Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

”ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ተምሳሌት ፅንዓት፣ኒሕ፣ ዘይስበር እምቢ በሃላይነትን እየን” ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ

ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳ ትግራይ ጌታቸው ረዳ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቶም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብሓፈሻ ድማ ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ርሑስ በዓል ክኾነለን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ብፍላይ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መርኣያ ፅንዓት፣ኒሕን ዘይስበር መንፈስን ከምዝኾና ብምግላፅ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንዝበፅሐን ሰፍ ዘይብል ወፅዓ ዘይስገር ፍትሒ ይጠልባ ክብሉ ገሊፆም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ትግራይ ናይተን ግዳይ ግፍዕን መከራን ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብዓልቲ ዕዳ እያ ክብሉ ኣብ ገፅ ማሕበራዊ መራኸቢ X ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።

መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ እንታይ’ዩ?

ህዝቢ ዓለም ንልዕሊ ሓደ ዘመን ን8 መጋቢት [ማርች 8] ሓንቲ ፍልይቲ በዓል ደቂ ኣንስትዮ ገይሩ የብዕላ ጸኒሑን የብዕላን ኣሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *