Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ዘተ ፕሬዚዳንት ጌታቸው ምስ ወከልቲ ህዝቢ

ፕሬዚዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ኣብ ከተማ ሽረ ይዛተዩ ኣለው ።

ኣብ ዙርያ ካብ መረበቱ ተመዛቢሉ ኣብ ማእኸላት መዕቖቢ ዝርኸብ ህዝብናን ብሓፈሻ ድማ ኣብ መላእ ህዝቢ ትግራይ ዘለዉ ፀገማት ፣ ጉዳይ ልምዓታዊ ምንቅስቓስ ከመይ ንዓምም ኣብ ዝብሉን ካልኦትን ዘዕባታት ምስ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ዝመፁ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸብሉ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ እቲ ዘተ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸዉ ረዳን ካልኦት ኣመራርሓ ክልል: ዞባን ዝተረኸቡ ኾይኖም ካብ ተሳተፍቲ ዝለዓሉ ሓሳባት ምላሽ ክህቡ ትፅቢት ይግበር።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *