Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ልኡኽ  ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመርሐ ናይ ሓደ ሰሙን ፃኒሑቱ ወዲኡ ሎሚ ቐዳም ናብ መቐለ ክምለስ ትፅቢት ይግበር። 

ልኡኽ  ጊዜያዊ_ምምሕዳር ትግራይ ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመርሐ ናይ ሓደ ሰሙን ፃኒሑቱ ወዲኡ ሎሚ ቐዳም ናብ መቐለ ክምለስ ትፅቢት ይግበር።   ልኡኽ ጊዜያዊ_ምምሕዳር ትግራይ ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመርሐ፡ ንሓደ ሰሙን ምስ ፌደራል መንግስቲ፣ መንግስቲ ኦሮሚያ ክልልን ካሎኦትን ክዘራረብ ብምቅናይ  ሎሚ ቐዳም ናብ መቐለ ክምለስ ትፅቢት ይግበር።  • ናይ 2015 ዓ.ም ዓመታዊ በጀት ትግራይ ክልቀቅን ካብ ዓለም-ለኸ ለገስቲን…

ዜና ትግርኛ
0

ኣብ ጅጅጋ  ገርባ ኣብ ዝበሃል ቦታ ተኣሲሮም ዝነበሩ ወታደራት ተጋሩ ተፈቲሖም

አብ ጅጅጋ ፍሉይ ቦታ ገርባሳ ካምፕ ተባሂሉ አብ ዝፅዋዕ  ተጋሩ ብብሄራዊ መንነቶም ምኽንያት ጥራሕ ተኣሲሮም ዝነበሩ  ወታደራዊ መኮነናት ሎሚ ዕለት 19 2015 ዓም ተፈቲሖም፡፡ ኣብ ካልኦታ ከባብታት ኢትዮጵያ ተመሳሳሊ እሱራት ከምዘለው ይፍለጥ::

ዜና ትግርኛ
0

ብሄራውያን ውድባት ትግራይ( ሳወት ን ውናት) ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣምልኪተን ዘውጸኦ መግለጺ

እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ዝተውሃበ መግለፂ ከምዝፍለጥ ማዕረ ውክልና ፖለቲካዊ ሓይልታት ዘረጋገፅን ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ መሓውር መንግስቲ ዳግመ ተኸላ ብምግባር ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ዘውሕስን ጊዝያዊ መንግስቲ ክጣየሽ ተደጋጋሚ ፃውዒት ምግባርና ዝዝከር እዩ። ይኹን እምበር ደጋጊምና ንዘቕረብናዮ መርገፂ ዝቕበልን ዝምቹን ኩነታት ከምዘይነበረ ይፍለጥ። ኣብዚ ቀረባ “ዝንጠባጠብ ዓቕሚ ትግራይ” ኣይህሉን ዝብል መደረ ሓዱሽ ፕረዚዳንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፤…

ዜና ትግርኛ
0

ትግራይ ከመይ ነፋልጣ ” ዝብል ዋዓላ ኣብ ከተማ መቐለ

መጋቢት 16 2015 ዓ/ም ብምትሕብባር ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን፣ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን፣ ዓለም ለኻዉያን ምሁራን ተጋሩን Global Consulting Group ”ትግራይ ከመይ ነላልያ / Branding Tigray /” ዝብል ዛዕባ ኣብ ከተማ መቐለ ዘተ  ክሳለጥ ውዒሉ ። ቱሪዝም ትግራይ ፣ታሪኽ፣ባህልን ሃይማኖታዊ ክብርታት፣ቃልስን ጅግነትን ፣ተፈጥሮኣዊ ፀጋታት ትግራይ ብኩለመዳያዊ እወንታዊ ምስሊ ትግራይ ንምህናጽ  ኣብ መድረኽ ዓለም ምልላይ ዝዓለመ መድረክ…

Politicsዜና ትግርኛ
0

ፈላማይ መግለፂ ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ፡ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዕንወትን ጥፍኣትን ንምድሓን ኩሉ ዓይነት መስዋእቲ ከፊሉ እዩ ኢሎም። ስለዝኾነ ግዝያዊ ምምሕዳር ህዝቢ ትግራይ ዝተቓለሰሉን መስዋእቲ ዝኸፈለሉን ዕላማታት ንምዕዋት ክሰርሕ እዩ ኢሎም። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መሬታዊ ሓድነት ትግራይ ምርግጋፅ፣ ተመዛበልቲ ናብ መንበሪኦም ምምላስን ኩለመዳያዊ ፀገማት ህዝቢ ኣብ ዝሓፀረ እዋን…

Editor's PickPolitics
0

ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብዓይኒ ረብሓ ትግራይ 

ትግራይ  ኣብ ስምምዕ ፕሪቶርያ ተዓዊታ ዶ  ዝብል ሕቶ ንምምላስ ናይቲ ቃልሲ ዕላም እንታይ ነይሩ  ? ብስምምዕ ከ እንታይ  ተዓዊቱ?፡ እንታይ ከ ኣስኢኑ ዝብል ምፍታሽ የድሊ። ዝኮነ ኲናት ቅድሚ ውግእ ምውልዑ ናይ ሓሳብ ግጥም ጎንፂ ኣብ ተዋጋእቲ ሓይልታት ኣእምሮ ይጅምር፡፡  ናይ ሓሳብ ግጥም ብሰላማዊ መንገዲ ፍታሕ ምርካብ ዓቅሚ እንትስእን ናብ ወታደራዊ ጎንፂ የምርሕ፡፡ እንተኮነ ብወታደራዊ ሓይሊ…

ዜና ትግርኛ
0

ሎሬት ዶክተር ተወለደ ገብረዚኣብሄር ኣብዛ ዓለም ብሞተ ተፈልዮም

ተሸላሚ ሎሬት ዶክተር ተወልደ ገብረ እግዚኣብሄር ኣብ መበል 83 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ናይ ተፈጥሮ ከባቢ ተማጓትን ሳይንቲስትን ብምኳን ዝፍለጥ ኣዚዮ ክብረ ዘትረፈ እንትኮን ኣብ ለካቲት 12 1932 ዓ/ም ካብ ኣቦኦም ቀሺ ገብረእዚጋአቢሄር ዮውሃንስን ኣዲኦም ወ/ሮ መዓዛ ወልደመድህን ኣብ ትግራይ ዓደዋ ሩባ ገረድ ዝበሃል ቦታ ተወሊዱ፡፡ መባእታ ትምህርቱ ኣብ 1ይ ብርኪ ንግስተ ሳባ ፣…

ዜና ትግርኛ
0

ብማእኸላይ ኮሚሽን ቁፅፅር ህወሓት ዝተውሃበ ጋዜጣዊ መግለፂ!

ማእኸላይ ኮሚሽን ቁፅፅር ህወሓት ኣብ ኣጠቓላሊ ኩነታት ውድብ ህወሓት ኣመልኪቱ 10 ግንቦት 2015 ዓ/ም ንሚድያታት ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ፡፡ ህወሓት ወፅዓ ህዝቢ ትግራይ ዝወለዶ፣ ቅኑዕን ህዝባውን ዕላማ ሒዙ ዝተልዓለ፣ ብመሪር ቃልስን መስዋእትነትን ዝዓበየን ካብ ጠንካራን ለባምን ህዝቢ ትግራይ ዝተወለደ፣ ህዝቢ ትግራይ ሓብሒቡ ዘዕበዮ ዉድብ ምዃኑ ኣፍቲ መግለፂ ሓቢሩ፡፡ እቲ ብኣቦ መንበር ማእኸላይ ኮሚሽን ቁፅፅር ህወሓት ኣይተ…

AfricaPoliticsዜና ትግርኛ
0

ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌደራል ነቲ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዘሕለፎ ውሳነ ግብረሽበራ ኣልዒሉ

ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል ፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ግብረሽበራዊ ውድብ ካብ ምዃኑ ክእለ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ ነቲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዝተጻዕነ ገበን ግብረሽበራ ኣልዒሉ። ብመሰረት ዓንቀጽ 20 ንኡስ ዓንቀጽ 2 ኣብ ዓንቀጽ 20 ኣዋጅ ቁጽሪ 1176/2012፡ ቅድሚ ክልተ ዓመት ብሰንኪ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና…

Uncategorized
0

ባይቶና ዓባይ ትግራይ ናብ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ንምእታው ወሲኑ

ባይቶና ዓባይ ትግራይ ናብ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ንምእታው ኸም ዝወሰነ መራሒ እቲ ፓርቲ ዶ/ር ፀጋዘኣብ ካሕሱ ሓቢሮም፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ቁፅፅር ኮሚሽን ባይቶና ዓባይ ትግራይ ውሳነ ይኩን ኣኬባ ክይግበር ዝኣገደ ይዝከር፡፡

ዜና ትግርኛ
0

ኣካላዊ መጉዳእቲ ዝበፅሖም ተጋደልቲ ናብ ኣደባባይ ወፂኦም

ጀጋኑ ኣካል ጉዳኣት  ኣባላት ሓይሊ ምክልካል ትግራይ ኣብ ከቢድ ናይ ናብራ ፀገም ከምዘለው ብዝሓት ተዓዘብቲ ዋላኳ እናገለጹ እንተጸንሑ  ፤ እቶም ኣባላት እንተኮነ ብተደጋጋሚ ሕቶታት ከቕርቡ ፀኒሖም እዮም።  ኣብ ባዕላዊ ሕትኩቱክ ዛኣተወ መሪሕነት ንሕቶታቶም ክምልስ ድልውነት ብዘይምራኣዩ ሎሚ 12 መጋቢት 2015 ዓ/ም ናብ ኣደባባይ ከተማ ኣብ መቐለን ከባቢ ኲሓ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ:: ኣካላዊ መጉዳእቲ ዝበፅሖም፡ ኣብ…

AfricaPoliticsዜና ትግርኛ
0

ምምሕዳር ባይደን ኣብ ትግራይ ዝተካየደ ኣረሚናዊ ኩናት ኩሎም ወገናት ኲናት ገበናትን ኣንጻር ሰባኣውነትን ከምዝፈጸሙ ብሊንከን ኣፍሊጡ

ዋሽንግተን (ኤፒ) — ምምሕዳር ባይደን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኣረሜናዊ ግጭት ኩሎም ወገናት ገበናት ኲናትን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ከምዝፈጸሙ ከምዝወሰነ ትማሊ ሶኑይ ኣፍሊጡ። እዚ ክያዶ ንፖሊሲ ኣሜሪካ ዝኾነ ቅጽበታዊ ትርጉም ዘይብሉ ኮይኑ፡ ከምዚ ዓይነት ክስታት ክኽሰስ ንዝቐርብ ጻውዒት ግን ክብደት ይህብ እዩ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከን ነዚ ቆራፅ ውሳነ ዝገለፁ፣…

Uncategorized
0

ህወሓት ንግዚያዊ መንግስት ትግራይ ፕረዚዳንትነት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓሪያ

ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዝፀንሐ ደማዊ ኲናት ትግራይ ብ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ውግእ ጠጠው ምባሉ ይፍለጥ፡፡ ኣብ ትግራይ ግዚያዊ መንግስቲ ምጥያስ ኣካል እቲ ስምምዕ ምንባሩ ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ ህወሓት ንግዚያዊ መንግስቲ ፕረዚዳንት ዶ/ር ደብረጺዮን ገ/ሚካኤል ክኽውን ወሲና እንተነበረት ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ስለዘይተቀበሎ ሓዱሽ ፕረዚዳንት ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ክትመዝዝ ተገዲዳ፡፡ ነዚ ስዒቢ ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ንግዚያዊ…