ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዓለም ዳይሬክተር ቀርኒ ኣፍሪካ ተራኺቦም ዘትዮም፡፡
ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ ኣብ ተሓታትነት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ተዛመድቲ ጉዳያትን ኣድሂቦም ድማ ዘትዮም፡፡
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!