፍራው ተገኝቶ እንዳረጋገጠው የጋራ መኖሪያ ቤት ጣሪያ ሙሉ በሙሉ በሚባል ደረጃ ተደርምሷል። ንብረትነቱ የዩክሬን የደኅንነት…

አማርኛ ዜና
0

ዩክሬን ከሩሲያ ትውፊቶች ራሷን ለማራቅ የገና በዓልን ዕለት ቀየረች

ዩክሬን የገና በዓል መላው ሩሲያን ጨምሮ የኦርቶዶክስ ክርስቲያን ከሚያከብሩበት ታህሳስ 29 ወደ ታህሳስ 16 ወይም ወደ ጎሮጎሳውያኑ ታህሳስ 25 እንዲዛወር ወሰነች። ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ “ ከሩስያ የተወረሰውን የገና በዓል አከባበር ትውፊት” ለማስወገድ ያለመ የፓርላማ ህግን ፈርመዋል። ዩክሬን ከቅርብ ዓመታት ወዲህ ከሩሲያ ጋር ያላትን ሃይማኖታዊ፣ ባህላዊ እና ሌሎች ግንኙነቶችን በመቁረጥ ከምዕራቡ ዓለም ጋር አጋርነትን መርጣለች። በተለይም…

አማርኛ ዜና
0

በኦሮሚያ ክልል በ24 ቢሊየን ብር ወጪ 6 ሺህ 81 ትምህርት ቤቶች ተገንብተዋል

በ2015 በጀት ዓመት በኦሮሚያ ክልል 6 ሺህ 81 ቅድመ መደበኛ ትምህርት ቤቶች መገንባታቸውን የኦሮሚያ ክልል ትምህርት ቢሮ አስታወቀ፡፡ በቢሮው የእቅድና በጀት ዝግጅት ዳይሬክተር ሃሰን እንድሪስ÷ በተጠናቀቀው በጀት ዓመት በክልሉ ሁሉም አካባቢዎች ደረጃውን የጠበቀ ትምህርት ተደራሽ ለማድረግ በትኩረት መሰራቱን ተናግረዋል፡፡ በተለይም የትምህርት ቤቶችን ደረጃ ለማሻሻል እና አስፈላጊ የትምህርት ግብዓቶችን ለማሟላት በቅንጅት ተሰርቷል ነው ያሉት፡፡ በዚህ መሰረት…

ዜና ትግርኛ
0

ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ዝትግበር ኣገዳዲ መምርሒ ተሰናዲኡ

ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ዝትግበር ኣገዳዲ መምርሒ ከምዝተሰናደአ ተገሊፁ። እቲ መምርሒ መውፅኢ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝወስዱ ተምሃሮ እንተነኣሰ 25 ሚኢታዊ ምሕላፍ እንተዘይክኢለን ዓውዲታት ትምህርቲ ንክዕፀፉ ዘገድድ ኢዩ ተባሂሉ። በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ካብ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ሓዱሽ መምርሒ ከምዝኾነ ተዛሪቡ። ኣፈፃሚ ስራሕ ክትትልን ቁፅፅርን ላዕለዋይ ትምህርቲ…

አማርኛ ዜና
0

አሜሪካ በመፈንቅለ መንግሥት የተወገዱት የኒጀር መሪን እንደምትደግፍ ገለጸች

አሜሪካ በመፈንቅለ መንግሥት ለተወገዱት የኒጀር ፕሬዚዳንት መሃመድ ባዙም “ያላሰለሰ ድጋፍ” እንደምታደርግ ገለጸች። የአገሪቱ ፕሬዚዳንት መሃመድ ባዙም በክቡር ዘብ መሪያቸው ጄነራል አብዱራህማኔ ቺያኒ ወይም በተለምዶ ኦማር ቺያኒ በተመራ መፈንቅለ መንግሥት ከስልጣናቸው ተነስተዋል። የአሜሪካ የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር አንቶኒ ብሊንከን መሪውን መሃመድ ባዙምን በቁጥጥር ስር ላዋሏቸው ግለሰቦች ማስጠንቀቂያ አስተላልፈዋል። ለአገሪቱ የሚደረገው “በመቶ ሚሊዮን የሚቆጠር እርዳታ”ንም አደጋ ውስጥ እንደሚከተው…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ሩሲያን ዘሎ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዕና- ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ሩሲያን ዘሎ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዕና ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ሩስያን ኣፍሪካን ዘለወን ምትሕብባር ኣብ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ቴክኖሎጂ፣ ህንፀት መሰረተ ልምዓት፣ ትምህርቲን ጥዕናን ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ መገዲታት ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝተሳለጠ ተዛሪቦም። ምዝዛም ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሩሲን ስዒቡ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ መንጎ መንገስቲ ሩሲያን ሃገራት ኣፍሪካን ብዙሓት…

ዜና ትግርኛ
0

ኒጀር፡ መራሒ ቫግነር ንወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ዘለዎ ደገፍ ገሊጹ

መራሒ ዕሱብ ጉጅለ ቫግነር የቭገኒ ፕሪጎዢን ንወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ኒጀር ከምዝድግፍ ገሊጹ። ኒጀር ሓንቲ ካብ ቀንዲ መሓዛ ምዕራባውያን ሃገራት ምዃና’ያ ትፍለጥ። ኣብቲ ብመንገዲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ቴለግራም ዝተዘርግሐ ዘይተረጋገጸ ድምጺ ፕሪጎዢን፡ እቲ ዕልዋ ኣቐዲሙ ክግበር ዝነበሮ ምዃኑ’ዩ ዝዛረብ። “ኣብ ኒጀር ዘጋጠመ፡ ህዝቢ ኒጀር ኣንጻር ናይቶም ኣብ ልዕሊኡ ሕግታት ህይወቶም ከገድዱ ዝደልዩ ገዛእቱ ዝተላዕለሉ እዩ” ከምዝበለ ኤ-ኤፍ-ፒ…

ዜና ትግርኛ
0

ሱዳን፡ ጀነራል ሕመድቲ ኲናት ድሕሪ ምውልዑ ንፈለማ እዋን ተራእዩ

መራሒ ናይቶም ኣንጻር ሰራዊት ሱዳን ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይልታት ኣደዒም ኣል-ሰሪዕ ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ኲናት ኣብ ክፍላ ሚያዝያ ድሕሪ ምውልዑ ንፈለማ እዋን ብቪድዮ ተራእዩ። እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፡ ሓይልታቱ 3 ነፈርቲ ውግእ ሓይሊ ኣየር ሱዳን ከምዘዕነዉ ምንጭታት ሓቢሮም ኣለዉ። እቲ ቀጢኑን ኢዱ ምስ ዝተረፈ ኣካላቱ ኣጥቢቑ ሒዙ ዝርአ ‘ሕመድቲ’፡ ኣንጻር ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን ጀነራል ኣል-ቡርሃን ዘለዎ…

ዜና ትግርኛ
0

የዓለም ባንክ ፕሬዚዳንት በኢትዮጵያ ይፋዊ የሥራ ጉብኝት ሊያደርጉ ነው

የዓለም ባንክ ፕሬዚዳንት አጃይ ባንጋ በኢትዮጵያ ይፋዊ የሥራ ጉብኝት ሊያደርጉ ነው። አዲሱ የባንኩ ፕሬዚዳንት በኢትዮጵያ ከፈረንጆቹ ሐምሌ 31 ቀን ጀምሮ ለሁለት ቀናት ይፋዊ የሥራ ጉብኝት እንደሚያደርጉ ባንኩ አስታውቋል። በጉብኝታቸውም ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድን ጨምሮ፥ ከገንዘብ ሚኒስትር አቶ አህመድ ሺዴ እና ከብሄራዊ ባንክ ገዢ ማሞ ምህረቱ ጋር እንደሚወያዩ ይጠበቃል። ከዚህ ባለፈም ከአፍሪካ ህብረት ኮሚሽን ሊቀ መንበር…

ዜና ትግርኛ
0

ቅልጡፍ ጠመተ ዝጠልብ ጉዳይ ፣ ስፍሓት ዘለዎ ዕስለ ኣምበጣ !!

ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ስፍሓት ዘለዎ ዕስለ ኣምበጣ ከም ዝተርኣየ ተገሊፁ :: ሓላፊ መምርሒ ሕርሻ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ኣታኽልቲ ኣረፈ ከም ዝበልዎ እቲ ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ጣብያታት ሓረሳዉን ገብረኪዳንን እዩ ብስፍሓት ተራእዩ ዘሎ:: ስለ ዝኾነ ንምክልኻል እቲ ዕስለ ኣምበጣ ኣካላት ኣመራርሓ እቲ ከባቢ ምስ ነባሪ ህዝቢ ተዋዲዶም እናሰርሑ እዮም::እቲ ዕስለ ኣምበጣ ናብ ካልኦት ጣብያታት እታ…

አማርኛ ዜና
0

በኢትዮጵያና በሩሲያ መካከል ያለውን የመረጃ፣ የቢዝነስና የመሰረተ ልማት ትብብር የሚያጠናክር ስምምነት ተፈረመ

በኢትዮጵያና በሩሲያ መካከል ያለውን የመረጃ፣ የቢዝነስና የመሰረተ ልማት ትብብር የሚያጠናክሩ ስምምነቶች ተፈረሙ። ስምምነቶቹ በሩሲያ አፍሪካ ጉባኤ ላይ እየተሳተፈ በሚገኘው የኢትዮጵያ የልዑካን ቡድን አባላት የተፈረሙ ናቸው ተብሏል። በኢትዮጵያና በሩሲያ መካከል አለም አቀፍ የመረጃ ደህንነትን በተመለከተ በጋራ ለመስራት የሚያስችላቸውን ስምምነት የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ዲኤታ አምባሳደር ምስጋኑ አረጋና የሩሲያ የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ሰርጌይ ላቭሮቭ ናቸው። ስምምነቱ በአለም አቀፍ…

አማርኛ ዜና
0

የመጀመሪያ ዙር የማህበራዊ ሳይንስ የ12ኛ ክፍል ሀገር አቀፍ ፈተና ተጠናቀቀ

ባለፉት ሶስት ቀናት ሲሰጥ የነበረው 2015 ዓ.ም የ12ኛ ክፍል የመጀመሪያው ዙር የማህበራዊ ሳይንስ ብሔራዊ ፈተና መጠናቀቁን የትምህርት ምዘናና ፈተናዎች አገልግሎት አስታውቋል፡፡ አገልግሎቱ በሂደቱ ለተሳተፉ ሁሉ ምስጋና አቅርቧል፡፡ የሁለተኛው ዙር የተፈጥሮ ሳይንስ የ12ኛ ክፍል ሀገር አቀፍ ፈተና ከሐምሌ 25 ቀን 2015 ዓ.ም ጀምሮ ይሰጣል። የትምህርት ሚኒስትሩ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ በአርባምንጭ ዩኒቨርሲቲ ዋናው ግቢና ሳውላ ካምፖስ ተገኝተው…

አማርኛ ዜና
0

ቀድመው ለሚዘሩ ሰብሎች ማዳበሪያ እንዲደርስ እየተሰራ መሆኑ ተገለጸ

ቀድመው ለሚዘሩ ሰብሎች የአፈር ማዳበሪያ እንዲደርስ እየተሰራ መሆኑን የግብርና ሚኒስቴር ገለጸ። የግብርና ሚኒስትር ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) የማዳበሪያ አቅርቦትን ጨምሮ በወቅታዊ የግብርና ስራዎች ዙሪያ መግለጫ ሰጥተዋል። በመግለጫቸውም በዚህ አመት ያጋጠመውን የማዳበሪያ አቅርቦት ችግር እንዳይደገም ከወዲሁ የቀጣዩን ዓመት የማዳበሪያ ግዢ ለመፈጸም መታቀዱን ተናግረዋል። ከጫረታ የማዳበሪያ ግዥ በተጨማሪ ሌሎች አማራጮችንም በመጠቀም ችግሩን ለመፍታት እንደሚሰራ ጠቁመዋል። የዚህ ዓመት የማዳበሪያ…

