ana Broadcasting Corporate S.C
ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

By Dest Teka on July 25, 2023
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ምቅልጣፍ መዕባለ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ መናእሰይ በትምህርቲን ክእለትን ብምብቃዕ ፍሪያቶም ምስሳን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳተያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መነግስቲ ኣብቲ ጉባኤ ይሳተፍ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ካብ ልዕሊ 30 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ልዐሊ 1 ሺሕን 200 ተሳተተፍቲ ተረኺቦም።
እቲ ጉባኤ ክሳብ ፅባሕ ከምዝፀንሕ ግዜኢ ፀብፂቡ።
ፋና
