Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ዩኒቨርስቲ ግላስጎው ስኮትላንድ ንዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ናይ ክብሪ ዲግሪ ሂቡ

ኣብ ዓለምና ኣብ ዓውደ ትምህርቲ ሕክምና ፡ ሳይነስን ምርምርን ዝለዓለ ዝናን ክብርን ካብ ሞንጎ ዘለዎም ዩኒቨርስታት ሐደ ሙኻኑ ዝንገረሉ ዩኒቨርሲቲ ግላስጎው ፡ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኮይኖም ኣብ ዓውደ ጥዕና ንዘበርክትዎ ዘለው ልዑል ግደን ፃዕርን ናይ ክብሪ ዲግሪ ሂብዎም ኣሎ ።

ኣብ ሳይንስን ሕክምናን ሓዊሱ ኣብ ዓውደ ትምህርትን ምርምርን ኣዝዩ ሃብታም ውርሻ ካብ ዘለዎ ዩኒቨርሲቲ ናይ ክብሪ ዲግሪ ምቕባለይ ኣዝዩ ክብሪን ኩርዓትን ይስምዓኒ ዝበሉ ነቲ ሽልማት ዝተቐበሉ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ብፍላይ ኣብ ኣዝዩ ኣፀጋሚ ኩነታት ኮይኖ ስራሕቶም ንዝውግኑ ዘለዉ ሰብ ሞያ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተውሃበ ኣፍልጦ እዩ ኢሎም ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *