Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ጉጅለ ምሕዝነት ዲፕሎማሲ ፓርላማ ኢትዮ-ኳታር ምስ ኣምባሳደር ኳታር ተዛቲዩ

ጉጅለ ምሕዝነት ዲፕሎማሲ ፓርላማ ኢትዮ-ኳታር ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ሃማድ ሞሓመድ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተቐቢሉ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኣድሂቡ ተዛቲዩ።

ዕላማ እቲ ዘተ ኣባላት እቲ ጉጅለ ምሕዝነት ምስቶም ኣምባሳደር ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ምክያድ፣ ኣብ ኳታር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሰራጀሕተኛታት ኣተሓሕዘኦም ብዝምልከት ብሓባር ምስራሕ፣ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታትበብ ተግባራትን ልውውጥ ልምዲ ምምችቻውን ከምዝኾነ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ድሕሪ እቲ ዘተ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝተገበረ እውን ተሓቢሩ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *