Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ፊንላንድ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ንምስታፍ ድልውቲ እየ ኢላ

ኣብ ሚኒስትር ወፃኢ ጉዳያት ፊንላንድ አፍሪካን ማእኸላይ ምስራቕን ምክትል ዳይሬክተር ሄለና ኣርስትን ምስ ፕሬዝደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ ተራኺበን ኣብ ዝገበሮኦ ዘተ መንግስቲ ፊንላንድ ኣብ ደግመ ህንፀት ትግራይ ብፍሉይ ኣብ ዓውዲ ጥዕና፣ማይን ሓለዋ ፅሬትን ትኹረት ሂባ ክትሰርሕ እያ ኢለን።

ፕሬዝደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ ብወገኖም እቲ ከይዲ ሰላም ዝበፅሐሉ ብርክን፣ ካብ ሩሑቕን ቀረባን ነቲ ከይዲ ሰላም ንምትዕንቓፍ ዝሰርሑ ሓይልታትን ዘሎ ፈተናን ኣመልኪቶም ነተን ምክትል ዋና ዳይሬክተር  ብምግላፅ ዕውት ዘተ ከምዝነበረ ኣብ ገፅ ትዊተር ዕላዊ ገይሮም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *