Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ብኣምባሳደር ቱርኪ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ ይዝትዩ ኣለው።

ኣብ ኢትዮጲያ ኣምባሳደር ሃገረ ቱርኪ ሚስተር ባርክ ባራን ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ ሎሚ ምስ ፕረዝደንት ጌታችው ረዳን ካልኦት ኣባላት ካቢኔን ይዝትይ ኣሎ።

ካብቶም ኣምባሳደር ብተወሳኺ ኣብ ኢትዮጲያ ኣተሓባባሪ ልምዓታዊ ስራሕቲ ቱርኪ ሚስተር ሰንጋዝ ፕሎት ከም ኡ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዳይሬክተር ተርክሽ ማአርይፍ ፋውደስን ሌቫንት ሳሂም ዝተረኸቡ ኮይኑ ቱርኪ ንትግራይ ብዛዕባ ትህቦ ደገፋትን ክተካይዶ ትኽእል ስራሕቲ ልሞዓትን ኣመልኪቶ ክዝትዩ ትፅቢት ይግበር ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *