መሰረተ ልምዓታት ኣብ ዳግማይ ህንፀት ትግራይ ዝምልከት ዘተ ምስ መንገዲ በዓል ስልጣን ኢትዮዽያ ተካይዱ
ካብኔ ሴክሬታራት መሰረተ ልምዓት ትግራይ ምስ መንገድ በዓል ስልጣን ኢትዮዽያ ፣ከተማን መሰረተ ልምዓትን ሚኒስተር፣ትራንስፓርትን ሎጅስቲክስን ሚኒስተር ትራንስፖርት ኣገልግሎትን መሰረተ ልምዓትን ሎጅስትክስን ዘርፊታት ኣብ ጉዳይ ምፅጋን ምቕፃልን ምህናፅን ምጅማርን ትራንስፖርት፣ኮንስትራክሽን ፣መንገድታትን ካልኦት ህዝባዊ ግልጋሎታትን ከተማ ግልጋሎታትን ኣመልኪቶም ዘትዮም ፡፡ ኣብ ቐረባ እዋን ስራሕ ንምጅማር እውን ተስማዕሚዖም ኣለው ፡፡ ተወከልቲ ኮንትራክተራት ማሕበራት ትግራይ፣ትራንስፖርት ማሕበራት ትግራይ ፣ሱር ኮንስትራክሽንን…