ዜና ትግርኛ
0

ግዳይ ፆታዊ ዓመፅ ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ህፁፅ ጥዕናዊ ደገፍ ን ምላሽን ምሃብ ንሕውየት ወሳኒ እዩ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም

ንግዳይ ፆታዊ ዓመፅ ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ህፁፅ ጥዕናዊ ደገፍ ን ምላሽን ምሃብ ንሕውየት ወሳኒ ምኻኑ ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ተድሮስ ኣድሓኖ ኣብ ትዊተር ገፅ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዝሓልፉ 3 ዓመታት ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝበፀሓ ፆታዊ ዓመፅ ልቢ ዝሰብር እዩ ኢሎም፡፡ ዶክተር ቴድሮስ ኣዚ ዝገለፁ እቲ ብ ምሁራት ስቪል ማህበረሰብን ዝተፀነዐን ብ BMJ ጆርናል…

ዜና ትግርኛ
0

ኮሚሽን ጉምሩኽ ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኮሚሽን ጉምሩኽ ስርዓት ቅብብል ዋጋ ንምስላጥ ዘኽእል ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኮሚሽን ጎድና ጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ፤ ስርዓት ቅብብል ዋጋ ንምስላጥ ዘኽእል ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ካብ ሩሲያ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ኣቑሑት ትኽክለኛ ሓበሬታ ዋጋ ንምርካብን መንግስቲ…

ዜና ትግርኛ
0

ዕልዋ ኒጀር፡ ጀነራል ዓብዱራሕማን ትኪያኒ መራሒ እታ ሃገር ምዃኑ ኣዊጁ

መራሒ ወተሃደራዊ ዕልዋ ጀነራል ዓብዱራሕማን ትኪያኒ ሓድሽ መራሒ እታ ሃገር ምዃኑ ብወግዒ ኣፍሊጡ። እቲ ዑመር ትኪያኒ ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣዛዚ ኣሃዱ ሓለዋ ፕረዚደንት፡ ብረቡዕ ንፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ብምሓዝ’ዩ ነቲ ዕልዋ ጀሚርዎ። እቲ ወዲ 62 ዓመት ጀነራል ትኪያኒ ኣብ 2011 ኣዛዚ ሓለዋ ፕረዚደንት ኮይኑ ዝተመደበ ኮይኑ፡ ኣብ 2018 ብፕረዚደንት ነበር ማሃማዱ ኢሱፉ ናይ ጀነራል ማዕርግ ዝተዋህበ’ዩ። ኣብ…

ዜና ትግርኛ
0

ደሪሕ ኣልነጃሺ ማእከል መስሕብ ቱሪዝም ክኸዉን ብዕቱብ ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ኣፍሊጡ ።

ብኣቆፃፅራ ሄጅራ ንመበል 1445 ዝኽበር ዘሎ በዓል ዓሹራ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብዝመፁ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና ሃይማኖታዊ ክብሪታቱ ብዝሕሉ መንገዲ ተኸቢሩ እዩ:: ኣብቲ በዓል ተረኺበን ዘረባ ዘስምዓ ምክትል ሓላፊት ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ወይዘሮ ዘነቡ ሓለፎም ከም ዝበልኦ ደሪሕ ኣልነጃሺ ታሪካኻዉን ቅዱስ ስፍራን ጥራይ ዘይኮነስ ማእከል ምክብባርን ምክእኣልን ሃይማኖታት እዉን ከም ዝኮነ ኣረዲአን ። ስለ ዝኮነ…