Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ፌስቲቫል ተጋሩ ኣውረፓ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፎርት

ትማሊ ብዕሊ ኣብ ጀርመን ከተማ ፍራንክፎርት በድምቀት ዝጀመረ ፌስቲቫል ተጋሩ ኣብ ኣውሮፓ ብዝተፈላለዩ ምድላዋትን መርሀ ግበሪታትን እናቐፀለ ይርከብ ።

ትማሊ ኣብ ህሊዊ ኩነታት ትግራይ ኣድሂቡ ዓብይ መድረኽ ተሳሊጡ እዩ ።

ካብዚ ብተወሳኺ ንተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ዝሳለጥ እዚ ዓብይ መድረኽ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታትን ኣማራፂ ንግድን ኢንቨስትመንት ትግራይን ሰፊሕ ዘተ ሓዊሱ ስፓርታዊ ውድድራት፣ባህላዊ ምርኢትን ከምእውን ምድላው ሙዚቃ ክህሊ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *