Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
Politicsዜና ትግርኛ
0

ፈላማይ መግለፂ ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ፡ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዕንወትን ጥፍኣትን ንምድሓን ኩሉ ዓይነት መስዋእቲ ከፊሉ እዩ ኢሎም። ስለዝኾነ ግዝያዊ ምምሕዳር ህዝቢ ትግራይ ዝተቓለሰሉን መስዋእቲ ዝኸፈለሉን ዕላማታት ንምዕዋት ክሰርሕ እዩ ኢሎም። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መሬታዊ ሓድነት ትግራይ ምርግጋፅ፣ ተመዛበልቲ ናብ መንበሪኦም ምምላስን ኩለመዳያዊ ፀገማት ህዝቢ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ምፍታሕን እቲ ቀንዲ ቀዳምነት ዝወሃቦ ስራሕ ምዃኑ ገሊፆም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *