ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ትግራይ ድምፂ ተመዛበልቲ ይሰማዕ፣ዉዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ብህፁፅ ይተግበር፣ ወረርቲ ሓይልታት ኣምሓራን ኤርትራን ካብ መሬትና ይዉፅኡ፣ ተመዛበልቲ ናብ መረበትና ብህፁፅ ምለሱና፣ዝተቛረፀ ሰብኣዊ ሓገዝ ብህፁፅ ይጀምር፣ኣብ ልዕሌና ዝፍፀም በደል የብቅዕን ካልኦትን ዝብሉ መልእኽታት ዝሓዙ ጭርሖታት ብምሓዝ ኣብ ኣደባባይ ወፅኦም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!