Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ዑደት ኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ናብ ትግራይ

ብኣምባሳደር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ዝተመረሐ ልኡኽ ጉጅለ ፅባሕ 18 ግንቦት 2015 ዓ/ም ናብ ትግራይ ዑደት ከም ዝገበር ተሓቢሩ።

እቲ ብኣምባሳደር ዳረን ዌልች ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዘያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተራኺቡ ከም ዝዝቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት።



ትግቲቪ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *