Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፦

1.ኣብዱላዚዝ ዳውድ (ዶ/ር)—ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል

2.ኣብዲ ዩያ (ዶ/ር) —– –ኮሚሸነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ክልል ኦሮሚያ

3.መሰረት ኣሰፋ ——— ሓላፊት ቢሮ ንግዲ ክልል ኦሮሚያ

4.መብራት ባጫ —– —-ሓላፊ ቢሮ ህፃናትን ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮን ክልል ኦሮሚያ

5.ኣይተ ማቲዎስ ሰቦቃ —– ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርቲን ክልል ኦሮሚያ

6.ኤባ ገርባ (ኢ/ር)———- ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን ክልል ኦሮሚያ

7.ኣይተ ጀማል ከድር —– —– ሓላፊ ኤጀንሲ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ክልል ኦሮሚያ ብምዃን ከምዝተሸሙ ተገሊፁ።


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *