Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ዜና ዕረፍቲ !ኣብ ከተማ ማይጨው ናብ ሎሚ ኣብ ዘውገሐ ለይቲ እንታይ’ዩ ኣጋጢሙ?

ሓላፊ ማሕበራዊ ጉዳይ ዞባ ደቡብ ኮይኖም ዝሰርሑ ዝነበሩን ኣብ ዝተፈላለዩ ውድባውን መንግስታውን መሪሕነት ንነዊሕ እዋን ኸገልግሉ ዝፀንሑን ኣብ ምግልጋል ዝነበሩን ኣይተ ሳምሶን ተፈሪ ሃይሉ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 3፡30 (ንጊዝይኡ መንነቱ ብዝምልከቶ ኣካል ክሳብ ዝርቋሕ) ከምዝተቐተሉ ተረጋጊፁ’ሎ።

ኣስክሬን ኣይተ ሳምሶን ተፈሪ ሃይሉ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንምርመራ ናብ ከተማ መቐለ ሆስፒታል ዓይደር ከምዝኣተወ’ውን ተፈሊጡ።

104.4 ሬድዮ FM መቐለ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *