Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣብያ ሓወልቲ ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ንዝህነፅ ቤት ትምህርቲ እምነ ሰረት ኣንቢሩ

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣብያ ሓወልቲ ብክቡር ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ንዝህነፅ ቤት ትምህርቲ ሎሚ 19 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም እምነ ሰረት የንብሩ ኣለው። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ዝተረኸቡ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ፣ ኩለና ተሓባቢርና ትግራይ ክንሃንፅ ይግባእ ነዚ ቀንዲ ድማ ኣብያተ ትምህርቲ ብምህናፅ ክንጅምሮ ይግባእ ኢሎም። ክቡር ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብወገኖም ሰብ ሃፍቲ ተጋሩ ውድድርና ትካላትን መሰረተ ልምዓታትንን ብምህናፅ ክኾን ይግባእ ክብሉ መልእኽቶም ኣሕሊፎም ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *