ፍብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ብመዓልቲ 25 ሽሕ ኩንታል ሲሚንቶ ምፍራይ ከም ዝጅምር ምክትል ኣካያዲ ስራሕ ፍብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ኣይተ ጠዓመ ከበደ ገሊፆም።
ትግቲቪ
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!