Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ጉባኤ ድሕንነት ሳይበርን ዲጂታል ስግግርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ጉባኤ ድሕንነት ሳይበርን ዲጂታል ስግግርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ጉባኤ ድሕንነትን ሉኣላዊንትን ሳይበር ኢትዮጵያ ንምሕላውን ሃገራዊ ስነ ምህዳር ሳይበር ኣብ ምጥንኻርን ብስፍሓት ንምዝታይ ዝተሰናደአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ንክለተ መዓልቲታት ኣብ ዝካየድ ጉባኤ÷ ኣብ ጉዳይ ድሕንነት ሳይበር ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳይት ምኽክር ክግበር ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ኣታወታት ፖሊሲ ንምትላም ዘኽእሉ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም ልዝብ ከምዝግበረሎም እውን ተገሊፁ።

እቲ ጉባኤ÷ ማሕበረሰብ ብዛዕባ ድሕንነት ሳይበር ግንዛበ ንኽህልዎ ናይ ምግባር ዕላማ ከምዘለዎ እውን ተሓቢሩ፡፡

ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ትእግስት ሃሚድ ኣብቲ መድረኽ÷ ድሕንነትን ሉኣላዊንትን ሳይበር ኢትዮጵያ ንምሕላው ዲጅታል ስግግር

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *