Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ዓለም-ለኻዊ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ኣጠቓቕማ ናዉቲ ዘላቒ ሓይሊ

ዪኒቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ኣጠቓቕማ ናዉቲ ዘላቒ ሓይሊ ዝጠመተ ዓለም-ለኻዊ ዓውደ መፅናዕቲ የካይድ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

እቲ ዩንቨርሲቲ ኣብ ድህረ ገፁ ዕላዊ ከምዝገበሮ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኖቲንግሃም እንግሊዝ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኾይኑ መፅናዕትታት ዘቕርቡ ድማ ካብ ዩኒቨርሲቲታት ኣውሮፓ፣ ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያን ዝመፁ እዮም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *